Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ስታትስቲክስ ንጥንኩር ፖሊሲ ዓንዲ ሑቐ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስታትስቲክስ ሓበሬታ መሰረት ንዝገበረ ጥንኩር ፖሊሲ ዓንዲ ሑቐ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ።
መበል 19 ዓመታዊ ኣኼባ ኮሚቴ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ብኤራዊ ስታትስቲክስ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ‘ፍትሒን ካሳን…
ጉባኤ ኤፊሸንሲ ኢነርጂ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈላማይ ጉባኤ ኤፊሸንሲ ኢነርጂ ኣፍሪካ ካብ ዝቕፅል 1 ክሳብ 2 ታሕሳስ 2018 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢነርጂን መሰረተ ልምዓትን ኣፍሪካ ሌራቶ ማታ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ፀገም ቀረብ ሓይሊ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ኣብ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ን30 ሺሕ መናእሰይ ጎስጓስ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ን30 ሺሕ መናእሰይ ጎስጓስ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣጀሚረን።
እተን ከንቲባ ኣብቲ ጎስጓስ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ከምዝበለኦ፥ እቲ ምምሕዳር ከተማ መናእሰይ ተረባሕቲ ንምግባር ብፍሉይ…
ኣሜሪካ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፖሊስ ዘለዋ ምትሕብባር ብዝበለፀ ክተጠናኽር ኢያ – ኣምባሳደር አርቪን ማሲንጋን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፖሊስ ዘለዋ ምትሕብባር ብዝበለፀ ክተጠናኽር ኢያ ኢሎም ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ አርቪን ማሲንጋ፡፡
ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል የኢትዮጵ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ኣምባሳደር አርቪን ማሲንጋ ተዛቲዮም፡፡…
ዝተማለአ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ተገማቲ፣ ግልፂን ምቹውን ምህዳር ካፒታል ዕዳጋ ምፍጣር ኣኽኢሉ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተማለአ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ተገማቲ፣ ግልፂን ምቹውን ምህዳር ካፒታል ዕዳጋ ምፍጣር ኣኽኢሉ ኢዩ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፡፡
ካልኣይ ዞባዊ ጉባኤ ዕዳጋ ካፒታል ኣብ ማእኸክ ዓለም ለኸ ኣኼባ ኣዲስ ይካየድ…
ጉዕዞ ምዕባለ ንምስላጥ ኣብ መንጎ ተሳትፎ መስራሕቲን መሰል ሰራሕተኛታትን ሚዛን ምሕላው ወሳኒ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዕዞ ምዕባለ ንምስላጥ ኣብ መንጎ ተሳትፎ መስራሕቲን መሰል ሰራሕተኛታትን ሚዛን ምሕላው ወሳኒ ኢዩ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ።…
ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ጉባኤ ዘተ ንምፅዋዕ ምድላዉ ይዛዝም ኣሎ- መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ጉባኤ ዘተ ዝዝትየሉ ኣጀንዳታት ቀሪፁ ዕላዊ ንምግባርን እቲ ጉባኤ ንምፅዋዕን ምድላዉ ይዛዝም ኣሎ ኢሎም ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)።
እቲ ኮሚሽን፥ “ዝለዓለ ተሳትፎ ትካላት ሃይማኖትን ትካላት ሲቪል…
ማእድንን ኢንዱስትሪን መንጠሪ፤ ዲጂታል ኢኮኖሚ ድማ መዛመዲ ኢዩ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲታት ማእድንን ኢንዱስትሪን መንጠሪ፤ ዲጂታል ኢኮኖሚ ድማ መዛመዲ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)።
እቶም ቀደማይ ሚኒስትር፥ “ብመርኣዪ ናይ ምድማር መንግስቲ ምዕባለ ዓውዲታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ…
ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ጥቅምቲ ክሳብ ሕዳር 2018 ዓ.ም ቁልፊ ዝኾኑ ተኸታተልቲ ዕዉታት ተግባራት ፈፂሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ጥቅምቲ ክሳብ ሕዳር 2018 ዓ.ም ቁልፊ ዝኾኑ ተኸታተልቲ ተግባራት ፈፂሞም።
እተም ቀደማይ ሚኒስትር ብኣሰናዳእነት ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ መሬት ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ መራሕቲ ኣባል…
ካብ ተሽከርከርቲ ዝወፅእ ምልቃቕ በካሊ ጋዝ ንምቁፅፃር ኣገዳዲ መምርሒ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ክእቶ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ተሽከርከርቲ ዝወፅእ ምልቃቕ በካሊ ጋዝ ንምቁፅፃር ኣገዳዲ መምርሒ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ክእቶ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ሚኒስቴር ምስ ኢንስቲትዩት ደረጃታት ብመሰረት ዘውፀኦ ስታንዳርድ…