Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣፍሪካውያን ፈጠርቲ ትሕዝቶ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍኤምሲ)ኣፍሪካውያን ፈጠርቲ ትሕዝቶ ማሕበራዊ ሚዲያ ትኽክለኛ ምስሊ እታ ኣህጉር ንዓለም ኣብ ምፍላጥ ከም ኣምባሳደር እናገልገሉ ይርከቡ።
ጉባኤ ፈጠርቲ ፅዕንቶ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣፍሪካ ብምትሕብባር ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ (Pulse of Africa-POA) ምስ…
ተምሳሌት በረከት ስርናይ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዘበናት ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ስማ ምስ ጥሜትን ድርቂን እናተተሓሓዘት ዝነበረት ኢትዮጵያ እዚ ታሪኻዊ በሰላኣ ብምቕራፍ ሽማ ዝቐየረ ልዑል ዓወት ክትጎናፀፍ ጀሚራ ኣላ፡፡
ሓደ እዋን ርዳእታ ትፅበ ዝነበረት ሃገር ሎሚ ካብ መሬታን ብፃዕሪ ደቃን…
ኢትዮጵያ ልዕሊ 330 ሚሊየን ኩንታል ስርናይ ብምፍራይ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኢያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ዓመት ኢትዮጵያ ልዕሊ 330 ሚሊየን ኩንታል ስርናይ ብምፍራይ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኢያ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሰሜን ወረዳ ሱልልታ ኣብ 2 ሺሕን 150 ሄክታር…
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሕገ መንግስታዊ ልኡኽቶታት እናተዋፀአ ይርከብ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር እቲ ቤት ምኽሪ ሕገ መንግስታዊ ልኡኽቶታት እናተዋፀአ ይርከብ ኢሎም፡፡
“ግደ ትካላት ኣብ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሰልጣን፣ ዳይነትን ፍትሒን” ብዝብል ርእሲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን…
1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ዶላር ፅዕነቶ ዕዳ ኣፍሪካ ዝንክዩ መፍትሒታት ንምእንፋት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ዶላር ፅዕነቶ ዕዳ ኣፍሪካ ንምንካይ ዘኽእሉ ኣንፈታት መፍትሒ ንምቕማጥ ዝዓለመ 2ይ ፎረም ሉኣላዊ ፋይናንስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡
እቲ ፎረም 23 ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ልዑል ቅልውላው ዕዳ ኣብ ዝርከባሉ…
ሉኣላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዝጀመርናዮ ፃዕሪ ብዝለዓለ ውፅኢት ቀፂሉ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሉኣላዊነት ምግቢ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ዝጀመርናዮ ፃዕሪ ብዝለዓለ ውፅኢት ቀፂሉ ኣሎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንኢንተርፕራይዛትን ኣንቀሳቐስቲን መስርሒ ቦታን ሼዳትን ክመሓላለፉ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተወዲቦም ስልጠና ንዝወሰዱ ኢንተርፕራይዛትን ኣንቀሳቐስቲን መስርሒ ቦታን ሼዳትን ከመሓላልፍ ኢዩ፡፡
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ከምዝበለኦ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኩለን 11 ክፍለ ከተማታት ንዝርከቡ 1…
ምልዓተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምልዓተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ።
ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት…
ተጠናኺሩ ዝቐፀለ ክልተኣዊ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘለዋ ክልተኣዊ ርክብ ብዝተፈላለዩ ዘፈራት እናጠናኸረት ትርከብ፡፡
ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነትን ሓድነትን ኢትዮጵያ ኣብ ምኽባር፣ ልምዓት ኢኮኖሚ ኣብ ምስላጥን ዴሞክራሲያዊ ስርዓት ኣብ ምህናፅን…
ምዕባለ ኢትዮጵያ ንኽዕወት ብሄራዊ ሓርበኛታት የድልዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ንኽዕወት ብሄራዊ ሓርበኛታት የድልዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝገለፁ መበል 85 በዓል መዓልቲ ሓርበኛታት ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኢዩ።…