Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ንብዝሃ መንነትና ኣፍልጦ ዝሃበ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ንብዝሃ መንነትና ኣፍልጦ ዝሃበ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡
ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ቡሌ ሆራ ይኽበር…
ብሄራዊ ረብሓ እንድሕር ዘይተኺቡ ከም ሃገር ምቕፃል ኣይከኣልን – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ሚኒስትር ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ብሄራዊ ረብሓኣ ክትሕሉ ዘይትኽእ ሃገር ከም ሃገረ መንግስቲ ክትቅፅል ኣይትኽእልን ኢሎም፡፡
ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት…
ሓበሬታ ሳተላይት ብዘይምቁራፅ ዝቕበል ቴክኖሎጂ ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስና ጂኦስፓሻልን ሓበሬታ ሳተላይት ብዘይምቁራፅ ዝቕበል ቴክኖሎጂ ስራሕ ጀሚሩ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ኣብዲሳ ይልማ (ዶ/ር) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ናይ ክልል ከተማታትን ብዘይ ምቁራፅ ካብ ሳተላይት ሓሬታ…
ኣብ ክልል ኦሮሞ መበል 20 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሞ መበል 20 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ቡሌ ሆራ ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሰዓዳ ኣብዱራህማን፣ ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ…
ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ንምምፃእ ፈጠራን ሰለጤንን ምርግጋፅ ይግባእ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ንምምፃእ ኩሎም ኣካላት ብሓባር ብምትሕብባር ፈጠራን ሰለጤንን ምርግጋፅ ይግባእ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)።
እቶም ቀደማይ ሚኒስትር፥ ብመርኣዪ ምድማር መንግስቲ ምዕባለ ዓውዲታት” ብዝብል ርእሲ ንላዕለዎት…
ብዘይካ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ሰለማዊን ልምዓታዊን ጉዕዞ ምግባር ኣይከኣልን -ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ዘለዋ ሃገር እንተዘይኮይና ሰለማዊን ልምዓታዊን ጉዕዞ ምግባር ኣይከኣልን ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)።
እቶም ቀደማይ ሚኒስትር፥ ብመርኣዪ ምድማር መንግስቲ ምዕባለ ዓውዲታት” ብዝብል ርእሲ ንላዕለዎት…
መሳልል ዕብየት ደረጃ ብደረጃ ንምውፃእ ምፍታን ጉልበት ዘዳኽም ኢዩ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መሳልል ዕብየት ደረጃ ብደረጃ ንምውፃእ ምፍታን ሃፍቲን ጉልበትን ዘዳኽም ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)።
እቶም ቀደማይ ሚኒስትር፥ ብመርኣዪ ምድማር መንግስቲ ምዕባለ ዓውዲታት” ብዝብል ርእሲ ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና…
ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንምምላስ ዝግበር ፃዕሪ ቀፂሉ ኣሎ- ኣምባሳደር ጀማል በከር (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብሽርሒን ዘይሕጋዊ መገዲን ዝሰኣነቶ ኣፍደገ ባሕሪ ብሰለማዊ መገዲን ብድርድርን ንምምላስ ፃዕራ ኣጠናኺራ ቀፂላ ኣላ ኢሎም ኣምባዳሰር ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ ጀማል በከር (ዶ/ር)፡፡
እቶም ኣምባሳደር ምስ ተወከልቲ ማሕበራት…
ንኢትዮጵያ ንምህናፅ መገዲ ምድማር ኣድላዪ ኢዩ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነኢትዮጵያ ንምህናፅ መገዲ ምድማር ኣድላዪ ኢዩ ሓላፊ ሚኒስትር ዓውዲ ርክብ ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)።
እቶም ሚኒስትር ምስ ፋና ፓድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣብ ኢትዮጵያ እንሃንፆ ዴሞክራሲያዊ ሰርዓት ካብ…
ኣብ ክልል ዓፋር ምፍንጃር እሳተ ገሞራ ኣብ ዘጋጠመሉ ከባቢ ተነፃፃሪ ምርግጋእ ተፈጢሩ – ጂኦሎጂካል ኢንስቲትዩት ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ቅድሚ መዓልቲታት ምፍንጃር እሳተ ገሞራ ኣብ ዘጋጠመሉ ከባቢ ሕብረተሰብ ተረጋጊኡ ስርሑ ዝውግነሉ ተነፃፃሪ ምርግጋእ ተፈጢሩ ኢሉ ጂኦሎጂካል ኢንስቲትዩት ኢትዮጵያ፡፡
እቲ ኢንስቲትዩት ኣብቲ ክልል ከባቢ ኤርታሌ ፍሉይ ሽሙ ሃይሊ ጉብ…