Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ።
ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ብጎንግ ዌቢን(ፕ/ር) ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ብሄራዊ ምምሕዳር ኣካዳሚ ቻይና ዘቲዮም።
እቲ ዘተ ክልቲኣዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዕድጊት ኤሌክትሮኒክ ንዝግዝኡ ኣቑሑት ማእኸል ካርጎ ናብ ስራሕ ከእቱ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብስርዓት ዕድጊት ኤሌክትሮኒክ ንዝግዝኡ ኣቑሑት (ኢ-ኮሜርስ) ዝውዕል ማእኸል ካርጎ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ከምዘእቱ ኣፍሊጡ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው፥ እቲ ግልጋሎት ካርጎ…
132 ኢትዮጵያውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ይምለሱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)132 ኢትዮጵያውያን ፍልሰተኛታት ብክልተ ዙር ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ እናተመለሱ ምዃኑ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ገሊፆም፡፡
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ከምዝገለፁዎ፥ ስደት…
ኣብ ትግራይ ብኹለ መዳይ መርኣያ ዝነበሩ መፍረይቲ ትካላት ቀልጢፎም ናብ ስራሕ ንክኣትው ክንድግፍ ኢና፥ ሚ/ር ዲኤታ ታረቀኝ ብሉልታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መድረኽ ሲምፖዜም ምንቕቓሕ መፍረይቲ ትካላት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣይተ ታረቀኝ ብሉልታ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ካልኦት…
‘ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ’ ብዝብል ርእሲ ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናተውሃበ ዝነበረ ስልጠና ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)'ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ' ብዝብል ርእሲ ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ን10 መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ጠሚቱ እናተውሃበ ዝነበረ ስልጠና ተዛዚሙ።
ኣብ መዛዘሚ እቲ ስልጠና ዝተረኸባ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ሎሚ በዶ÷ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዓሚቕ…
ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ውፅኢት ተምሃሮ ዘመሓይሽ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ውፅኢት ተምሃሮ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ዘመሓይሽ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ዘተ ብቐንዱ ኣብ 2015 ዓ.ም ዘበነ ትምህርቲ ክልላዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊን ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊን ውፅኢት ምትሓቱ ስዒቡ ኣብ…
ክላስተር ፕሮግራም ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ ኢኮኖሚ ንምዕባይ ግድኡ ልዑል ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክላስተር ፕሮግራም ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ ኢኮኖሚ ንምዕባይ ግድኡ ልዑል ከምዝኾነ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡
ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመት 2016ን ክላስተር ፕሮግራም ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ መድረኽ ግምገማ ተኻይዱ፡፡…
ኣብ ሱዳን ኣብ ቀጣና ኲናት ዘለዉ ዜጋታት ናይ ምውፃእ ስራሕ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ሱዳን ዝተፈጠረ እዋናዊ ኩነታት ስዒቡ ኣብ ቀጣና ኲናት ዘለዉ ኢትዮጵያዊያን ናይ ምውፃእ ስራሕ ይካየድ ከምዘሎ ገሊፁ።
ነዚ ናይ ምውፃእ ስራሕ ዘተሓባብር ዘሎ ብብሄራዊ ብርኪ ዝተጣየሸ ገብረ ሓይሊ 23 ጥቅምቲ 2016…
ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፒተር ፋሊያ ኣብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ዑደት ኣሳሊጦም።
ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ፥ ምስ ቼክ ሪፐብሊክ ትካላዊ ዝምድና ንምጥንኻር እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘሳለጥዎ ዑደት ልዑል ረብሓ ከምዘለዎ…
መንግስቲ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ዓመት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ዝጠመተ ዝሃቦ መግለፂ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ዓመት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ዝጠመተ ዝሃቦ መግለፂ።
መንግስቲን ህዝብን ኢትዮጵያ ንሰላም ብዘለዎም ቅዋም ናይ ውሽጢ ይኹኑ ደገ ፀላእቲ እንተጋጥሙ እናተጠቕዑ አወን እንተኾነ ቀዲሞም ናይ ሰላም ኣማራፂ ኢዮም ዝደሊዩ።…