Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዝሓለፉ 2 ኣዋርሕ ልዕሊ 9 ሺሕ ሰባት ብሕማም ንፍዮ ተታሒዞም – ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 2 ኣዋርሕ ልዕሊ 9 ሺሕን 500 ሰባት ብሕማም ንፍዮ ከምዝተትሓዙ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብ 10 ክልላት ኣብ ዝርከባ 91 ወረዳታት እቲ ሕማም ከምዘሎ ኣብቲ ኢንስቲትዩት መተሓባበሪ ጉጅለ ትዕዝብቲን ምላሽን…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ነበርቲ ተረባሕቲ መድሕን ጥዕና ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ነበርቲ ተረባሕቲ ኣገልግሎት መድሕን ጥዕና ከምዝኾኑ ቢሮ ጥዕና እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ዳይሬከተር ማሕበረሰባዊ መድሕን ጥዕና እቲ ቢሮ ኢብራሂም ተካ ንፋና ብሮድካስቲን ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ማሕበረሰብ ብዛዕባ…
ኩሎም ስርዓታት ፋይናንስ ደሕንነቶም ዝተሓለወ ብምዃኑ ሕብረተሰብ ብዘይ ዝኾነ ስግኣት ክጥቀም ይኽእል ኢዩ -ብሄራዊ ባንኪ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩሎም ትካላት ፋይናንስ ዝርከቡ ስርዓታት ፋይናንስ ደሕንነቶም ዝተሓለወ ብምዃኑ ሕብረተሰብ ብዘይ ዝኾነ ስግኣት ግልጋሎት ፋይናንስ ክጥቀም ከምዝኽእል ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ብሄራዊ ባንኪ÷ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብግዚያዊነት…
ብካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ፀሎት ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ፀሎት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ይካየድ ኣሎ።
ንሰላም ሓድነትን ሃገር እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ምስጋናን÷ ኣብ ትሕቲ ካውንስል ወንጌል ኣመንቲ…
ኣብ ዩኒቨርሲቲታት እናተተግበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ውፅኢታዊ ንምግባር ሓለፍቲ እቲ ዓውዲ ብትግሃጋት ንኽሰርሑ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ እናተተግበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ውፅኢታዊ ንምግባር ሓለፍቲ እቲ ዓውዲ ብትግሃጋት ንኽሰርሑ ተሓቢሩ።
“ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ክብ ንዝበለ ፅዕንቶ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ዝፀንሐ ፎረም ሓለፍቲ ላዕለዎት ትካላት…
ኣብ ናፃ ንግዲ ዞባ ድሬዳዋ ሓዊሱ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ካብ 100 ሺሕ ንዝበልፁ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናፃ ንግዲ ዞባ ድሬዳዋ ሓዊሱ ኣብ 12 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ካብ 100 ሺሕ ንዝበልፁ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ።
ዕድል ስራሕ ካብ ሞንጎ ዝተፈጠረሎም ዜጋታት ድማ እተን ልዕሊ 75 ሚኢታዊ…
ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሎሚ መዓልቲ ዑደት ኣሳሊጦም።
እቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ካብ ሎ0ሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንህዝቢ ክፍቲ ምዃኑ ይዝከር።
ነዚ ስዒቡ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ…
ኣብ ትግራይ ንልዕሊ 3 ሺሕ ወገናት ነፃ ሕክምና ምግፋፍ ሞራ ዓይኒ ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 3 ሺሕ ወገናት ነፃ ሕክምና ምግፋፍ ሞራ ዓይኒ ይወሃብ ኣሎ።
እቲ ሕክምና፥ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ሆስፒታል ኲሓን ሂማሊያን 'ካታራክት' ምስ ዝተብሃለ ዘይመንግስታዊ ትካልን ብምትሕብባር ኢዩ…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ሳይበር ከምዘየጋጠሞ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ውሽጣዊ ፀገም ሲስተም እንበር መጥቃዕቲ ሳይበር ከምዘየጋጠሞ ኣፍሊጡ።
እቲ ባንኪ ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ኤቲኤም ስራሕ ዘጀመረ እንትኸውን፥ ኣብ ቀፃሊ እውን ስራሕቲ ኣገልግሎት ዲጂታል ባንኪ ከምዝጅምሩ ኣፍሊጡ።
ብኻሊእ…
ዩኤስኤይድ ኣብ ኢትዮጵያ ንህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ደገፍ 80 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩኤስኤይድ) ኣብ ኢትዮጵያ ንህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ደገፍ 80 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ።
ምክልት ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ኣብ ክልላት ትግራይን ዓፋርን ኣብ ዝገበርኡ ዑደት ህፁፅ…