Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዕለተ ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ እዚ ምብራቕ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 116 ዕለተ ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ እዚ ምብራቕ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ “ብዝተፈተነ ቁፅሪ ዝፀንዕ ሰራዊት ዓወት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሃረር ኣብ ዝርከብ ኣዳራሽ ክበብ መኮንናት ኢዩ ዝኽበር…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኢታማዦር ሹም ደቡብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኢታማዦር ሹም ደቡብ ኣፍሪካ ጀነራል ሩድዛኒን ማፕዋንያ ተዛቲዮም። ኢታማዦር ሹም ደቡብ ኣፍሪካው ጀነራል ሩድዛኒን ማፕዋንያ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካ ዘሎ ወታደራዊ…

ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ኣባላ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ተዋዲድካ ኣብ ምክልኻል ብፅሒቶም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላ ሃገራት ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ተዋዲድካ ኣብ ምክልኻል ብፅሒቶም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ። መበል 25ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ኣባላ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ 14 ጥቅምቲ2016 ዓ.ም…

ነበር ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፓኪስታን ብገበን  ምጥሓስ ምሽጥራዊ ሕጊ ሃገር ተኸሲሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ኢምራን ካን ን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ነበር ንሼኽ ሙሃመድ ኩሬሺን ብገበን  ምጥሓስ ምሽጥራዊ ሕጊ ሃገር ተኸሲሶም። ዳይና ፍሉይ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ሃስናት ዙልቃርኒያ፥ ኣብ ልዕሊ እቶም ሰብ መዚ…

3ይ ዙር ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ኣብ ካይሮ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ዙር ሰለስተኣዊ ድርድር ደምቢታትን መምርሒታትን ኣመላልኣን ኣላቕቓን ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ግብፂ ካይሮ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ድርድር ድማ ኣብ ዘይተፈትሑ ጉዳያት ቴክኒካልን ማዕቐፍ ህጊን ኣብ ዝሐሸ ውፅኢት ንምብፃሕ ትኹረት ከምዝግበር…

ነጥቢ መእተዊ ፈተና ሃገራዊ ፕሮግራም ድሕረ ምረቓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ፥ ነጥቢ መእተዊ ፈተና ሃገራዊ ፕሮግራም ድሕረ ምረቓ ዕላዊ ገይሩ። ኣብ መንግርስዊን ዘይመንግስታዊን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብምእታው ንምምሃር ንዝደሊዩ ኣመልከትቲ ብሙሉኦም ብብርኪ ሃገር ዝወሃብ መእተዊ ፈተና ድሕረ ምረቓ…

ዓለም ለኸ ሽልማት ስታርትኣፕ ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሽልማት ስታርትኣፕ ጉባኤ ኣፍሪካ ካብ 14 ክሳብ 16 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኢንስቲትዩት ልምዓት ኢንተርፕሪነርሺፕ ኢትዮጵያን ምስ ግሎባል ኢኖቬሽን…

ፈተነ መጥቃዕቲ ሳይበር ብምፍሻል ልዕሊ 23 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን መርበብ ድሕንነትን ኣብ 2015 ዓ.ም ፈተነ መጥቃዕቲ ሳይበር ብምፍሻል ልዕሊ 23 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ። መበል ራብዓይ ጉባኤ ወርሒ ሳይበር ድሕንነት “ስግኣት ሳይበር ድሕንነት ኣብ ኢትዮጵያ”…

ኣብ 11 ከተማታት ብ102 ሚሊየን ዶላር ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት መስመር ’’ዲስትሪቢዩሽን’’ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 11 ከተማታት ብ102 ሚሊየን ዶላር ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት መስመር ’’ዲስትሪቢዩሽን’’ ከምዝጅመር ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮርፖሬት ኮሙኒኬሽን እቲ ግልጋሎት ኣይተ መላኩ ታዬ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…

ኣብ ዝተኸልከሉ መገዲታት እናተንቀሳቐሱ ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ 687 ተሽከርከርቲ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተኸልከሉ መገዲታት እናተንቀሳቐሱ ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ 687 ተሽከርከርቲ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ስጉምቲ ዝተወሰዶም ተሽከርከርቲ ኣብታ ከተማ 5 ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣብ ሰዓት መእተዊ ስራሕን…