Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ዝዓነወ ስርዓት መረዳእታ ጥዕና ምጅማር ይግባእ-ዶክተር ኣማንኤል
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ምጥንኻር መባእታዊ ክንክን ጥዕናን ስነ ተዋልዶን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ኣሳሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶክተር ኣማንኤል ሃይለኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም ኣብ ዘሕለፉዎ መልእኽቲ፥ ክሳብ ሐዚ ኣብ…
ምውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታን ዘረባታት ፅልኢን ይጋደድ ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታን ዘረባታት ፅልኢን ይጋደድ ኣሎ ክብል በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ በዓል መዚ ምውዛዕ ስኑዕ ሓባሬታን ዘረባታት ፅልኢን ዘለሉ ኩነታት ዝጠመተ ፀብፃብ መፅናዕታዊ ዳህሳስ ኣቕሪቡ።
ብመሰረት እዚ እቲ…
ኣምባሳደር ምስጋኑ ኩባኒያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ኩባኒያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ሓቲቶም።
ኣብ ጃፓን ዘሎ ሚሲዮን ኢትዮጵያ ዘሰናድኦ ሴሚናር ነግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ-ጃፓን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ሰነድ ኣልባ ዜጋታት ናይ ምፍላይን ሰነዳት ጉዕዞ ብእዋኑ ክበፅሖም ናይ ምግባርን ስራሕ ከምዝስራሕ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጂቡቲ ዝነብሩ ሰነድ ኣልባ ዜጋታት ናይ ምፍላይን ሰነዳት ጉዕዞ ብእዋኑ ክበፅሖም ናይ ምግባርን ስራሕ ከምዝስራሕ ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኣፍሊጡ፡፡
ብዋና ዳይሬክተር እቲ ግልጋሎት ሰላማዊት ዳዊት ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጂቡቲ ዝነብሩን እታ…
በዓል ዒድ ሸዋል ምኽንያት ብምግባር ዝተሰናደአ ዓውደ ምርኢትን ፌስቲቫልን ባህሊ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ ሸዋል ምኽንያት ብምግባር ዝተሰናደአ ዓውደ ምርኢትን ፌስቲቫልን ባህሊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሃረር ተኸፊቱ።
ኣብ ስነ-ስርዓት ምኽፋት እቲ ዓውደ ምርኢትን ፌስቲቫልን ባህሊ÷ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ሚኒስትር…
ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ተመስሪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ጉባኤ ምስረታ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ተኻይዱ፡፡
ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጥላሁን ከበደ ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ ቀይሕ መስቀል ሰብ ተኮር ስራሕቲ ኣብ ሰብኣዊነትን ቅንዕናን…
ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕዳጋ ቡን ናይ ምስፋሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕዳጋ ቡን ናይ ምስፋሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ በዓል መዚ ቡንን ሻህን ገሊፁ።
ኣብ ማእኸላይን ምብራቕን ሓደሽቲ ዕዳጋታት ከምዝተፈጠሩ እውን ምክትል ዋና ኣዛዚ እቲ በዓል መዚ ሻፊ ኡመር ተዛሪቦም።
ብመሰረት እዚ እወንታዊ ውፅኢት…
ዴንማርክ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፖሊሲ ልምዓት ዴንማርክ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡
ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ፖሊሲ ልምዓት ዴንማርክ ኣን ሜት ኪጀር ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ…
ልዕሊ 10 ነጥቢ 35 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ ስራሕቲ ፅገና መገዲ ተወጊኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት 10 ቢሊየን 356 ሚሊየን 19 ሺሕን 307 ብር እዋናዊን ስሩዕን ስራሕቲ ፅገና መገዲ ከምዝተሳለጠ ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ንስራሕቲ ፅገና ኣብ ግልጋሎት ዝወዓለ ገንዘብ ካብ ዝተፈላለዩ ፍልፍላት…
ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ድጋፍ 60 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩኤስኤአይዲ) ንኢትዮጵያ ድጋፍ 60 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ደገፍ፥ “ፊድ ዘ ፊውቸር ኢትዮጵያ ሃይላንድስ” ንዝተብሃለ መርሃ ግብሪ መጣየሺ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ።
120 ሺሕ ንዝኾኑ ብሴፍቲኔት ንዝተመረቑ…