Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ መንፈሳዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ዛዕባታት ብዝምልከት ዘተ ዝግበረሉን ውሳነ ዝወሃበሉን ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ነቲ ምልኣተ ጉባኤ ብፀሎት ዝኸፈቱ…

ኣብ ወረዳ ኣዳሚ ቱሉ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምስብራቕ ሸዋ ወረዳ ኣዳሚ ቱሉ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ ካብ ወረዳ ኣዳሚ ቱሉ ናብ ከተማ ባቱ እናተጓዓዘት ዝነበረት ዳማስ ተሽከርካሪትን ብተፃራሪ ኣንፈት እናተጓዓዘት ዝነበረት ቪ ኤይት (v8)…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ክልል ሶማሌ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ክልል ሶማሌ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም። ኣይተ ኣደም ፋራህ÷ "ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ማእኸል ጅግጅጋ ተረኺቦም እናተውሃበ ዝርከብ ስልጠና እውን…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ እዋናዊን ዓቕሚ ሎጂስቲክስ ተሓሳቢ ዝገበረን ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ እዋናዊን እናዓበየ ዝመፅአ ዓቕሚ ሎጂስቲክስ ተሓሳቢ ዝገበረን ከምዝኾነ ዋና ዳይሬክተ በዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ኣብዱልበር ሸምሱ ገፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቀረባ እዋን ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ…

ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ብብቕዓት ንምሕላው ዘኽእል ሓይሊ ኣየር ከምዝተሃነፀ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ሰዓት ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ብዘተኣማምን ብቕዓት ንምሕላው ዘኽእል ሓይሊ ኣየር ከምዝሃነፀ ዋና መምርሒ መሳርሒን ፅገናን መከላኸሊ ኣየር ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ መምርሒ ኮሎኔል ተሾመ ባጫ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብዚ ሕዚ እዋን እቲ ሓይሊ ኣየር ናይ…

ኢትዮጵያን ባህሬንን ንግዳዊ ምትሕብባረን ንዕባይ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባህሬንን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ቱሪዝምብ ዘለወን ምትሕብባር ንዕባይ ተስማዕሚዐን። ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ኣምባሳደር ሽፈራው ገነቴ ምስ ሚኒስትር ሕርሻን ቤት ማዘጋጃን ዋኢል ቢን ናስር ኣል ሙባረክ (ኢ/ር)…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) አብ ቻይና ግዝአት ሲዥዋን ከተማ ቼንግዱ ዑደት ገይሮም

አዲስ አበባ ፣ ጥቅምት 9 ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) አብ ቻይና ግዝአት ሲዥዋን ትርከብ ከተማ ቼንግዱ ዑደት ኣሳሊጦም። ካብ ቤጂንግን ሻንጋይን ቀፂላ አብ ሳልሳይ ደረጃ እትርከብ ዓባይ ከተማ ቼንግዱ ምስ ኢትዮጵያ ብብርክት ዝበሉ መዳያት ርክብ ፈጢራ ተባሂሉ።…

ኣብ ከተማ ኣሶሳ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 4 ነጥቢ 9 ኪሎ ግራም ወርቂ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣሶሳ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 4 ነጥቢ 9 ኪሎ ግራም ወርቂ ምስ ክልተ ተጠርጠርቲ ከምዝተትሓዘ ፖሊስ ኣፍሊጡ። እቲ ዘይሕጋዊ ወርቂ ዝተትሓዘ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ናብ ኣዲስ ኣበባ መውፅኢ ኬላ ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ ኣድማ…

ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም 23 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ንምቕራብ ከምዘተሓሰበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም 23 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ንምቕራብ ከምዘተሓሰበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ እዚ ድማ ካብዝሓለፈ ዓመት 13 ነጥቢ 9 ሚሊየን ኩንታል ቀረብ መዳበሪያ እንትነፃፀር 9 ሚሊየን ኩንታል ወሰኽ…

ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ፀኒዑ ዝፀንሕ ኢዩ – ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ፀኒዑ ዝፀንሕ ናብ ስትራቴጂያዊ ምሕዝነት ምስግጋሩ ኣብ ታሪኽ ክልተኣዊ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ከም ሓደ ብራኸ ዝረአ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ኣበ…