Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ምጉዳል ምግቢን ስርዓተ-ምግቢን ንምንካይ እናተሰርሐ ምዃኑ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈር ሕርሻ መፍረያይነት ንምዕባይ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ጎድና ጎድኒ ልምዓት ስርዓተ-ምግቢ ተኮር ንኽኸውን እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡
ከም ሃገር ዝተቐመጠ ፀገም ምጉዳል ምግቢን ስርዓተ-ምግቢን ንምንካይ ዝተትሓዘ ሸቶ ንምዕዋት…
መበል ራብዓይ ናይ ብሉፃት ብሉፅ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ብልዑል ስነስርዓት ፅባሕ ክሳለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ናይ ብሉፃት ብሉፅ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ብልዑል ስነስርዓት ፅባሕ ቀዳም ክሳለጥ ኢዩ።
ኣብ ዝሓለፉ 12 ሰሚናት ኣብ መንጎ 16 ተወዳደርቲ ክካየድ ዝቐነየ ውድድር፥ ፅባሕ ኣብ መንጎ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ ብዝካየድ ናይ ብሉፃት…
ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ዲጂታላይዝድ ብምግባር 4 ሺሕ ትካላት ጥዕና ብኔትወርክ ምትእስሳር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ሃገር ዲጂታላይዝድ ብምግባር 4 ሺሕ ትካላት ጥዕና ብኔትወርክ ምትእስሳር ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ንምምሕያሽ ብዝተጀመረ "ዲኤችኣይኤስቱ" መተግበሪ ኣቢሉ ኣብ ዝሓፉ ሸውዓተን ሸሞንተን ዓመታት…
ተርሚናል ኣውቶቡስን ፕላዛታት ዓድዋን ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንኣገልግሎት ህዝቢ ክፍቲ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተርሚናል ኣውቶቡስን ፕላዛታት ዓድዋን ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንኣገልግሎት ህዝቢ ክፍቲ ከምዝኾኑ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቲ ተርሚናል ተገልገልቲ ካብ ፀሓይን ዝናብን ካብ ምክልኻል ብተወሳኺ ድሕንነት ተሳፈርቲ ብዝበለፀ ንምሕላው ዘኽአል ካሜራ…
ሓይሊ ኣየር ዘሰልጠኖም ቪዥን 2035 ሰልጠንቲ መገዲ ኣየር የመርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ንፈለማ እዋን ዘሰልጠኖም ቪዥን 2035 ሰልጠንቲ መገዲ ኣየር የመርቕ ኣሎ።
ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትእስሳር ንምጥንኻር ዓሊሙ ብመሰረት ዝሓዞ ትልሚ፥ ንፈለማ እዋን እቶም ሰልጠንቲ በረራ ብስነ…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ እናተወሰደ ብዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኩነታት ሰላም እናተመሓየሸ ይርከብ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ እናተወሰደ ብዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኩነታት ሰላም እቲ ክልል እናተመሓየሸ ከምዝርከብ ኣብ ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኦሮሚያ ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካን ህንፀት ዓቕሚን ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ…
ሃገራዊ ኮንፈረንስ ሕክምና ድጋፍ ኣካልን ተሃድሶን ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮንፈረንስ ሕክምና ድጋፍ ኣካልን ተሃድሶን ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ኮንፈረንስ፥ ብምትሕብባር ሚኒስቴር ጥዕና ኢትዮጵያን ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ ተባሂሉ።
ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና…
ብዶ/ር መቅደስ ዳባ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ዑደት ኣሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ብዶ/ር መቅደስ ዳባ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደርን ማእኸል መፍረዪ ግላቭ ሜዲካል ኣፎሚ ዑደት ኣሳሊጡ።
እቶም ልኡኻት ኣብቲ ዑደት፥ ኣብቲ ሆስፒታል ዝህነፅ ዘሎ ማእኸል መውሃቢ ሕክምና ጨረራ ካንሰር ዝበፅሐሉ ብርኪ…
ኣድስ ኣበባና ንዝኾነ ይኹን ዘይተግልል ናይ ኩላህና ከተማ ኢያ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣድስ ኣበባና ንዝኾነ ይኹን ዘይተግልል ናይ ኩላህና ከተማ ኢያ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ብልምዓት ኮሪደርን መሊስካ ምልማዕን ዝተልዓሉ ነበርቲ…
ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ኣመራርሓ ቦርድ ፎረም ምትሕብባር ሴኩሪቲ ግሎባል ፐብሊክ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ኣመራርሓ ቦርድ ፎረም ምትሕብባር ሴኩሪቲ ግሎባል ፐብሊክ ትሳተፍ ኣላ።
ኣብቲ ጉባኤ፥ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ይሳተፉ ኣለዉ።
እቲ ፎረም፥ ዓመታዊ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…