Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጄኔራል ኣበባው ኣመራርሓታት ፅንፈኛ ሓይሊታት ናይ ምልቃም ስራሕ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ኣተሓሳሲቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓካዓካሪቶ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔን ፅንፈኛ ሓይይሊን ብምስባር ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞን ዞባ ሰሜን ሸዋን ኣንፃራዊ ሰላም ምዕሳል ተኻኢሉ ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም፡፡…
ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ዕንወት ኢኮኖሚ ብስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ንምስላጥ ኣብ ሃገራዊ ትልሚ ብምክታት ይስራሕ ኣሎ-ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ዝምራሕ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ መቐለ ኣቲዩ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣበነጋ እንትበፅሕ፥ ብምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ዘይምእኹል ምሕደራን ዲሞክራታይዜሽንን…
ካልኣይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምኽክር ትካላት ሃይማኖት ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምኽክር ትካላት ሃይማኖት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።
አብቲ ጉባኤ÷ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስት፣ ኣምባሳደራት፣ ተወከልቲ ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ትካላት ትካላትን ተረኺቦም።
ብብርኪ ኣህጉርን…
ኣብ ሃገራዊ ዕድልን ማሕለኻን ማሽነሪ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዘድሀበ ምይይጥ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ዕድልን ማሕለኻን ማሽነሪ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።
ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ፌዴራልን፣ ኣቕረብቲን ኣፍረይቲን ማሽነሪ ሰብ ዋና…
ዕዳጋ ሰንበት ብምስፋሕ ምኽባር ናብራ ንምምሕያሽ ዝተጀመሩ ዘበረተታትዑ ስራሕቲ ክጠናኸሩ ኢዮም – ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዳጋ ሰንበት ገበያን ብምስፋሕ ምኽባር ናብራ ንምምሕያሽ ዝተጀመሩ ዘበረተታትዑ ስራሕቲ ክጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ…
ናብ 3 ቢሊየን ብር ብዝፅጋዕ ወፃኢ 250 ኬላታት ጥዕና ናብ ካልኣይ ትውልዲ አዕቢና – ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ 3 ቢሊየን ብር ብዝፅጋዕ ወፃኢ 250 ኬላታት ጥዕና ናብ ካልኣይ ትውልዲ አዕቢና ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም፡፡
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ ኣብ ቀረብን ፅሬትን ትካላት ጥዕና እናተርሐ…
ድምፃዊ በኣምላክ ቢያድግልኝ ኣብ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይ ብምዃን ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊ በኣምላክ ቢያድግልኝ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ራብዓይ ዙር ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይ ብምዃን ተዓዊቱ።
ኣብ ዝሓለፉ 12 ሰሙናት ኣብ መንጎ 16 ተወዳደርቲ ክካየድ ዝቐነየ ውድድር፥ ሎሚ ኣብ መንጎ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ ብዝተኻየደ ናይ…
569 ኣባላት ሸኔ ኢዶም ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል 569 ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ሸኔ ኢዶም ሂቦም።
ኣብ ወረዳ ዶዶላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ ዶዶላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ።
ሓላፊ ዓውዲ ምክልኻልን ቁፅፅርን ሓደጋ ትራፊክ እቲ ዞባ ኮማንደር ከማል ኣማን፥ እቲ ሓደጋ ብጉድለት ጥንቃቐ ከምዘጋጠመ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ተዛሪቦም።…
ፋና ላምሮት ሃገር ለኸ ብርሃን ሽምዓ ፌስቲቫል ኪነጥበበን ባህልን ኣብ ዝኾነሉ ኣገባብ ጠመተ ብምሃብ ክስራሕ ኢዩ- ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ላምሮት ሃገር ለኸ ብርሃን ሽምዓ ፌስቲቫል ኪነጥበበን ባህልን ኣብ ዝኾነሉ ኣገባብ ጠመተ ብምሃብ ክስራሕ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ገሊፆም።
ኣብ ዝሓለፉ 12 ሰሙናት ኣብ መንጎ 16…