Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ህንፀት ማእኸል ልህቀት ቴክኖሎጂ ንምውጋን ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ሲቪል ኢንጂነሪንግ ቻይናን ህንፀት ማእኸል ልህቀት ቴክኖሎጂ ንምውጋን ዘኽእል ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሞም፡፡ እቲ ማእኸል ኣብ ኮተቤ ኣብ ዝርከብ ቀፅሪ እቲ ትካል ዝህነፅ እንትኸውን÷ ንህንፀት እቲ…

ወርቅነህ ገበየሁ(ዶ/ር ) ቤት ፅሕፈት ኣመዓራራዪ ዶብ ተሳጋሪ ልምዓት ሞያሌ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ(ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ(ዶ/ር ) ቤት ፅሕፈት ኣመዓራራዪ ዶብ ተሳጋሪ ልምዓት ሞያሌ መሪቖም ከፊቶም። ወርቅነህ(ዶ/ር) እቲ ቤት ፅሕፈት መሪቖም ዝትኸፈቱ÷ ምስ ርእሰ ምምሕዳር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ልምዓት ዝርከቡ ፕሮጀክታት ንምግምጋም ናብ ጅማ ኣቲዮሞ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ልምዓት ዝርከቡ ፕሮጀክታት ንምግምጋም ናብ ጅማ ኣቲዮም። ምስቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣመራርሓታት ፌዴራልን ክልል ሓቢርምዎም ከምዝኣተዉ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ባንኪ ልምዓት ፍሪካ ንዘፈር ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዝወሃብ ሓገዝ ዝጠመተ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ባንኪ ልምዓት ፍሪካ ንዘፈር ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዝወሃብ ሓገዝ ዝጠመተ ልዝብ ተኻይዱ። ኣማኸርቲ ቦርድ ባንኪ ልምዓት ፍሪካ ኣብ ዘፈር ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ዘሎ ልምዲ ንምቕሳምን ቀፃሊ ዝኾነ ሓገዝ ንምግባርን ዝዓለመ ዘተ ኢዩ ተኻይዱ፡፡…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሲቪል ኣቪየሽን ኣብዚ ቀጠና ሓገዝ ንምግባር ዘኽእላ ስምምዕነት ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሲቪል ኣቪየሽኑ ኣብዚ ቀጣና ሓገዝ ንምግባር ዘኽእላ ሓዱሽ መተግበሪ ስምምዕነት ምስ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪየሽን ፈፂማ። ኢትዮጵያ ኣብ ስምምዕነት በፂሓ ዘላ÷ እቲ ትካል ብመሰረት ዘቐመጦም መምርሒታትን ደረጃን ሓገዝ…

መስሕብ ቦታታት ብግቡእ ሓሊኻ ብምፍላጥ ካብ ዓውዲ ቱሩዝም ተጠቀምቲ ንምዃን ኩሉ ብፅሒቱ ክዋፃእ ይግባእ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ መስሕባት ቱሪዝምን ሓድጊታትን ብግቡእ ሓሊኻ ብምፍላጥ ካብ ዓውዲ ቱሩዝም ተጠቀምቲ ንምዃን ኩሉ ብፅሒቱ ክዋፃእ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊም። በዓል መስቀል ኣብ ከተማ…

ኣብ ከተማና ኣብ ዝርከቡ ማእኸላት ልዕሊ 35 ሺሕ ወገናትና ግልጋሎት ይረኽቡ ኣለዉ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከቡ ማእኸላት ልዕሊ 35 ሺሕ ወገናትና ግልጋሎት እናረኸቡ ከምዝኾኑ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) መበል 20 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መሪቖም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ተስፋ ብርሃን ማእኸል ምገባ ብምርካብ መኣዲ ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መበል 20 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ብምርካብ ንዓቕመ ደካማታት መኣዲ ኣካፊሎም። ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ዝርከብ መበል 20 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ…

ኣብ ዱባይ ዝነብር ኢትዮጵያዊ ተዓዋቲ ሎተሪ ሓደ ሚሊየን ዶላር ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነባርነቱ ኣብ ዱባይ ዝኾነ ኢትዮጵያዊ ተኽሊት ተስፋዬ ኣብ ዱባይ ዱቲ ፍሪ ሎተሪ ሎተሪ ሓደ ሚሊየን ዶላር ተዓዊቱ። ምስ ተኽሊት ተስፋዬ ሓደ ህንዳዊ ብተመሳሳሊ ተዓዋቲ ሓደ ሚሊዮን ዶላር ዕፃ ምዃኑ ተገሊፁ። ዱቲ ፍሪ ሎተሪ ዱባይ ካብ ዝጅምር…

በዓል መስቀል ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ብመላእ ኢትዮጵያውያን ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እናተኸበረ ይርከብ። ትማሊ ዕለት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እትዮጵያ ስነ-ስርዓት ዳሜራ ብድሙቕ ኩነታት ብሃይማኖታዊ ስርዓቱ ተሳሊጡ ኢዩ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ድማ በዓል መስቀል ብመላእ…