Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልልን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመርን በኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤሪቭን ጆዜ ማሲንጋን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተራኺቦም…
መበል 75 ርኽክብ ስልጣን ኣባ ገዳ ጉጂ ኦሮሞ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 75 ርኽክብ ስልጣን ኣባ ገዳ ጉጂ ኦሮሞ ተኻይዱ።
ብመሰረት እዚ ኣባገዳ ጂሎ ማንዶ ስልጣኖም ንኣባገዳ ጃርሶ ዱጎ ኣረኪቦም፡፡
ቅድሚ መዓልቲታት ኣብ ሜኤ ቦኮ ዝተኣኻኸቡ ኣባ ገዳታትን ኣብ ዝተፈላለዩ ብርኪታት ስርዓት ገዳ ዝርከቡ ክፋላት…
መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ቀፃሊ ዝሳለጡ ተግባራት ጠሚቱ ምስ እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተኣወጀ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ምንውሑ ስዒቡ ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝስርሑ ተግባራት ጠሚቱ ምስ እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ተዛቲዩ።
ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ነቲ እዚ ዝተውሃቡ ምኽረ…
ሚኒስትር ቱሪዝም ዮርዳኖስ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ቱሪዝም ዮርዳኖስ መክራም ሙስጠፋ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ሚኒስትርን ልኡኾምን ናብ ኣዲስ ኣበባ እንትኣትዉ÷ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ኣቀባብላ ገየረናሎም፡፡
እቶም ሚኒስት ንክልተ…
ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ነበር ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ ስነ-ስርዓት ምረቓ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ነበር ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ ስነ-ስርዓት ምረቓ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ፣ ብመዓርግ ርእሰ…
ድምፃዊ ጌታቸው ካሳ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሩይ ድምፃዊ ጌታቸው ካሳ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ።
እቲ ድምፃዊ ብዝሓደሮ ሕማም ብሕክምና እናተሓገዝ ድሕሪ ምፅናሕ ከምዝዓረፈ ተገሊፁ።
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብሕልፈት ድምፃዊ ጌታቸው ካሳ ዝተሰመዖ ሓዘን እናገለፀ፥ ንዘመድ ኣዝማድ፣…
ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራልን ኢንስቲትዩት ቴክኒክን ስልጠና ሙያን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራልን ኢንስቲትዩት ቴክኒክን ስልጠና ሙያን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ረሻድ ከማልን ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ብሩክ ከድር (ዶ/ር) ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…
ኢትዮጵያ ሎሚ እውን ኣብ ቀፃሊን ብመስዋእትነት ፀኒዓ ክትነብር ኢያ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ኢትዮጵያ ሎሚ ይኹን ኣብ ቀፃሊ ብመስዋእትነት ፀኒዓ ክትነብር ኢያ” ክብል ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
እቲ ግልጋሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኢትዮጵያ ብሓራዊ ተጋድሎ ዶባን ሰንደቓን ናይ ምኽባርን ታሪኽ ናፅነትን ናይ ዘለዎም ህዝቢታት…
ኢትዮ-ቴሌኮም ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕላዊ ኣብ ምግባር ግደ መሪሕነቱ ዝዋፃእ ዘሎ ከምዝኾነ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕላዊ ኣብ ምግባር ግደ መሪሕነቱ ዝዋፃእ ዘሎ ከምዝኾነ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍረሂወት ታምሩ ኣፍሊጠን።
እቲ ኩባኒያ፥ ትካላት ውፅኢታዊ ንክኾና፣ ኣገልግሎተን ብቕልጡፍ ተበፃሒ ንምግባርን ፍሪያተን…
በዓልቲ ገዝኡ ዝቐተለ ውልቀሰብ ብ21 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ምስ ካሊእ ወዲ ርክብ ኣለኪ” ብዝብል ብቕንኢ ተላዒሉ ንበዓልቲ ገዝኡ ዝቐተለ ውልቀሰብ ብ21 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዑ።
ውሳነ ቅፅዓት ዝተመሓላለፈሉ ስሜነህ ግርማ በለጠ 25 ሕዳር 2015 ዓ.ም ምሸት ብግምት 2፡20 ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ…