Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ምቅልጣፍ ትግበራ ስምምዕነት ናፃ ንግዲ ቀጠና ኣፍሪካ ዘድሀበ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምቅልጣፍ ትግበራ ስምምዕነት ናፃ ንግዲ ቀጠናን ምድንፋዕ ምትእስሳር ኢኮኖሚን ኣፍሪካ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዋና ቤት ዕዮ ሕብረት ኣፍሪካ እናተውሃበ ኣብ ዝርከብ ስልጠና÷…
ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 3 ነጥቢ 25 ሚሊየን ሜትር ኪዩብ ስራሕቲ ምልኢት ኮንክሪት ከምዝተወገነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 3 ነጥቢ 25 ሚሊየን ሜትር ኪዩብ ስራሕቲ ምልኢት ኮንክሪት ከምዝተወገነ ምክትል መካየዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክቱ ገሊፆም።
እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዝተትሓዘሉ ግዘ ንምዝዛም እናተሰርሐ ከምዝኾነ ዝገለፁ ራ መሆኑን ምክትል…
ልኡኽ ንግድን ኢንቨስትመንትን ህንዲ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎ ባህጊ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ንግድን ኢንቨስትመንትን ህንዲ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎ ባህጊ ገሊፁ።
ኣባላት እቲ ልኡኽ ምስ ምክትል ኮሚሽነራት ኮሚሽን ኢንቨስመነት ኢትዮጵያ ዳጋቶ ኩምቤን ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር)ን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘቲዮም።…
ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ሉእኻት ኣሜሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ሞሊ ፊ፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ማይክ ሃመርን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ አምባሳደር ኤርቪን ማሲንጋንን…
መበል 87 መዓልቲ ዝኽሪ ሰማእታት 12 ለካቲት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 87 መዓልቲ ዝኽሪ ሰማእታት 12 ለካቲት ኣብ ሓውልቲ ሰማእታት ስድስት ኪሎ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ።
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤን ካልኦት ኣጋይሽን ኣብ ሓውልቲ ሰማእታት ስድስት ኪሎ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም።
ከንቲባ…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ እናመዝገበቶ ትርከብ ውፅኢት ንኣፍሪካ ኣብነት ከምዝኸውን ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ እናመዝገበቶ ትርከብ ውፅኢት ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ኣብነት ከምዝኸውን ተሳተፍቲ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ገሊፆም።
ብምግቢ ርእስኻ ምኽኣል ሉኣላዊነት ንምሕላው ቁልፊ ጉዳይ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት…
ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ካብ ህዝቢ ዝለዓል ጉዳይ ሰናይ ምምሕዳር፣ ስራሕቲ ልምዓትን ካልኦት ሕቶታትን ምምላስ ኣብ ዘኽእሉ ዘድሃበ ከምዝኾነ ኣሚኮ ፀብፂቡ።…
ንፕሬዚዳንት ሞሃመድ ኡልድ ኤል ጋዙዋኒ መርሃ ግብሪ ሰናይ ትምኒት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2024 ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ንዝተመረፁ ፕሬዚዳንት ሞሪታኒያ ሞሃመድ ኡልድ ኣል ጋዙዋኒ ኣቦ መንበር እቲ ዓመት ኮይኖም ብምምራፆም ሎሚ መዓልቲ ናይ ’እንኳዕ ደስ በለኩም’ መርሃ ግብሪ ሰናይ ትምኒት ተኻይዱ።…
ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ምትሕብባረን ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ምትሕብባረን ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን።
በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፍሉይ ልኡኽን መንግስቲ ፌዴሪኢ ፍቃዱ በየነ ደብዳበ ሹመቶም ንፕሬዚዳንት ቼክ ሪፐብሊክ ፒተር ፓቬል ኣቕሪቦም።
ኣምባሳደር ፍቃዱ፥ ኣብ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ቻይና ን ዩኒዶን ንልምዓት ኢትዮጵያ ዘለዎም ሽርክና አመስጊኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መንግስቲ ቻይናን ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒዶ)ን ኣብ ናብራ ዜጋታት ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ዘለዉ ተግባራት ንዘርኣይዎ ተበግሶን ምትሕብባርን አመስጊኖም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…