Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
“ሓዱሽ ወግዒ” ኣብ ዘሳለጦም መድረኻት ዝተልዓሉ ዛዕባታት ዝሓዘ መፅሓፍ ሎሚ ክምረቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ “ሓዱሽ ወግዒ” ኣብ ዘሳለጦም መድረኻት ዝተልዓሉ ዛዕባታት ዝሓዘ መፅሓፍ ሎሚ ከምዝምረቕ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ “ሓዱሽ ወግዒ” ሓሳብ…
ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሳጡ ዝርከቡ ሰብ ተኮር ተግባራ ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌደራልን ክልልን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ሰብ ተኮር ተግባራት ዑደት ገይሮም፡፡
ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚልን ሓዊሱ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓምሓራ ኣብዱ…
ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጉራጌ ወረዳ መስቃን ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ከምዝሓለፈ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ኣፉሊጡ።
እቲ ሓደጋ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ከባቢ ሰዓት 10 ከምዘጋጠመ ሓላፊ ክፍሊ ሚዲያ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ምክትል…
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ መሰልጠኒ ቴክኒክ ውግእ ኣዋሽ ኣርባ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መሰልጠኒ ቴክኒክ ውግእ ኣዋሽ ኣርባ ዑደት ገይሩ፡፡
ኣብ እዋን እቲ ዑደት እቲ መሰልጠኒ ኣብ ሜዳን ኣብ ክፍሊን እናሃቦ ዝርከብ ከይዲ ስልጠና ብዝምልከት ነቲ…
ሕቶታት ተበፃሕነት ዕዳጋ ምስ ዕቤት ሃገራት ምምጥጣን ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶታት ተበፃሕነት ዕዳጋ ምስ ዕቤት ሃገራት ምምጥጣን ከምዝግባእ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ ኣገዚቦም፡፡
በቶም ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዱባይ ቅድሚ መበል 13 ዓለም ለኸ ኣኼባ ትካል ንግዲ ዝካየድ “ዘተ ዙሪያ…
‹‹ሰሙን ዲጂታል ኢትዮጵያ›› ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ‹‹ሰሙን ዲጂታል ኢትዮጵያ›› ካብ 18 ክሳብ 22 ለካቲት 2016 ዓ.ም ንሓሙሽተ መዓልቲታት ከምዝካየድ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ፡፡
እቲ መርሃ-ግብሪ÷ "ሓበራዊ ፃዕሪ ንዲጂታል ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝካየድ ከምዝኾነ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቀራኒዮ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቀራኒዮ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ፥ ‘’ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን’’ ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ…
ኣብ ክ/ከተማ ኣራዳ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዘተ "ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለመዳይ ምዕባለ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ ልዝብ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ ልዝብ ይካየድ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዘተ "ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለመዳይ ምዕባለ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡
ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ…
ዝጀመርናዮም ስራሕቲ እናማዕበልና ዝመረፀና ህዝቢ ምግልጋል ክንቅፅለሉ ኢና- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት 16፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝጀመርናዮም ስራሕቲ እናማዕበልና ብተኣማንነትን ትግሃትን ዝመረፀና ህዝቢ ምግልጋል ክንቅፅለሉ ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እነት ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ሎሚ መበል…