Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቻይና ግዝኣት ሱቿን ዑደት ይገብር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቻይና ግዝኣት ሱቿን ዑደት ይገብር ኣሎ።
እቲ ልኡኽ ኣብ ዑደቱ፥ ፅንሰ ሓሳብ ዝተዋደደ ልምዓት ከተማታት ቻይና ተግባራዊ ብምግባር ገፀር ምስ ከተማ ኣብ ምትእስሳር ብዝትዋደደ…
ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተሳለጡ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊን ዳግመ ውዳበ ኣመራርሓን እቲ ክልል ናብ ጭቡጥ ምንቅስቓስ ልምዓት ንኽእቶ ኣኽኢሉ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተሳለጡ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊን ዳግመ ውዳበ ኣመራርሓን እቲ ክልል ናብ ጭቡጥ ምንቅስቓስ ልምዓት ንኽእቶ ከምዘኽአለ ተገሊፁ።
እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፈፃፅማ ስራሕ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ብምግምጋም ኣንፈት ኣቐሚጡ፡፡…
ፖሊስ ብዘካየዶ ናይ ሓሙሽተ መዓልቲ ዝተዋደደ ኦፕሬሽን ብዙሓት ተጠርጠርተ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ብዘካየዱዎ ናይ ሓሙሽተ መዓልቲታት ዝተዋደደ ልዕሊ ሓደ ሺሕ ተጠርጠርቲ ምስ ዝተፈላለዩ ብዙሓት ኤግዚቢታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዐሉ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዋና ቤት…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 62 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 62 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ገምጋም ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ ኣካይዶም።
በዚ ድማ “ካብ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ…
ፓርቲ ብልፅግና ‘ከዕዳ ወደ ምንዳ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ኣባላት ስልጠና ይህብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)ፓርቲ ብልፅግና ንላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሕኡ ‘ከዕዳ ወደ ምንዳ’ ብዝብል ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናሃቦ ዝፀንሐ ስልጠና ብብርኪ ኣባላት ከምዝቐፀለ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ስልጠና÷ ዓቕሚ መንግስታዊ መሪሕነት ንምዕባይ ዕዙዝ ግደ…
”ኣፍደገ ባሕር ኣፍደገ ልምዓት” ብዝብል ርእሲ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)''ኣፍደገ ባሕር ኣፍደገ ልምዓት" ብዝብል ርእሲ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዘተ ዩንቨርስቲ ኣርባ ምንጭ ዘሰናደኦ ኢዩ።
ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዳምጠው ዳርዛ (ዶ/ር)፥ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ከመይ ምላሽ ይርከብ ኣብ ዝብል ርእሰ…
ዳያስፖራ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝገብሮ ተሳትፎ ንኸዕቢ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝተፈጠሩ ዕድላት ክጥቀምን ተሳትፎኡ ከጠናኽርን ከምዝግባእ ተሓቲቱ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣብ ስዊዘርላንድ ምስ ዝነብሩ ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ጄኔቭ ብዝገበሩዎ ዘተ÷ ዳያስፖራ…
ዓለምለኸ መድረኽ መፅናዕቲ ቋንቋታት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ታሽዓይ ዓለምለኸ መድረኽ መፅናዕቲ ቋንቋታት ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ብዕሊ ተጀሚሩ።
እቲ ዓለምለኸ መድረኽ ብኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ዝተዳለወ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ…
ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ምክትል ኣካቢ ኮንግረስ ግዝኣት ሱቿን ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ምክትል ኣካቢ ኮንግረስ ግዝኣት ሱቿን ዙ ሹንዚው ተዛቲዩ።
ከንቲባ ኣዳነች ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ዋና ከተማ ግዝኣት ሱቿን ዝኾነት ከተማ ቼንዱ ፅንሰ ሓሳብን ስርዓት ህንፀት…
ካብ ሕጋዊ መስራሕቶም ወፃእ እናሰርሑ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ሕጋዊ ክኾኑ ዝኽእሉሉ ኩነታ ንኽመቻቾ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባህሬን ካብ ሕጋዊ መስራሕቶም ወፃእ እናሰርሑ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ሕጋዊ ክኾኑ ዝኽእሉሉ ኩነታ ንኽመቻቸወሎም ተሓቲቱ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ሽፈራው ገነቲ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ በዓል መዚ ተቖፃፃሪ ሰራሕተኛታት ባህሬን ኒብራስ…