Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ምስ ኣባላት ብሪክስ ዘለዋ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ኣይተ ማሞ ምህረቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኣባላት ብሪክስ ዘለዋ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምትቅፅል ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም።
ብኣይተ ማሞ ምህረቱ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሩሲያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ቀዳማይ ኣኼባ ኣባል ሃገራት እናተሳተፈ ይርከብ፡፡…
ስምምዕነት ፕሪቶርያ ልዕሊ ዝኾነ ይኹን ጉዳይ ተግባራዊ ምላሽ ይደሊ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ፕሪቶርያ ልዕሊ ዝኾነ ይኹን ጉዳይ ተግባራዊ ምላሽ ይደሊ ክብል ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
እቲ ግልጋሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ሕወሓት ኣብዚ ሰሙን ዘውፀኦ መግለፂ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ንኽኽበር ምሕታቱ መንግስቲ ፌዴራል ብዕምቆት…
ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ልምዓት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ዘምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንዲፒ) ኣብ ኢትዮጵያ ሳሙኤል ዶ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ÷ እቲ ኮሚሽን ካብ ዝጣየሽ ጀምሮ ብዩኤንዲፒ ዝተፈላለየ ሓገዝ እናተገበረሉ…
ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመታት ቆፀራ ህዝብን ኣባይቲን ንምክያድ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመታት ቆፀራ ህዝብን ኣባይቲን ንምክያድ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ሰለስተ ዓማውቲ ዝትግበር ፕሮግራም ልምዓት ስታትስቲክስ ኢትዮጵያ ዕላዊ ገይሩ።
ብመሰረት እቲ ፕሮግራም፥ ኣብ…
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ልምዓታዊ ተራድኦን ምትሕብባርን ስዊድን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ልምዓታዊ ተራድኦን ምትሕብባርን ስዊድን (ሲዳ) ጃኮብ ግሬተን ተዛቲዮም።
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ህልዊ ኩነታት ትግራይ ኣመልኪቶም መብርሂ ሂቦም።…
ካብ ንግዲ ወፃኢ ዕደና ልዕሊ 142 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ ዕደና ልዕሊ 142 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር ዕደና ኣፍሊጡ።
እቲ ኣታዊ፥ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ዓዲ ካብ ዝቐረበ ወርቂ፣ ታንታለም፣ ሊቲየም ኦር፣ ገይፀ መይፂን ዕደናታት ኢንዱስትሪን ዝተረኸበ ኢዩ…
ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ዜጋታት ዝተሃነፀ ህንፃ ንተጠቀምቲ ተመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ወረዳ 4 ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ዜጋታት ዝተሃነፀ በዓል ኣርባዕተ ደብሪ ህንፃ ተመሪቑ ንተጠቀምቲ ተመሓላሊፉ።
እቲ ህንፃ ጊፍት ሪል እስቴትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ብምትሕብባር ዘህነፁዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡…
መዕፀዊ ስነ-ስርዓት ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ሰበኽ ሳግም ህብረ ቀለም ምብራቕ ኣፍሪካ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ዝፀንሐ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ሎሚ ክዛዘም ኢዩ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት መዕፀዊ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጀላ መርዳሳ፣ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኢንጂነር…
ኤግዚብሽን ዲፕሎማሲ ሰሙን ንዘይተወሰነ እዋን ተናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2 ክሳብ 24 ጥሪ 2016 ዓ.ም ንኽካየድ ተዓሊሙ ዝተኸፈተ ኤግዚብሽን ዲፕሎማሲ ሰሙን ንዘይተወሰነ እዋን ከምዝተናውሐ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም (ዶ/ር)፥ እቲ ኤግዚብሽን ዝተናወሐሉ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ሬሚ ማርሾ ዘቲየን።
እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣደባባይ ደጎል መሊስካ ምልማዕ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቅልጡፍ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ንክህሊ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ…