Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ኣብ መላእ ሃገር ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ሎሚ መዓልቲ ንጎሆ ሰዓት 12 ተጀሚሩ።
ፈልሲ ምትካል ብንጉህኡ ጀሚርናዮ ኣለና ክሳብ ምሸት ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ…
ኣብ ክልል ጋምቤላ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምንባር መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምንባር መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ።
ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ይሳለጥ ኣብ ዘሎ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር፥ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ይሳተፉ ከምዘለዉ ካብ ኮሚኒኬሽን…
ፈልሲ ምትካል ብንጉህኡ ጀሚርናዮ ኣለና ክሳብ ምሸት ክቕፅል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈልሲ ምትካል ብንጉህኡ ጀሚርናዮ ኣለና ክሳብ ምሸት ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ንጎሆ ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም።
ብንጉህኡ ብዝናብ ወፂእኹም ሓምለዋይ…
ኣብ ክልል ሃረር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተጀሚሩ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ረእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ሚኒስትራት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ከምኡ እውን ነበርቲ እቲ ከባቢ…
ሰብ ሞያ ኣብ መከታተሊ ክፍሊ ኩነት ብምዃን መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ይከታተሉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሞያ ኣብ መከታተሊ ክፍሊ ኩነት ብምዃን መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ይከታተሉ ኣለዉ።
እቶም ሰብ ሞያ በቢእዋኑ ዘሎ ቁፅራዊ ምዕባለ እናተኸታተሉ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ሓበሬታ ክምግቡ ኢዮም።
ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ…
ብሓምለዋይ ኣሰር ንትውልዲ ዝመሓላለፍ ቁም ነገር ንስራሕ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ሎሚ መዓልቲ ንጎሆ ሰዓት 12 ከምዝተጀመረ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ብሓምለዋይ…
ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ሎሚ መዓልቲ ንጎሆ ሰዓት 12 ተጀሚሩ።
ሰዓት 12 ንጎሆ ዝጀመረ እቲ መርሃ ግብሪ ክሳብ ሰዓት 12 ናይ ምሸት ከምዝቕፅል ተሓቢሩ።
ነቶም ፈልስታት ንምትካል ዘኽእል 9 ሺሕን…
ኣብ ክልል ትግራይ ፅባሕ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 3 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ፅባሕ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 3 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ልምዓት ደኒ፣ ሓለዋን ኣጠቓቕማን እቲ ቢሮ ኣይተ ተስፋይ ተኽለሃይማኖት÷ ኣብ ሓንቲ…
ብኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ኣብ ዝተትሓዘ ትልሚ ንምስታፍ ናብ ድሬዳዋ ኣትዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ዝምራሕ ልኡኽ ሓለፍቲ ስራሕን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ኣብ ዝተትሓዘ ትልሚ ንምስታፍ ናብ ድሬዳዋ…
ንሕና ኢትዮጵያውያን ካብ ዘለና ፀገም ክንወፅእ ንኽእል ንባብ ልክዕ ከም ሓምለዋይ ኣሰር መዓልታዊ እንትንገብር ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕና ኢትዮጵያውያን ካብ ዘለና ፀገም ክንወፅእ ንኽእል ንባብ ልክዕ ከም ሓምለዋይ ኣሰር መዓልታዊ እንትንገብር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።
“መፃሕፍቲ ናይ ህይወት ዘበን ኣዕርኽቲ ኢዮም” ክብሉ እውን እቶም ቀዳማይ…