Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ኣብ ኢኮኖሚ ሃገርና ዘለዎም ግደ ልዑል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ኣብ ኢኮኖሚ ሃገርና ዘለዎም ግደ ልዑል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ምስ ተኣመንቲ ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ኣብ ዝረብሑ ዛዕባታት ተዛቲዮም።…
ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ናብ ከይዲ ፍሪያት ከምዝተመለሰ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ ታደሰ፥ ብሰንኪ ኣብቲ ክልል ዝነበረ ኲናት ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ስርሑ ደው ኣቢሉ ዝፀንሐ ፓርክ…
ኮሚሽን ጉምሩኽ ካብ ዓማዊል ዝወሃቡ ርኢታታትን ሚዛናዊ ነቐፌታታን ብምቕባል ንምስትኅኻል ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ድሉው ኢዩ – ኮሚሽነር ደበሌ ቀበታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ምሃብ ፍልጋሎት ካብ ዓማዊል ዝወሃቡ ርኢታታትን ሚዛናዊ ነቐፌታታን ብምቕባል ንምስትኽኻል ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ድሉው ከምዝኾነ ኮሚሽነር ኮሚሽንኑምሩኽ ደበሌ ቀበታ ገሊፆም።
እቲ ኮሚሽን ካብ ዝነበሮ ዝተሓላለኸ ፀገም ንምውፃእን…
ጥንኩር ትካል ሓይሊ ኣየር ንሃንፅ ዘለና ሃገርን ህዝቢን ብሰላም ንኽነብር ኢዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥንኩር ትካል ሓይሊ ኣየር ንሃንፅ ዘለና ሃገርን ህዝቢን ብሰላም ንኽነብር ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም።
ሌ/ጄ ይልማ ሎሚ መዓልቲ ንላዕለዎት መኮንናት ስነ-ስርዓት ምልባስ ዕቤት መዓርግ ኣብ…
ፍርያት ምግቢ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምዕባይ ትኹረት ምግባር ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ-ምግብ ንምምሕያሽ ፍርያት ምግቢ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምዕባይ ትኹረት ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ዳይሬክተር ፋውንዴሽን ቺልድረንስ ኢንቨስትመንት ፈንድ (ሲፍ)ን ጉጅለ ልኡኾምን ተዛቲዮም።
ኣብቲ እዋን…
ብሚኒስትራት ዝተመርሑ ዝተፈላለዩ ልኡኻት ስራሕቲ ልምዓት ይዕዘቡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌደራል ዝተመርሑ ዝተፈላለዩ ናይ ክትትልን ድጋፍን ጉጅለ ልኡኻት እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ይዕዘቡ ኣለዉ።
ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ክልል ማእኸላዊ…
ኣስታት 80 ዝኾና ትካላት ፋይናንስ ኣባል መድሕን ተቐማጢ ገንዘብ ኢትዮጵያ ከምዝኾና ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስታት 80 ዝኾና ትካላት ፋይናንስ ኣባል መድሕን ተቐማጢ ገንዘብ ኢትዮጵያ ከምዝኾና ተገሊፁ።
ፈንድ መድሕን ተቐማጢ ገንዘብ ኢትዮጵያ ዝጠመተ ግንዛበ ናይ ምፍጣር መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
ምክትል ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ኣካቢ…
ክልላት ሰብኣዊ ሓገዝ ብፍትሓውነት ናይ ምውዛዕ ስራሕ ሓላፍነተን ብኣግባቡ ንክዋፃኣ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ብምንግስቲ ዝቐርብ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ብፍትሓውነት ናይ ምውዛዕ ስራሕ ሓላፍነተን ብኣግባቡ ንክዋፃኣ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ።
ተወካሊ ኣፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ ኮሚሽን ኣታለል ኣቦሃይ፥ ብሰብ…
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዘለዉ 70 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዘኽእል ስራሕ ኣብ ውሽጢ 2 ሰሙን ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፥ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዘለዉ 70 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዘኽእል ስራሕ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ክጅመር ኢዩ ኢለን።
ኣምባሳደር ብርቱካን ነዚ ዝበላ…
ኣብ ኢትዮጵያ ስደተኛታትን ኣተኣናገድቲ ማሕበራትን ተረባሕቲ ዝገብር ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ስደተኛታት፣ ተመዛበልቲን ኣተኣናገድቲ ማሕበራትን ተረባሕቲ ዝገብር ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ።
ትግበራ እቲ ፕሮጀክት መንግስቲ ኔዘርላንድ ምስ ስደተኛታትን ኣገልግሎት ተመለስቲን ኢትዮጵያን ካልኦት ሰብኣዊን ኤጀንሲታት…