Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣመራርሓ ካብ ስልጠና ዝረኸቦ ፍልጠት ብተግባር ጭቡጥ ለውጢ ከምፅእ ትፅቢት ይግባር ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ካብ ስልጠና ዝረኸቦ ፍልጠት ብተግባር ጭቡጥ ለውጢ ከምፅእ ትፅቢት ይግባር ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ ''ከዕዳ ወደ ምንዳ'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ጂንካ ማእኸል ስልጠና ዝወሃብ…

ፍልሰት መናእሰይ ኣብ ምግታእ ልዑል ጠመተ ብምሃብ ክስረሐሉ ይግባእ-ብ/ጀነራል ፃድቃን ገብረተንሳኤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዝረአ ዘሎ ፍልሰት መናእሰይ ኣብ ምግታእ ልዑል ጠመተ ብምሃብ ክስረሐሉ ይግባእ ከምዝግባእ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ካቢኔ ሴክረተርያት ዘይምእኹል ምሕደራን ዴሞክራታይዘሽንን ብ/ጀነራል…

ልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ እናተሃነፁ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ተጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ እናተሃነፁ ኣብ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ምክትል ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ በዶን ሓዊሱ ካልኦት ኣባላት እቲ ባየቶን…

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ናብ ኣሶሳ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ናብ ክልል ቢኒኛንጉል ጉምዝ ከተማ ኣሶሳ ኣምሪሖም። ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ህዳሴ ኣሶሳ አንርበፅሑ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጌታሁን ኣብዲሳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን እቲ ክልል…

ርዕሰ ምምሕዳር ኣወል ኣርባ ናብ ሃዋሳ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባ "ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተውሃበ ኣብ ዝርከብ ራብዓይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ መንግስቲ መጠቓለሊ ንመሃብ ናብ ሃዋሳ ኣቲዮም፡፡ ርዕሰ ምምሕዳር ኣወል ኣርባ ኣብ ሃዋሳ…

ትካላት ንጉዱኣት ኣካል ምቹው ኩነታት ናይ ምፍጣር ማሕበራዊ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ንጉዱኣት ኣካል ምቹው ኩነታት ናይ ምፍጣር ማሕበራዊ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ፃውዒት ኣቕሪቡ። ‘ጉዱኣት ኣካል ኩለመዳይ ተረባሕነትን ዘላቒ ሸቶታት ልምዓት ንምዕዋት ትርጉም ዘለዎ ምትሕባር!’…

ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝዓበየ መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣብ ክልል ሶማሌ ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ እበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)600 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ዝግበረሉ 300 ሜጋ ዋት ዘፈልፍል ዝኽእል መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣብ ክልል ሶማሌ ክህነፅ ኢዩ፡፡ እዚ ጋህዲ ንምግባር ሚኒስቴር ገንዘብ ምስ ኩባንያ ፓወር ኣሜኣ ስምምዕነት ተፈራሪሙ፡፡ ኣብ ክልል ሶማሌ ከባቢ ኣይሻ…

ጅቡቲ ካብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እኹል ትምህርቲ ወሲዳ ኢያ – መሐመድ ኣብዱላሂ ሙሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝተወገነ ተግባር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እኹል ትምህርቲ ከምዝወሰደት ሚኒስትር ሓለዋ ከባቢን ዘላቒ ልምዓትን እታ ሃገር መሓመድ ኣብዱላሂ ሙሳ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ…

ኢትዮጵያ ብፍሉይ ካብ ሞንጎ ትፍለጠሎም ጉዳያት ሓምለዋይ ኣሰር ሓደ ክኸውን ኢዩ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ኢትዮጵያ ብፍሉይ ካብ ሞንጎ ትፍለጠሎም ጉዳያት ሓምለዋይ ኣሰር ሓደ ከምዝኸውን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር÷ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ንብረት ኣየር ኮፕ28 ሒዛ ዝቐረበቶ ዓውደ ምርኢት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ስልጠና ዝርከቡ ሓለፍቲ ስራሕ ፕሮጀክታት ልምዓት ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ክልላት ዝተውፃእፅኡን ኣብ ማእኸል ስልጠና ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓትን ዓበይቲ ፕሮጀክታን ዑደት ገይሮም፡፡ ፋብሪካ እንጀራ ለሚ፣ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን…