Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ዬቭጌኒ ተርክሂን ተዛቲየን።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ትኹረት ከምዝገበሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ከተማታት ሩሲያ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ግብፂ ዝነበሮም ፃነሒት ዕዉት ነይሩ – ዶክተር ለገሰ ቱሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ግብፂ ዝነበሮም ፃነሒት ዕዉት ከምዝነበረ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ሚኒስትር ዶክተር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)÷ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ግብፂ ካይሮ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካን ከቻድን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ናሌዲ ፓንዶርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻድ ማህማት ሳሌህ ኣናዲፍን ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ተዛቲዮም።
ኣይተ ደመቀ ነቶም ሚኒሰስትራት…
ኢትዮጵያ ንፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ንመሃብ ዝገበረቶ ፃዕሪ ጭቡጥ ለውጢ ኣምፂኡ ኢዩ – ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓት
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ንመሃብ ዝገበረቶም ለውጢታት ፖሊሲን ስትራቴጂን ጭቡጥ ለውጢ ከምዘምፀኡ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓት ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2015 ዓ.ም ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢን ብምፅዋር ንዕቤት…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሞሮኮ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሞሮኮ ናስር ቦሪታ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ጎድና ጎኒ ኣብ ኬንያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 43 ስሩዕ ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተኻየደ…
ክሳብ ዝቕፅል ወርሒ ታሕሳስ 75 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማእኸላት ተሃድሶ ንምእታው እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ዝቕፅል ዓመት ወርሒ ታሕሳስ 75 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማእኸላት ተሃድሶ ንምእታው እናተሰርሐ ምዃኑ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣፍሊጡ።
ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማእኸላት ተሃድሶ ምእታው ኣመልኪቱ መንግስታዊ ምስ ዘይኮኑ…
ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ዋና ፀሓፊ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ መንግስቲ ኣየርላንድ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ወይዘሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ዋና ፀሓፊ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ መንግስቲ ኣየርላንድ ጆሴፍ ሃኬት ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ጠሚተን ተዛቲየን።
እተን ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ዘተአን÷ ድሕሪ ስምምዕነት…
ኣብ ኣዲስ ኣበበ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ልዕሊ 3 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ምድላው ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝቕፅል ሰኑይ 10 ሓምለ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ልዕሊ 3 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ምድላው ምዝዛሙ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበኣ ኣፍሊጡ፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ÷ ሰራሕተኛታት መንግስታዊን መንግስታዊ ዘይኮኑን ትካላት፣ ኣቦታ ሃይማኖት፣ መናእሰይ፣ ዝተፈላለዩ…
ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያ ኣብሽር ኦማር ጃማ ዘቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ኬኒያ ይሳጥ ምስ ዘሎ መበል 43 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ጎኒ ንጎኒ…
ዓቕሚ ምምራሕ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብ ንምባል ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዓቕሚ ምምራሕ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብ ንምባል ዝተጀመሮ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ብምትሕብባር ንደቂ ኣኒስቲዮ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ህንፀት…