Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናብ ኦስትሪያ ቪዬና ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ናብ ኦስትሪያ ቪዬና ኣቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)÷ ኣብ መበል 20 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ (ዩኒዶ) ንምስታፍ ኢዮም ናብ…

ሴሚናር ዳያኑ ሃገራት ብሪክስ ኣቻይና ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሃገራት ብሪክስ ዝተውፃእፅኡ ዳያኑ ዘካተተ ሴሚናር ኣብ ቻይና ቤጂንግ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ሴሚናር ብፕሬዚዳንት ቀዳማይ ደረጃ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣይተ ኪያር ዝተመርሐ ልኡኽ ሰለስቲኦም ኣቢያተ ፍርዲ እናተሳተፈ ይርከብ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ካብ…

ሓይሊታ ፀረ-ሰላም ንሰራዊት ምክልኻል ብሰላም ኢዶም እናሃቡ ምዃኖም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ሓይሊታ ፀረ-ሰላም እናተወሰደሎም ብዝርከብ ጥንኩር ስጉምቲ ብሰላም ኢዶም እናሃቡ ከምዝኾኑ ሰራዊት ምክልኻል ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ቦታ ብምርካብ ኣፈፃፅማ ወፍሪ ሓይሊ ሓለዋ…

ብግዕዝይና ዝተመሰዝበረ 9 ቢሊየን ብር ምምላስ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ ምክልኻል ገበን ግዕዝይና 9 ቢሊየን ብርን ልዕሊ 4 ሚሊየን ካሬ ሜትሮ መሬትን ምምላስ ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል  ኣፍሊጡ። ምክትል ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን እሸቴ ኣስፋው÷ ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን…

ህንፀት ፋብሪካ ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ኣብ ወሳኒ ምዕራፍ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ፋብሪካ ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ኣብ ወሳኒ ምዕራፍ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ህንፀት እቲ ፋብሪካ ኣብ መዓልቲ 10 ሺሕ ቶን ሲሚንቶ ከፍሪ ትልሚ ተታሒዙ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ እንሳሮ ከተማ ለሚ ኢዩ እናተሃነፀ ዝርከብ፡፡…

ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ማይ ኣብ ዝዓቆረ ጉድጓድ ወዲ 15 ዓመት ሰገን ህይወቱ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ወረዳ 12 ሉሰፈር እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ተዃዒቱ ክፍቲ ኣብ ዝተሓደገን ማይ ዝዓቆረን ጉድጓድ ንሓመሳ ዝኣተወ ወዲ 15 ዓመት ሰገን ህይወቱ ምሕላፉ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ኣዲስ ኣበባ…

ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዝተረኸቡ ዝበረታትዑ ውፅኢታት፣ ንህዝቢ ተጠቃሚ ንምግባር ኣብ ምምሕዳር አእታ ከተማ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ከምኡ እውን…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተወሰኽቲ 67 ናይ ከተማ ኣውቶቡሳት ናብ ስራሕ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብ ብዙሃን ትራንስፖርት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምምሕያሽ ተወሰኽቲ 67 ናይ ከተማ ኣውቶቡሳት ሎሚ ናብ ስራሕ ኣቲየን፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን÷ “ቀረብ ብዙሃን ትራንስፖርት ከተማ ኣዲስ…

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 1-ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪ 2-ኣይተ ጥራቱ በየነ ብምክትል ከንቲባ መዓርግ ሓላፊ ቢሮ ስራሕን ክእለትን 3-ወ/ሮ ሂክማ…

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፀምቲ ኣካላት መሊስካ ንምውዳብ ዝቐረበሉ ኣዋቀጅ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፈፀምቲ ኣካላት መሊስካ ንምውዳብ ዝቐረበሉ ኣዋቀጅ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 1-ቢሮ ኢንዱስትሪን ልምዓትን 2-ቢሮ ስራሕን ክእለትን 3-ቢሮ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን 4-ቢሮ ፕላንን…