Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ተግባራት ገበን ኣብ ዘለውዎ ኮይኖም ንፖሊስ ዘብፅሕሉ መተግበሪ ኣብ ቀረባ እዋን ስራሕ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ኣብ ዘለውዎ ኮይኖም ተግባራት ገበን ንፖሊስ ዘብፅሕሉ መተግበሪ ሞባይል ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ስራሕ ከምዝውዕል ኮሚሽነር ጄኔራል ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ኣፍሊጦም።
ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ድሕሪ ለውጢ ሰላምን…
ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ውሕመ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሃና ቴቴ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ እዋናዊን ዞባዊን ጉዳያት፣ ምንቅስቓስ ናፃ ንግዲ ኣፍሪካን ጠሚቶም ከምዝተመያየጡ ካብ ሚኒስቴር…
ዓውደ ምርኢት “ዲፕሎማሲና ንብሄራዊ ረብሓና” ፅባሕ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ዲፕሎማሲና ንብሄራዊ ረብሓና" ብዝብል ዝካየድ ሰሙን ዓውደ ምርኢት ዲፕሎማሲ ፅባሕ ብዕሊ ከምዝኽፈት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም (ዶ/ር) እቲ ዓውደ ምርኢት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃዎ መብርሂ፤…
ግልጋሎት ሕድሳት ፍቓድ ንግዲ ን10 መዓልቲታት ተናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ሕድሳት ፍቓድ ንግዲ ንዝቕፅሉ 10 መዓልቲታት ከምዝተናወሐ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡
ብሲስተም ምቁርራፅን ምስ ኣወዳድባ ክልላትን ተተሓሒዙ ከይዲ ሕድሳት ፍቓድ ንግዲ ስለዝተኣጓጎለ 10 መዓልቲታት ምንዋሕ ኣድላዪ ኮይኑ…
ኢትዮጵያ ዓውዲ መዓድና ብቴክኖሎጂ ንምድጋፍ ምስ ቼክ ሪፐብሊክ ብሓባር ብምስራሕ ይሰርጅ ኣለኹ ኢላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ መዓድን ብቴክኖሎጂ ንምድጋፍ ምስ መንግስቲ ቼክ ሪፐብሊክ ብሓባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኘ (ኢ/ር) ገሊፆም፡፡
ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኘ (ኢ/ር) ምስ ኣምባሳደር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ሚሮስላቭ ኮሴክ ኣብ…
ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም።
ምክትል አዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ፌዴሪኢ ኢሬድ ኣድሚራል ናስር ኣባ ዲጋን ላዕለዎት ኣመራርሓን ንኣባላት እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ…
ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ዜጋታት ወፃኢ ንኽምዝገቡ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ካብ ሎሚ መዓልቲ ክሳብ 30 ጥሪ 2016 ዓ.ም ንኽምዝገቡ ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኣተሓሳሲቡ።
ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ ግልጋሎት ማስተዋል ገዳ÷ እቲ ምዝገባ ቪዛን መንበሪ ፍቓዶምን…
ስምምዕነት ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ብሓባር ናይ ምልማዕ ዞባዊ ፖሊሲ ዘፅንዕ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊላንድ ዝተፈራረመቶ ሰነድ ስምምዕነት ብሄራዊ ጥቕማ ዝሕሉን ኣብቲ ዞባ ትኽተሎ ብሓባር ናይ ምልማዕ ፖሊሲ ዘፅንዕ ከምዝኾነ ሚኒስትራት ገሊፆም።
ኩሉ ኢትዮጵያዊ ጉዳይ ምርካብ ኣፍ ደገ ባሕሪ ጉዳይ ህልውናን ልኣላዊነትን ምዃኑ ተረዲኡ…
4 ሚሊዮን ዝኾኑ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ የድልዮም – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ 4 ሚሊዮን ዝፅግዑ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምዘድልዮም ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ።
ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ኣብ ውድብ ሕራት መንግስታት መተሓዳደሪ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ኢትዮጵያ እናተወገነ ዝርከብ እዋናዊ ቀረብ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መመዘኒ ፈተና ካብ ዝወሰዱ ዳይሬክተራትን መራሕቲ ጉጅለን እቶም 34 ሚኢታዊ ከምዝሓለፉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ሰራሕተኛታት ዝተውሃበ ፈተና ቴክኒክን ብቕዓት ባህሪን ውፅኢት ዕላዊ ኮይኑ።
ብዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ዩኒቨርሲቲ ትምህርቲ ኮተቤን ዝተሰናደአን ንሰራሕተኛታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተውሃበን ፈተና…