Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ካብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዝተውሃበ ጋዜጣዊ መግለፂ
ኮሚቴ ፖሊሲ ገንዘብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ 15 መስከረም 2018 ዓ.ም ራብዓይ ኣኼባኡ ኣካይዱ።
እቲ ኮሚቴ ፤ ኣብ ዝቕባበ ዋጋታት ኢትዮጵያ ፣ ፊስካል፣ ወፃኢ ኢኮኖሚ፣ ቀረብ ገንዘብን ፋይናንሳዊ ኣንፈታት፣ ሓፈሻዊ ቁጠባዊ ንጥፈታት፣ ከምኡ እውን ኣብ ውሽጣዊ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝረኣይ ዘሎ ዓለም…
ኢሬቻ ንዋሕዚ ቱሪዝም ዘለዎ ልዑል ግደ ከዐቢ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ኢሬቻ ባህላዊ ክብሪታቱ ሓልዩ ብድሙቕ ንክኽበር ብምግባር ንዋሕዚ ቱሪዝም ዘለዎ ልዑል ግደ ከዐቢ ይግባእ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፡፡
በዓል ኢሬቻ ባህሊዊ ክብርታት ሓልዩ ንምኽባር ኣብ ክሊ ዝካየድ ዘሎ ስራሕቲ…
ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ቀሪባ ኣላ- ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ቀሪባ ኣላ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)።
እቶም ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣባል እቲ ትካል ንምኻን እትገብሮ ዘላ ድርድር ዝበፅሓሉ ብርኪ ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም።
ኣብ…
ባዛርን ኤክስፖን ኢሬቻ ኣብ ማእኸል ኤግዚብሽን ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሮ ኢሬቻ መበገሲ ብምግባር ዝተሰናደአ ባዛርን ኤክስፖን ኢሬቻ ኣብ ማእኸል ኤግዚብሽን ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ተኸፊቱ።
ኣብ’ቲ ባዛርን ኤክስፖን፥ ዝተፈላለዩ ባህላዊ ኣልባሳትን ገይፃ መይፂን፣ ፍሪያታት ግብርናን ሃገር ቦቀል ኢንዱስትሪን ቀሪቦም።…
ኢሬቻ ሓድነት ብምጥንኻር ንክኽበር መራኸብቲ ሓፋሽ ሓላፍነቶም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ዘበን ዝቕበር ኢሬቻ ሃገራዊ ሓድነት ብምጥንኻር ንክኽበር መራኸብቲ ሓፋሽ ሓላፍነቶም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ።
ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ዝጠመተ ንሰብ ሙያ መራኸብቲ ሓፋሽ መብርሂ ዝሃቡ ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ሃይሉ ኣዱኛ፥ ፍልፍል…
2ይ ዙር ምስፍሕፋሕ ንግዲ ኢትዮ ጅቡቲ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) “ቀረብ ሎጂስቲክስ ንዞባዊ ምትእስሳር ንግዲ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 2ይ ዋዕላ ምስፍሕፋሕ ንግዲ ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ጅቡቲ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጅቡትን ምትሕብባር ሎጂስቲክስ ንምዕባይ ዝዓለመ እንትኾን፤ ምክትል ፕሬዚዳንት…
ኢሬቻ ብድሙቕ ስነ ስርዓት ንምኽባር ተዳሊና ኣለና-ኣባ ገዳታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ዘበን ዝኽበር ኢሬቻ ባህላዊ ተውፊቱ ብዝሓለወ መገዲ ብድሙቕ ስነ ስርዓት ንምኽባር ተዳሊና ኣለና ኢሎም ኣባ ገዳታት።
ኣባ ገዳ ግርማ በቀለ፥ ኢሬቻ ኣብ እዋን ክራማት ዝነበረ ዝናብ ምምላእ ወሓዝቲ ሩባታት፣ ውሕጅን ወዘተ ብዝበሉ ምኽኒያታት…
መንግስቲ በቢብርኩ ዝረኣዩ ሃጓፋት ኣገልግሎት ንምእራም ይሰርሕ ኣሎ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ በቢብርኩ ዝረኣዩ ሃጓፋት ኣገልግሎት ንምእራም ይሰርሕ ኣሎ ኢለን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)።
ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ባህርዳር ኣገልግሎት ሓደ ማሕኸል መሶብ ሎሚ ስርሑ ጀሚሩ።
ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፥ እቲ…
በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታውን ባህላውን ስነ-ስርዓት ብዓብዩ ድምቀት ይኽበር ኣሎ።
ትማሊ በዓል መስቀል ብዓብዩ ድምቀትን ብስነ-ስርዓትን…
በዓል መስቀል ደመራ ኣብ መልላእ ሃገር ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ተኸቢሩ-ፖሊስ ፌዴራል
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መስቀል ደመራ 2018 ዓ.ም ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ መልላእ ሃገር ብድሙቕ ተኸቢሩ ተዛዚሙ ኢሉ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ።
ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታን ድሕንነትን ብምውዳድ ኣብ መልላእ ሃገር ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ…