Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ንኣዲስ ኣበባ ብሩባታታ ከም ስማ …

ናይ ከተማ ሩባታት ናይ ሓንቲ ከተማ ህይወት መስመር፣ ናይ ተፈጥሮ ሳንባን መግለፂ ፅባቐን ኢዮም። ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ከተማታት ዝተመስረታን ዝዓበያን ኣብ ተፋሰስ ሩባታት ይኹና እምበር፣ ብምውሳኽ ቁፅሪ ህዝቢን ምስፍሕፋሕ ኢንዱስትሪን ምኽንያት ሓለዋ ስለዘይግበረለን ልዑል ፅዕንቶ…

ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ቡሩንዲን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ እዚ እዋንን ኢቫሪስት ንዲያሺሚዬ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። ፕሬዚዳንት ኢቫሪስት ንዲያሺሚዬ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ “ዝተኸበሩ ሓወይ…

ዕላማ ኢትዮጵያ ንምብፃሕ ወይ ንምስዓብ ዘይኮነስ ንምምራሕ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዕላማ ኢትዮጵያ ንምብፃሕ ወይ ንምስዓብ ዘይኮነስ ንምምራሕ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ “ካብ ለውጢ ናብ ዘላቒ ስግግር” ብዝብል መሪሕ ሐሳብ “ኢትዮጵያ ክትገብሮ እያ” ብዝብል ኣርእስቲ ሃገራዊ ጉባኤ ተኻይዱ።…

ፀገማት ንምፍታሕ ኣብ መፅናዕቲ ዝተመሰረቱ መፍትሒ ሓሳባት ምቕራብ ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓበራዊ ፀገማት ብምትሕብባር ንምፍታሕ ኣብ መፅናዕቲ ዝተመስረቱ መፍትሒ ሓሳባት ምቕራብ ይግባእ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን “ርክብ መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ፡ ሰናይ ዕድላት፣ ፈተናታትን መፍትሒታትን”…

ሃገር ምህናፅ ኣብ ሓደ ወለዶ ጥራሕ ደው ዝብል ኣይኮነን – ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሃገር ምህናፅ ኣብ ሓደ ወለዶ ዝተሓፀረ ዘይኮነስ ንኹላትና ናይ ሓባርን ቀፃልን ዘለዎ ስራሕ እዩ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ “ካብ ለውጢ ናብ ዘላቒ ስግግር” ብዝብል…

ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኮፕ32 ዲፕሎማሲ ቀፃልነት ዘረጋግፅ ስራሕ ክትውግ ኢያ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ኣብ ተሰናድኦ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኮፕ32 ዲፕሎማሲ ቀፃልነት ዘረጋግፅ ስራሕ ክትውግን ኢያ ኢሎም፡፡ ቻተም ሃውስ ዝተሰነየ ዓለም ለኸ ትካል “ኣብ ዝተኸፋፈለ ጂኦ-ፖለቲካዊ ኩነታት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጎስጓስ ምክልኻልን ድሉውነትን ሓደጋ ውሕጅ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ክረምቲ ዝትግበር ጎስጓስ ምክልኻልን ድሉውነትን ሓደጋ ውሕጅ ተጀሚሩ፡፡ እቲ ጎስጓስ ዘጀመሩ ምክትል ከንቲባ ጃንጥራር ኣባይ÷ ተቓላዕነት ሓደጋ ውሕጅ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት እታ ከተማ ሓደጋ ውሕጅ ናይ ምክልኻል ስራሕ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ነበርቲ እታ ከተማ መወገዲታት ፈሳሲ ብምፅራይ ከባቢኦም ካብ ሓደጋ ውሕጅ ንኽሕልዉ ፀዊዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መወገዲ ፈሳሲታት ብምፅራይ ከባቢኦም ካብ ሓደጋ ውሕጅ ንኽሕልዉ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ፀዊዐን፡፡ ኣብታ ከተማ ኣብ እዋን ክራማት እዚ ዓመት ዝትግበር ጎስጓስ ምክልኻልን ድሉውነትን ሓደጋ ውሕጅ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ።…

ሓምለዋይ ኣሰርና ብኣምር ምድማር ናይ ምስራሕ ምስክር ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓምለዋይ ኣሰርና ብሓበራዊ ቅልፅምን ብኣምር ምድማር ናይ ምስራሕ ምስክር ኢዩ ኢሎም።   ምስ ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፕሮጀክት ጫካ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዘካየዱ…

ቀደማይ ሚኒስትር ማሌዥያ ንፓርቲ ብልፅግና ናይ እንቋዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ማሌዥያ ኣንዋር ኢብራሂም ፓርቲ ብልፅግና ኣብ መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ብምዕዋቱ ናይ እንቋዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ…