Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ግልጋሎት ፕሮጀክታት ኢንዱስትሪ ምስ 2 ፋብሪካታት ሽኮር ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ፕሮጀክታት ኢንዱስትሪ ምስ 2 ፋብሪካታት ሽኮር ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሙ።
ግልጋሎት ፕሮጀክታት ኢንዱስትሪ ንፋብሪካታት ሽኮር ትመና ንብረት ብምግባርን ሓገዝ ፋይናንስ ዝረኽቡሉን መፅናዕቲን ምርመራን ብምስራሕ ናብ ዝሐሸ መፍረያይነት…
ሓይሊ ንምርካብ እናተፀበዩ ንዝርከቡ 375 ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓይሊ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፀገም ቀረብ እታወት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምርካብ እናተፀበዩ ንዝርከቡ 375 ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓይሊ ንምቕራብ እናተሰርሐ ምዃኑ ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ግልጋሎት ሓላፊ ምትሕብባር ቀረብ ሓይሊ ኣይተ ነብዩ በየነ÷ ኣብ…
በዓል መስቀል ባህላዊ ትሕዝቶኡን ክብርታት ህዝቢ ብዘጉልህ መገዲን ክኽበር ከምዝኽበር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል 2016 ዓ.ም ባህላዊ ትሕዝቶኡን ክብርታት ህዝብን ብዘጉልህ መገዲ ከምዝኽበር ከይዲ ስራሕ ባህልን ቱሪዝምን ከተማ ዓዲግራት ገሊፁ።
እዚ ማለት፥ “ህዝብና ኣብ ከቢድ ፀገም ከም ዘሎን ዘለናሉ ኩነታት ኣብ ዝጎዳደሉ ነገራት ከም ዘለዉ…
ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብዚ ቀጣና ዘለዋ ፖለቲካዊ ተደማፅነት ክብ ዘብል ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብዚ ቀጣና ዘለዋ ፖለቲካዊ ተደማፅነት ክብ ዘብል ከምዝኾነ ነበር ተደራዳሪ እቲ ግድብ ፈቅ ኣሕመድ ነጋሽ ተዛሪቦም።
መበል ራብዓይ ዙር ምምላእ ማይ እቲ ግድብ ሒዙዎ ዝመፅአ ብዙሕ ረብሓ ብዝምልከት ፈቅ ኣሕመድ ነጋሽ…
ግዕዝይና ንምክልኻል ብዝተወሰደ ስጉምቲ ልዕሊ 120 ሚሊየን ብር ምድሓን ተኻኢሉ- ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት ግዕዝይና ንምክልኻል ብዝተወሰደ ስጉምቲ ልዕሊ 120 ሚሊየን ብር ምድሓን ተኻኢሉ ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም።
እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር፥ ኣወሃህባ…
ኣብ ሶማሊያ ሮብ ድሬ እንትንቀሳቐስ ዝነበረ ጉጅለ ኣልሸባብ ተደምሲሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ሮብ ድሬ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መጥቃዕቲ ንምፍፃም እንትንቀሳቐስ ዝነበረ ጉጅለ ኣልሸባብ ተደምሲሱ።
እቲ ጉጅለ 3 ፈንጂ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ፣ 12 ፈንጂ ዝተዓጠቑ ዕጡቓትን ልዕሊ 450 ኣለዉኒ ዝብሎም ኣባላቱን ንጥፍኣት…
125 ኢትዮጵያውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጂቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)125 ኢትዮጵያውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጂቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም።
እቶም ፍልሰተኛታት ኣብ ጅቡቲ ዘሎ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር ኢዩ መሊሱዎም።
ፅባሕ ተወሰኽቲ 95 ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ…
ኣብ ቀጠናዊ ምትሕብባርን ተለዋዋጢ ጉዳያት ድሕንነትን ቀይሕ ባሕሪ ዝጠመተ ጉባኤ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀጠናዊ ምትሕብባርን ተለዋዋጢ ጉዳያት ድሕንነትን ቀይሕ ባሕሪ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ጉባኤ ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ።
እቲ ጉባኤ ብምትሕብባር ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢን ዋር ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ዝተሰናድአ…
ኣይተ ደመቀ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውሕመ ፍትሓዊ ውክልና ንክህሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ፍትሓዊ ውክልና ንክህሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ኣይተ ደመቀ ኣብ ኒውዮርክ ምስ ዝካየድ ዘሎ መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ…
ንዓበይቲ ሃገራት ዝግበር ፋይናንስ ልምዓት እኹልን ፍትሓዊን ኣይኮነን-ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዓበይቲ ሃገራት ዝግበር ፋይናንስ ልምዓት እኹልን ፍትሓዊን ኣይኮነን ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።
ኣይተ ደመቀ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ኣፈፃፅማ ዘላቒ ሸቶታት ልምዓት መደረ…