Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብምኽንያት ምምላእ ሩባ ባሮ ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ንኽግበር ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጋምቤላ ሩባ ባሮ መሊኡ ኣብ ቀበሌታት 01፣ 02፣ 04ን 05 ብዘስዐቦ ጉድኣት ብዙሓት ነበርቲ ካብ መረበቶም እንትመዛበሉ ኣብ ልዕሊ ንብረት ዕንወት ኣጋጢሙ፡፡
ካብ ካልእ ግዘ ብዝተፈለየ ኩነታት ልዑል ጉድኣት ከምዝበፅሖምን እቲ ምምላእ…
በዓል ኢሬቻ 2016 ዓ.ም 26 ን 27ን መስከረም ክኽበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት 26 መስከረም ኣብ ሆረ ፊንፊኔ ከምኡ እውን 27 መስከረም 2016 ዓ.ም ኣብ ሆረ ኣርሰዲ ከምዝኽበር ተገሊፁ።
ፀሓፊን ሕብረት ኣባገዳታት ኦሮሞን ቱለማን ኣባገዳ ጎበና ሆላ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኢሬቻ በዓል ምስጋና፣…
ባህላዊ ኣቀማምጣ መሬት ጌዴኦ ኣብ ዩኔስኮ ተመዝጊቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 6፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጌዴኦ ዝርከብ ባህላዊ ኣቀማምጣ መሬት ጌዴኦ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ተመዝጊቡ።
ባህላዊ ኣቀማምጣ መሬት ጌዴኦ ኣብ ዩኔስኮ ተመዝጊቡ ዘሎ፥ ኣብ ሪያድ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 45…
ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምሕላው ሓበራዊ ዛዕባና ኢዩ – ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምሕላው፣ ጉዳይ ህንፀት ሰላምን ልምዓትን ሓበራዊ ሃገራዊ ዛዕባና ኮይኑ ክቕፅል ኢዩ ክብል ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ኣካቢ እቲ ቤት ምኽሪ ደስታ ዲንቃ ከምዝበሉዎ÷ ኣፈላላይ ኣተሓሳስባ ፖለቲካ…
ኣይተ ገብረኣምላኽ የዕብዮ(ረ/ፕሮፌስር) ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ብምዃን ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልለ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገ/ኣምላኽ የዕብዮ በላይ(ረዳት ፕሮፌስር) ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንክኾኑ ሸይሞም።
ረዳት ፕሮፌስር ገብረኣምላኽ የዕብዮ ካብ ዩንቨርስቲ ጎንደር…
ካብ 7 ክሳብ 11 መስከረም ሰሙነ ትምህርቲ ብምዃን ከምዝኽበር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 7 ክሳብ 11 መስከረም 2016 ዓ.ም ሰሙነ ትምህርቲ ብምዃን ከምዝኽበር ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ክልላት ብብሄራዊ ፈተናን ካልኦት ክልላዊ ነባራዊ ኩነታትን መበገሲ ብምግባር ዝተወሰኑ ለውጢታት ክግበሩ…
ፖሊስ ፌዴራል ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዘመዝገቡ ኣመራርሓን ኣባላትን ኣፍልጦ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዘመዝገቡ ኣመራርሓን ኣባላትን ኣፍልጦ ሂቡ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኮሚሽነር ጄኔራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤልን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራልን ክልላትን ተረኺቦም።
ኣብ ትሕቲ ላዕለዋይ…
ዓለም ለኸ ትካላት ድልየት ደቡባዊ ክፋል ዓለም ዘተኣናግድ ሓቃዊ ምምሕያሽ ክገብሩ ኣለዎም – ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ድልየት ደቡባዊ ክፋል ዓለም ዘተኣናግድ ሓቃዊ ምምሕያሽ ክገብሩ ኣለዎም ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።
ጉባኤ መንግስታትን መራሕቲን ጉጅለ 77ንን ቻይናን ኣብ ኩባ ከተማ…
ኢትዮጵያ ፍሉይ ቴክኒካል ኮሚቴ ምትእስሳር መሰረተ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ብኣዶ መንበርነት ክትመርሕ ተመሪፃ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፍሉይ ቴክኒካል ኮሚቴ ምትእስሳር መሰረተ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ብኣዶ መንበርነት ክትመርሕ ተመሪፃ።
ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ታኒዛኒያ ኣብ ዘሳለጦ መበል ራብዓይ ኣኼባ ፍሉይ ቴክኒካል ኮሚቴ ኢትዮጵያ ነቲ ኮሚቴ ንዝቕፅሉ ከልተ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ኩባ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ኩባ ሚጉዌል ቤርሙዴዝ ዘቲዮም።
ጉባኤ መንግስታትን መራሕቲን ጉጅለ 77ንን ቻይናን ኣብ ኩባ ከተማ ሃቫና ይሳለጥ ኣሎ።
ኣይተ ደመቀ ጉኒ ንጎኒ እቲ ጉባኤ…