Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ዘቲዮም።
ኣምባሳደር ተሾመ፥ ምስ ተወካሊ ምክትል ሓላፊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዴቪድ ክሪቫኔክ (ዶ/ር)፣ ኣተሓባባሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ…
ኣየርላንድ ንኢትዮጵያ ደገፍ 9 ሚሊየን ዩሮ ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ደገፍ 9 ሚሊየን ዩሮ ዕላዊ ገይራ።
እቲ ደገፍ ኣብ ኢትዮጵያ ብዘሎ መተሓባበሪ ቢሮ ጉዳያት ሰብኣዊ ሓገዝ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ኦቻ) ኣቢሉ ከምዝወሃብ ተገሊፁ።
ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ…
ቅድሚ 3 ዓመታት ዝተተኸሉ ተኽሊታት ቡና ፍረ ሓምለዋይ ኣሰር የፍሪዩ ኣለዉ-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 3 ዓመታት ዝተተኸሉ ተኽሊታት ቡና ፍረ ሓምለዋይ ኣሰር የፍሪዩ ኣለዉ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር…
ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ኣንፈታት ኣቐሚጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ኣንፈታት ኣቐሚጡ።
ምክትል ፕረዚዳንትን ሓላፊ ቤት ፅሕፈትን እቲ ፓርቲ ኣደም ፋራህ፥ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኣፈፃፅማ መደባት 2015 ዓ.ም፣ እዋናዊ…
ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ምክትል ሚኒስትር ዓለም ለኸ ጉዳያት ካናዳ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ምክትል ሚኒስትር ዓለም ለኸ ጉዳያት ካናዳ ቼሪል ኣርባን ተዛቲዮም።
ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ካናዳ መዘነኦም ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ካናዳ ዘሎ ጥንኩር…
መበል 15 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።
ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል፥ ሃገራዊ ሰላምን ድሕንነትን በዝበለፀ ኣጠናኺርካ ንምቕፃል ዘኽእል ዓቕሚ ንምፍጣር ዝዓለመ ጉባኤ…
ጉጅለ ምሕዝነት ዲፕሎማሲ ፓርላማ ኢትዮ-ኳታር ምስ ኣምባሳደር ኳታር ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ምሕዝነት ዲፕሎማሲ ፓርላማ ኢትዮ-ኳታር ምስ ኣምባሳደር ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ሃማድ ሞሓመድ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተቐቢሉ ኣብ ክልተኣዊ ርክብ ኣድሂቡ ተዛቲዩ።
ዕላማ እቲ ዘተ ኣባላት እቲ ጉጅለ ምሕዝነት ምስቶም ኣምባሳደር ናይ ምፍላጥ…
“ኣብ ኢትዮጵያ ሕማም ዓሶ ጠፊኢ ኢዩ” ዝብል ርድኢት ዝተሰሓሓተ ኢዩ – ሚኒስቴር ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኣብ ኢትዮጵያ ሕማም ዓሶ ጠፊኢ ኢዩ” ዝብል ዝተሰሓሓተ ግንዛበን ዛንዜራ ናይ ዘይምጥቃም ፀገምን ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስቴር ጥዕናን ኣህጉር ለኸ ማሕበር ቁፅፅር ሕማም ዓሶን÷ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ 9ይ ኣህጉራዊ ጉባኤ ቁፅፅር…
ውድድር ሰብ ክእለት ድምፂ ፋና ላምሮት ምዕራፍ 15 ፅባሕ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ድምፃውያን ፋና ላምሮት ምዕራፍ 15 ፅባሕ ክጅመር ኢዩ።
12 ተወዳደርቲ እቲ ምዕራፍ ካብ 1 ሺሕ ተወዳደርቲ ተነሓኒሖም ዝሓለፉ ኢዮም።
ፅባሕ ቀዳም ኣን ምድብ ሓደ ሽዱሽተ ተወዳደርቲ ባዕሎም ብዝመረፁዎም ዜማታት ምስ ኮከብ ባንድ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ኩባ ሃቫና ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ኩባ ሃቫና ኣቲዩ።
ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኩባ እንትበፅሑ ሓለፍቲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገርን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኩባ ገነት…