Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ደቡብ ኮሪያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪፐብሊክ ደቡብ ኮሪያ ሃክ ቼል ሺንን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን…
መርማሪ ቦርድ ኣብ ትሕቲ ፅላል ሕጊ ዝርከቡ ተጠርጣርቲ ትዕዝብቲን ምርመራ ምግባሩ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ክልል ኣምሓራ ምስዝተፈጠረ ፀገም ፀጥታ ተተሓሒዙ ኣብ ትሕቲ ፅላል ሕጊ ዝርከቡ ተጠርጣርቲ (እሱራት) ትዕዝብቲን ምርመራ ምግባሩ ኣፍሊጡ፡፡
መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ምልከታን ምርመራን…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ሊቢያ ብዘጋጠመ ጉድኣት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሊቢያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውጀሕጅ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ስድራቤትን ጉድኣት ዝበፅሖምን ኣካላት ዝተሰመዖም መሪር ሓዘን ገሊፆም።
ኣብ ምብራቓዊ ግዝኣት ሊቢያ ከተማ ደርና ኣብዚ ሰሙን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ክሳብ…
ኣብ መጀመርታ 10 መዓልቲታት ወርሒ መስከረም ዘሎ ኩታት ኣየር ንስራሕቲ ሕርሻ ዝምቹ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መጀመርታ 10 መዓልቲታት ወርሒ መስከረም ዘሎ ኩታት ኣየር ንስራሕቲ ሕርሻ ዝምቹ ከምዝኾነ ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ኩነታት ኣየር ቅድም ኢሎም ንዝተዘርኡ፣ ፍረ ኣብ መሓዝ ዝርከቡን ደንጉዮም ንዝተዘርኡ ከምኡ እውን ኣብ…
ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ዛዕባ ኣተገባብራ ምትሕብባር ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ዛዕባ ኣተገባብራ ምትሕብባር ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ።
ኣብቲ መድረኽ ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሙክታር ከድር (ዶ/ር) ተረኺቦም።
ኣብ ደርባን ኩዋዙሉ…
ከይዲ ድህረ-ፍርያት እንሰት ምዝማን ዘኽእሉ ቴከኖሎጂታት ናይ ምምዕባል ስራሕ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ድህረ-ፍርያት ተኽሊ እንሰት ዘቀላጥፍን ኣብ ከይዲ ምፍራይ ዝህሉ ፅዕንቶ ስራሕ ዝፈትሑ ቴከኖሎጂታት ናብ ስራሕ እናእተወ ምዃኑ ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ ገሊፁ።
ከይዲ ድህረ-ፍርያት ተኽሊ እንሰት ንምዝማን ዘኽእል ዓለም ለኸ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ…
ኣብ 2016 ዲጂታል ስርዓት መፍለዪ ተምሃሮ ተግባራዊ ከምዝግበር ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ መለለዪ መንንት (መታወቂያ) ብምትሕብባር ኣብ 2016 ዓ.ም ዲጂታል ስርዓት መፍለዩ ተምሃሮ (መታወቂያ ተምሃሪ) ተግባራዊ ከምዝግበር ኣፍሊጡ፡፡
ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ…
እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መዓስከር ማዕገትቲ ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መዓስከር ማዕገትቲ ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ።
እቲ እዚ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ክሳብ ሐዚ ዘለውዎ መዓስከራት መፅንሒ 5 ጥራሕ ከምዝኾኑ ኣብሪሁ።
ንሳቶም እውን ኣብ ኮምቦልቻ፣ ጎንደር፣ ባሕርዳር፣ ሸዋ ሮቢትን ኣዋሽ…
ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ኣብ ሕክምና ንዝርከቡ ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ ውህብቶ ተበርኪቱሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰላምን ደሕንነትን ኣብ ምንጋስ ብጅግንነት እንትቃለሱ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ኣብ ሕክምና ንዝርከቡ ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ ውህብቶ ተበርኪቱሎም።
እቲ ውህብቶ ንሰንደቕ ዓላማን ልእላውነት ሃገርን ክብሉ ንዝኸፈልዎ መስዋእትነት ዝተውሃበ ከምዝኾነ…