Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠመን ክልላት ዝውዕል ስምምዕነት ደገፍ 3 ሚሊየን ዩሮ ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠመን ክልላት ንምምሕያሽ ስርዓት ስነ መዓዛ ዝኸውን ስምምዕነት ደገፍ 3 ሚሊየን ዩሮ ተኸቲሙ።
እቲ ስምምዕነት ደገፍ፥ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም፣ መንግስቲ ፈረንሳይን ዓለም ለኸ ትካል ምድሓን ህፃናትን ከምዝኸተምዎ…
ኢትዮ ቴሌኮም ሪጅን ሰሜን ልዕሊ 4 ሚልየን ብር ግምት ዘለዎ ናውቲታት ትምህርቲ ንትግራይ ሓጊዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ሪጅን ሰሜን ልዕሊ 4 ሚልዮን ብር ግምት ዘለዎ ናውቲ ትምምህርቲ ንተምሃሮ ከተማ እንትጮን ከባቢኣን ሓጊዙ።
ኣብቲ ስነስርዓት ርክኽብ ዝተረኸቡ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኪሮስ ጉዕሽ፥ ብሰንኪ ኣብ…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ቡና ኳታር ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ቡና ኳታር ትሳተፍ ኣላ።
ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣንን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ፈይሰል ኣልይ፥ እቲ ኤግዚብሽን ኣፍረይቲን ዓደግቲን ብቐጥታ ንምፍላጥ ዘኽእል ኣጋጣሚ ኢዩ ኢሎም።
ኢትዮጵያ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል መናበዪ ኣረጋዊያን ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል መዕረፊ፣ ክንክንን መናበዪን ኣረጋዊያን ተመሪቑ።
እቲ ማእኸል፥ 730 ኣረጋዊያን ንምንባይ ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዎ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ኣገልግሎት ሕክምና ዝወሃበሎም…
ሚኒስቴር ድሕንነት ቻይና ዓቕሚ ፎረንሲክ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ንምምዕባል ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ድሕንነት ቻይና ዓቕሚ ፎረንሲክ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ንምምዕባል ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ።
ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ብምክትል ዋና ዳይሬክተር ዲፓርትመንት ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሚኒስቴር ድሕንነት ህዝቢ ቻይና …
ብሪታንያ ንማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ደገፍ 5 ነጥቢ 9 ሚሊየን ፓውንድ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብሪታንያ ንማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ደገፍ 5 ነጥቢ 9 ሚሊየን ፓውንድ ገይሩ።
እቲ ደገፍ ብቀይሕ መስቀል ብሪታንያን ቀይሕ መስቀል ኔዘርላንድስን ኣቢሉ ዝተገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ኣብ ኣተሓላልዋ ጥዕና፣ ፅሩይ መስተ ማይን…
ኣብ ቀፃሊ ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብቅርቅርቲ እቲ ግድብ ማይ ኣይፈስስን- ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብቅርቅርቲ እቲ ግድብ ማይ ነሳይ ምፍሳስ ዕድል ከምዘይህሊ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ስራሕቲ ስቪል…
ኣብ ትግራይ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ 5 መዓልታት ዝፀንሕ ስልጠና ንመምህራን ክወሃብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልታት ዝፀንሕ ስልጠና ንመምህራን ከምዝወሃብ ተገሊፁ።
ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከመዝገለፆ፥ እቲ ስልጠና ንልዕሊ 37 ሺሕ መምህራንን ኪኢላታትን ቤት ፅሕፈት…
ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ዝኸውን ደገፍ 104 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንምምሕያሽ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዝኸውን ደገፍ 104 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ።
ቦርድ ዳይሬክቶሬት እቲ ባንኪ ካብ ዘፅደቖ እቲ 52 ሚሊየን ዶላር ካብ ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ዝተረኸበ ኢዩ ተባሂሉ።
ዝተረፈ ድማ…
ኣብ ኢትዮጵያ ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ንተወከልቲ ሕብረት ኣውሮፓ ገለፃ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር ፍትሒን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ተወከልቲ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ከይዲ ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ዘድሃበ ገለፃ ገይሮም፡፡
እቲ መብርሂ ዝሃቡ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ከምዝኾኑ…