Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ኮርፖሬሽን ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪግ ምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ቢሾፍቱ ኮርፖሬሽን ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪግ ምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ኣብ ዑደቶም ድማ ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪንግ ሞተር ቬሂክልስ ኮርፖሬሽን ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪግ…

ካቻ ዝተብሃለ ግልጋሎት ዲጂታል ፋይናንሲንግ ሰርቪስ ብዕሊ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቻ ዝተብሃለ ዲጂታል ፋይናንሲንግ ሰርቪስ መውፅኢ ሰነድ ውልቀ ክፍሊት ብምዃን ግልጋሎት ብዕሊ ኣጀሚሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ኢዩ ዝተባህለ እቲ ግልጋሎት ካብ ብሄራዊ ባንኪ ፍቓድ ግልጋሎት ዝረኸበን ናይ ሞባይል ገንዘብ ዝውውርን ካልኦት ግልጋሎታት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መፍረዪ ቴክኖሎጂታት ኤሮ-ስፔስ ንምምዕባል ይሰርሕ ኣለኹ ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መፍረዪ ቴክኖሎጂታት ኢንዱሰትሪ ኤሮ-ስፔስ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንምምዕባል እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው÷ ዝተፈላለየ መለዋወጢታት ኣካል ኣውሮፕላን ኣብ ውሽጢ ሃገር ብስፍሓት ንምፍራይ…

ኩባንያታት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ-ንዋዮም ንምፍሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያታት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ-ንዋዮም ንምፍሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም፡፡ ልዕሊ 300 ኩባንያታት ቻይና ዘሳተፈ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮ - ቻይና ኣብ ሻንሃይ ተኻይዱ፡፡ እቲ ፎረም ብኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይናን ተሓባበርቲ…

ኣምባሳደር ብርሃኑ ምስ ሓላፊት ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ጅቡቲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ሓላፊት ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ጅቡቲ ታንጆ ፓስፊኮ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ጅቡቲ እናተጋደደ ዝመፅአ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምክልኻል ክልቲአን ሃገራት ብሓባር ክሰርሓ ኣብ ዝግብኡ…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዓቕሚ ድልዉነትን ምንቅስቓስ ስራሕን ዋና መምርሒ ምክልኻላልን ሎጂስቲክስን ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዓቕሚ ድልዉነትን ምንቅስቓስ ስራሕን ዋና መምርሒ ምክልኻላልን ሎጂስቲክስን ተዓዚቦም። ብፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ዝተመርሐ ዑደት÷ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሚኒስቴርን ላዕለዎት መኮንናት…

ሌጲስ ኣብ ዘደንቕ መንደር ቱሪዝም ዓለም ሽልማት ኣፍሊጦ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንደር ሌጲስ ኣብ ዘደንቕ መንደር ቱሪዝም ዓለም ሽልማት ኣፍሊጦ ምርካቡ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ማእኸላይ ሓጓፍ ሽንጥሮ ዝርከብ መንደር ሌጲስ መንደር÷ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ቱሪዝም ዓለም ብዘደንቕ መንደርነት…

ልዕሊ 155 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ልዕሊ 155 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ምሓዙ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ሞንጎ እዚ 131 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ኣተውቲ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ እንትኾኑ÷ 23 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናይ ወፃኢ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ…

ባሕሪ ሓይሊ ኢትዮጵያ ስርሑ ንምዕዋት ጉዳይ ሰላምን ዲፕሎማሲን ኣጠናኺ ክሕዝ ይግባእ – ሙሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባሕሪ ሓይሊ ኢትዮጵያ ስራሕቱ ዕዉታት ንኽኾኑ ኣብቲ ዞባ ዘሎ ሰላምን ዲፕሎማሲን ኣጠናኺሩ ክሕዝ ከምዝግባእ ሙሁራን ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ሙሁራን÷ “ስራሕቲ መስኮት ባሕሪ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ብዝርርብ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣድማሱ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም። በዚ ድማ፥ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ፣ እስራኤል ማእኸላይ ምብራቕን ከምዝዘተዩ ካብ ሚኒስቴር…