Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢጋድ ኣብ ሓለዋ ስደተኛታት ጠሚቱ ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ሞንጎ ኣባል ሃገራት ዘሎ ሓለዋ ስደተኛታት ኣመልኪቱ ኣብ ዘሰናደኦ ሓዱሽ ማዕቐፍ ፖሊሲ ጠሚቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መዛዘሚ ዘተ የካይዳ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ተወከልቲ ኣባል ሃገራት፣ ተወከልቲ ኮሚሽን…
ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ማእኸል ዝገበረ ልምዓት ንኽጠናኸር ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ዘፈር ሕርሻ ምትሕብባር ምስፋሕ ኢሉ እውን ኢንዱስትሪ ማእኸል ዝገበረ ልምዓት ምጥንካር ከምዝግባእ ፀዊዖም።
ካልኣይ መርሃ ግብሪ ውዕሎ እዚ ዕለት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)÷ ኣብ 3ይ ቢኣርኣይ ዓብዪ…
ሃገራት ገበናት ሳይበር ንምክልኻል ብምውዳድ ክሰርሓ ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ገበናት ሳይበር ንምክልኻል ብምውዳድ ክሰርሓ ከምዝግበአን ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሐንነትን ሰሎሞን ሶካ ገሊፆም።
ኣብ ዩናይትድ ኢሚሬታት ዓረብ ጂይቴክስ ግሎባል ዱባይ “መጥቃዕቲ ሳይበር ዓለም ለኸ ክሳራ” ብዝብል ርእሲ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኒው ዴቨሎፕመንት ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኒው ዴቨሎፕመንት ኣባል ሃገራት ብሪክስ ዲልማ ሩሴፍ ተዛቲዮም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኒው ዴቨሎፕመንት ዝተዛዩ÷ ጎድና ጎኒ 3ይ ፎረም ቤልት ኤንድ ሮድ…
ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ 3ይ ፎረም ቤልት ኤንድ ሮድ መደረ ኣስሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መኽፈቲ መርሃ ግብሪ ሳልሳይ ፎረም ቤልት ኤንድ ሮድ መደረ ኣስሚዖም።
ኣብ መደረኦም ድማ÷ ጥንተ መሰረትን ምዕባለን ርክብ ቻይና-ኣፍሪካ ኣዘኻኺሮም፡፡
ኣብ ፎረም ቤልት ኤንድ ሮድ ምውጋን መሰረተ…
ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ምስ ሰለስተ ኩባንያታት ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ምስ ሰለስተ ኩባንያታት ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
እቲ ስምምዕነት÷ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ሌሊሴ ነሜ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ እቶም ኩባንያታት ተፈራሪሞምዎ።
ክልተ ኣብ ዘፈር ፋርማሲዩቲካልን ሓደ ኣብ ዘፈር…
ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዓውዲታት መዓድን ጠሚቱ ዝተኻየደ ዝተኻየደ መድረኽ ተሳቲፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ቤጂንግ ኣብ ዓውዲታት መዓድን ጠሚቱ ዝተኻየደ ዝተኻየደ መድረኽ ተሳቲፋ።
ኣብቲ መድረኽ ኣብቲ ዓውዲ ዝተዋፈሩ ልዕሊ 300 ኣልማዕቲ ከምዝተሳተፉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ሌሊሴ ነሜ ኣፍሊጠን።
ኣብ ዓውዲታት መዓድንን…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፓስፖርት ዲፕሎማቲክን ሰርቪስን ንዝሓዙ ዜጋታት ቪዛ ንንምትራፍ ዝሕግዙ ኣዋጃት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ከምኡ እውን ኣብ ሞንጎ ህንዲ ፓስፖርት ዲፕሎማቲክን ሰርቪስን ንዝሓዙ ዜጋታት ቪዛ ንምትራፍ ይሕግዙ ኢዮም ዝተብሃሉ ኣዋጃት መርሚሩ ኣፅዲቑ።
6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ…
ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ቴክኖሎጂ ይሳተፉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ንግዲ ወፃኢ ሃገር ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምስራሕ ዝተዋፈሩ ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ቴክኖሎጂ ይሳተፉ ኣለዉ።
መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩን ስራሕቲ ንግዲ ወፃኢ ሃገር ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምውጋን…
ሺ ጂንፒንግ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ኣካል ግሪን ቤልት ኤንድ ሮድ ኮይኑ ክድገፍ ከምዝኽእል ኣረጋጊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግን ምስ ጉጅለ ልኡኻቶም ብምዃ ኣብ ቻይና ዓብዪ ኣዳራሽ ህዝቢ ክልተኣዊ ልዝብ ኣካይዶም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኢንቨስትመንት ቻይና ንብራኸ ኢኮኖሚ…