Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝግበር ሓለዋ ከባቢ ዝኸውን ሓገዝ 25 ሚሊየን ዶላር ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝግበር ሓለዋ ከባቢ ዝኸውን ሓገዝ 25 ሚሊየን ዶላር ገይራ።
ኢትዮጵያ ልቀት ካርቦን ንምቕናስ ዓሊማ እትገብሮ ፃዕሪ፥ ደኒ ናብ ዝነበሮ ንክምለስ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተሓቢሩ።
ኣብ ናይሮቢ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ንብረት…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናፃ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ታክሲ ፅባሕ ክወሃብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ዝኽበር መዓልቲ ኣገልግሎት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናፃ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ታክሲ ፅባሕ ክወሃብ ኢዩ።
እቲ ኣገልግሎት ካብ ሰዓት 1 ክሳብ 3 ቅድሚ ቀትሪ ከምዝወሃብ ተገሊፁ።
ኣብታ ከተማ ናይ ዝርከቡ ጥምር ኮሚቴ 13…
ሓበራዊ ኣኼባ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሶማሊያ ኣብ ሞቓድሾ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ኣኼባ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሶማሊያ ኣብ ሞቓድሾ ይሳለጥ ኣሎ።
ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውል፥ ክልቲአን ሃገራት ስራሕቲ ሓበራዊ ኣኼባ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኮሚሽን…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 1 ሺሕን 107 ኣባላት ኣኽበርቲ ደንቢ ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ“ፓራ ሚሊተሪ” ዝሰልጠኑ 1 ሺሕን 107 ኣባላት ኣኽበርቲ ደንቢ ተመሪቖም።
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቶም ተመረቕቲ ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ገሊፀን።
እቲ…
ኣብ ክልል ኣምሓራ ሕቶታት ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ንምፍታሕ ኣመራርሓ ናይ ምውዳብ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ሕቶታት ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ህዝቢ ንምፍታሕ ኣመራርሓ ናይ ምውዳብ ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ።
ኣባላት ኮማንድ ፖስት ማእከላይ ሸዋ ሎሚ መዓልቲ ምስ መተሓባበርቲ ኣባላት ከተማ ደብረብርሃንን ዞባ ሰሜን ሸዋን ኣብ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓታት ማሕበር መምህራን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓታት ማሕበር መምህራን ኢትዮጵያ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ትምህርቲ፣ ጉዳያት መምህራንን ሓፈሻ ሃገራዊ ኩነታን ትኹረት ገይሮም ከምዝተመያየጡ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ…
መንግስቲ ፀገም ክሌማዊ ለውጢ ንምፍታሕ ይሰርሕ ኣሎ – ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፀገም ክሌማዊ ለውጢ ንምፍታሕ ስትራቴጂ ብምሕንፃፅ ኣብ ተግባር እናውዐለ ከምዝኾነ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ገሊፀን።
ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ኣብ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ እናተኻየደደ እንትኸውን÷ ኣብቲ መድረኽ…
ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ካብ 3 ክሳብ 5 ጳጉመን ዝፀንሕ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ንስሃን ከምዘዳለወ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ካብ 3 ክሳብ 5 ጳጉመን 20015 ዓ.ም ዝፀንሕ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ንስሃን ከምዘዳለወ ኣፍሊጡ።
እቲ መርሃ ግብሪ፥ “ፅልኢ ዝረሓቐሉ ፍቕሪን ብሩህ ተስፋን ዝረኣየሉ ሓዱሽ ዓመት ንቀበል” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ…
መርማሪ ቦርድ አፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ መምርሒ ቤት ህንፀት ምምሕዳር ከተማ ባህርዳር ዝርከቡ ተጠርጠርቲ ተመልኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት መርማሪ ቦርድ አፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ መምርሒ ቤት ህንፀት ምምሕዳር ከተማ ባህርዳር ኣብ ዝርከቡ ተጠርጠርቲ ዑደት ኣካይዶም።
እቲ መርማሪ ቦርድ÷ ምስ ተጠርጠርቲ ልዝብ ምግባር ሓዊሱ መዕረፊ ቦታ ተጠርጠርቲ ተመልኪቱ።
ኣብቲ…
ትካል ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ኣብ ዝቕፅል ዓመት 1 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር ልቓሕ ክህብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ኣብ 2016 በጀት ዓመት 1 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር ልቓሕ ንምሃብ መደብ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል ዕቋርን ልቓሕን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝሓለፉ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን 2015…