Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 1 ሺሕን 686 ኣባይቲ ዓቕሚ ንዘይብሎምን ሰብ ውዕለታ ሃገርን ተዋሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 1 ሺሕን 686 ኣባይቲ ዓቕሚ ንዘይብሎምን ሰብ ውዕለታ ሃገርን ኣረኪቡ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቶም ኣባይቲ ደረጀኦም ዝሓለዉን ናውቲታት ግልጋሎት ዝተማለአሎምን…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዲሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ÷ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ደቡብ ኣፍሪካ ሩድዛኒ ማፕህዋንያ ብዘቕረቡሎም ዕድመ…

ውድድር ምህዞን ፈጠራን መዳይብ፥ ኣብ ትግራይ ተበቲኑ ዘሎ ዓቕሚ ብምውዳድ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ዘሰጋግር እዩ- ሌ/ጀነራል ፃድቃን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር  ዝተፈላለያ ትካላት ዝሰናዳእ ውድድር ስራሕ ምህዞን ፈጠራን መዳይብ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ብምስግጋር ኣብ ዝሓፀረ እዋን ክልል ትግራይ ንምልዋጥ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ብፂሒቶም ንከበርክቱ ዝዓለመ መድረኽ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ…

ጉጅለ ሕክምና ኲዌት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ኣገልግሎት ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሕክምና ኲዌት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ኣገልግሎት ይህብ ኣሎ። እቲ ኣገልግሎት ሕክምና ንሓሙሽተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን ናፃ መጥባሕቲ ሕክምና ዝወሃበሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ። በዚ ድማ ኣስታት 200 ሰባት…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋን ጳጉሜን ኣሉታዊ ድባብ ምቕያር ዘኽእል ናይ ምርድዳእ ስራሕ ክስራሕ ኢዩ-ኣይተ ኣረጋ ከበደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋን ጳጉሜን ኣሉታዊ ድባብ ምቕያር ዘኽእል ናይ ምርድዳእ ስራሕ ክስራሕ ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣረጋ ከበደ ገሊፆም። “ጳጉሜን ንኢትዮጵያ” ብዝብል ሃገራዊ ጎስጓስ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ሞያዊያንን…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፍሪያት ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት ክብ ንምባል ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ 2016 ዓ.ም 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰብ ስራሕ ምድቓል እንስሳት ብምክያድ ፍሪያት ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት ክብ ንምባል ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ ክልል ወረዳ ሌሙን ቢልቢሎን መጀመሪ መርሃ ግብሪ መመሓየሺ ዘርኢ እንስሳት…

ፎረም ኢንተርፕራይዛት  ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ካልኣይ ፎረም ኢንተርፕራይዛት  ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ፎረም ብዲፓርትመንት ኢኮኖሚ፣ ንግድን ቱሪዝምን ሕብረት ኣፍሪካ ኢዩ ተሰናዲኡ። ብፍላይ ኣብ ጀመርቲ ፈጠርቲ ስራሕ መናእሰይ…

ቤት ምኽሪ ከተማ ሃዋሳ ህፁፅ ጉባኤ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ሃዋሳ ህፁፅ ጉባኤ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ ዝቐርቡሉ ሹመት ከንቲባ እታ ከተማ ሓዊሱ ናይ ካልኦት ኣባላት ካቤኒ ብምቕባል ተዛቲዩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ ስራሕቲ ልምዓት ምምሕዳር እታ ከተማን…

ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ምርድዳእ ብምፍጣር ኢትዮጵያ ምህናፅ ይግባእ – ኣይተ ታዬ ደንደኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሓፁር ምፍልላይ ብምውፃእ ኣን ወሰንቲ ሃገራዊ ጉዳያት ሓበራዊ ምርድዳእ ብምፍጣር ንኢትዮጵያ ብሓባር ምህናፅ ናይ ኩሉ ሓላፍነት ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ታዬ ደንደኣ ገሊፆም። “ሃገራዊ መነት ንጥንኩር ህንፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክልል ሃረሪ ስራሕቲ ክረምታዊ ወለንታ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክልል ሃረሪ ስራሕቲ ክረምታዊ ወለንታ ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ  ዝተረኸባ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብሩቱካን ኣያኖ÷ ስራሕቲ ወለንታ ምስላጥ ስንቂ ምቕማጥ ከምዝኾነ ተዛሪበን፡፡ እቲ ሚኒስቴር…