Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣዲስ ኣበባ ኣባል ፌዴሬሽን ቱሪዝም ከተማታት ዓለም ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣባል ፌዴሬሽን ቱሪዝም ከተማታት ዓለም ኮይና። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ እቲ ሰርተፊኬት ኣባልነት ካብ ኣመራርሓ እቲ ፌዴሬሽን ኣብ ቻይና ተቐቢሎም። ፌዴሬሽን ቱሪዝም ከተማታት ዓለም ኣብ 85…

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ዝተመዝገበሎም ዓወታት ተጎናፂፉ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ጉዳያት ተረባሕቲ ዝገብሩ ዓወታት ከምዝተጎናፀፈ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ መበል 8ይ ስሩዕ ኣኼባ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ከተማ ኣዲስ…

ንምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን ክልል ኣምሓራ ቀዳምነት ዝህቡ ኣመራርሓ ናብ ቅድሚት ንምምፃእ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ኢና-ክልል ኣምሓራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን ክልል ኣምሓራ ቀዳምነት ዝህቡ ኣመራርሓ ናብ ቅድሚት ንምምፃእ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ኢና ክብል ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። መንግስቲ እቲ ክልል ትካላት ፀፅታ ንምጥንኻር ሓለፍቲን ምክትላት ሓለፍቲን…

ብከቢድ ሆበብላ ንፋስ ሆንግ ኮንግ ከይተበደሀ ምዕራፍ ዝኸኣለ ብሕታዊ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦይንግ 787 -9 መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብከቢድ ሆበብላ ንፋስ ሆንግ ኮንግ ከይተበደሀ ምዕራፍ ዝኸኣለ ብሕታዊ መገዲ ኣየር ብምዃን መዘራረቢ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ኮይኑ ኣሎ። እቲ መገዲ ኣየር ዘጋጠሞ ምቹእ ዘይኮነ ኩነታት ኣየር ብምፅዋር ኣብ…

ንሓዱሽ ዓመት 2016 ፀገም ቀረብ ንከይፍጠር ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሓዱሽ ዓመት 2016 ፀገም ቀረብ ንከይፍጠር ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ ነግዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። እቲ ቢሮ ኣብ 25 ቀንዲ ቀንዲ ኣደባባያት እታ ከተማ ዘሰናደኦ ባዛራት ሎሚ መዓልቲ ክፍቲ ገይሩ። ኣብ ኣደባባይ ኣቃቂ ቃሊቲ፣ ሳር ቤትን…

ናህሪ ዋጋ ንከጋጥም ኣብ ዝገብሩ ነጋዶ ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ- ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ናህሪ ዋጋ ንከጋጥም ኣብ ዝገብሩ ነጋዶ ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ  ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ገሊፆም። ብኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማታት እቲ ክልል ንበዓል ዘገልግሉ መሰረታዊ ቀረብ…

ባንኪ ሂጅራ ሓዱሽ ኣገልግሎት ባንኪ ሞባይል ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ሂጅራ “ኦምኒ ፕላስ” ዝተብሃለ ሓዱሽ ኣገልግሎት ባንኪ ሞባይል ዕላዊ ገይሩ። ባህጊ ዓማዊሉ ንምርዋይ ብምሕሳብ እቲ ኣፕሊኬሽን ኣብ ስራሕ ከምዘውዓሎ ገሊፁ። ብሓሙሽተ ቋንቋታት ዝተዳለወን ንተጠቀምቱ ዝቐለለን ከምዝኾነ…

ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብቶም ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ 574 ተምሃሮ እቶም 60 ብማስተርስ ደረጃ ዝተመረቑ ኢዮም ተባሂሉ። ኣብ 2009 ዓ.ም ዝተጣየሸ እቲ ዩንቨርስቲ ተምሃርኡ እንተመርኽ ሎ ንመበል…

ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሓዱሽ ታርጋ ኣብ ኣገልግሎት ኣውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሓዱሽ ካብ 25 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ታርጋ ኣብ ኣገልግሎት ኣውዒሉ። ዋና መምርሒ ሎጂስቲክስ እቲ ሚኒስቴር ንኣፈፃፅማ ‘’ግዳጅ’’ ክፍሊ ተዋጋኢ ተወሰኽቲ ዓቕሚ ዝኾና ተሽከርከርቲ ንእዚታትን ክፍሊታትን ኣረኪቡ።…

ሜዲካል ጎዝን ፍርያት ወረቐትን ብፍርያት ውሽጢ ሃገር ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜዲካል ጎዝን ፍርያት ወረቐትን ብፍርያት ውሽጢ ሃገር ምዃኑ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ኢንድስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝርከቡ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ተዓዚቦም፡፡ ኣብ ትካል መፍረዪ ወረቐት ኩሪፍቱ ፣ ፋብሪካ…