Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ናህሪ ዋጋ ፍርያት መሰረታዊ ጠለባት ከየጋጥም እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ዝቕፅል በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ናህሪ ዋጋ ፍርያት መሰረታዊ ጠለባት ከየጋጥም ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ተሻለ በልሁ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ጠለብን…

ናብ ዕዳጋ ዝቐርቡ ፍርያታት ፅሬትን ድሕንነትን ንምርግጋፅ ጥንኩር ቁፅፅር ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ በዓል ተተሓሒዙ ናብ ዕዳጋ ዝቐርቡ ፍርያታት ፅሬትን ድሕንነትን ንምርግጋፅ ጥንኩር ቁፅፅር እናተገበረ ምዃኑ በዓል መዚ ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። በዓል ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዕድጊት እዋን ተግባራት ገበን…

ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ጠሚቱ ንሰብኣዊ ትካላት ውሕመ መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ጠሚቱ ንሰብኣዊ ትካላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት መብርሂ ተዋሂቡ። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ብፍላይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ኩነታት ንሰብኣዊ ትካላት…

ሰብ ሃፍቲ ናይጄሪያ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ-ንዋይ ንኸፍስሱ ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ናይጄሪያ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ-ንዋይ ንኸፍስሱ ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ። እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከቡ መዘና ትካላት ተራኺቦም ንኽሰርሑ ኩነታት ክመቻቸወሎም ምግላፁ ኣብ ኣቡጃ ካብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓሬታ…

ልዕሊ 17 ሚሊየን ሄክታር መሬት ከምዝተሓረሰ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክረምታዊ ሕርሻ 2015/16 ዓ.ም ልዕሊ 17 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ከምዝተሓረሰ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሕርሻ ዶክተር መለስ መኮንን÷ ብዛዕባ ክረምታዊ ሕርሻ 2015/16 ዓ.ምን ስራሕቲ መስኖ ሕርሻ ኣመልኪቶም መግለፂ…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ንኣመራርሓታት ፀፅታ ሹመት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ካብ 22 ነሓሰ 2015 ዓ.መወ ጀሚሩ ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ፀፅታ ሹመት ሂቡ። ብመሰረት እዚ፡- ኮሚሽነር ደስዬ ደጀን ወልዴ - ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኮሎኔል ግርማ ገሰሰ ገ/መስቀል-…

ብሕፅረት እታወት ተቛሪፁ ዝነበረ ማእኸል ሕፅበት ኩሊት ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ሕፅረት እታወት ንዝሓለፉ ሰለስተ ሰሙናት ተቛሪፁ ዝነበረ ማእኸል ሕፅበት ኩሊት ስራሕ ከምዝጀመረ ቢሮ ጥዕና ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል÷ ብውዕሊ ሰለስተኣዊ ስምምዕነት ቢሮ ጥዕና ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ዳግማዊ ሚኒልክ ኮምፕሬንሲቭ…

መንግስቲ ኣብ ማዕቐፋት ሕጊ እታ ሃር ተደሪኹ ምስ ትካላት ረድኤት ክሰርሕ ኢዩ – ኣምባሳደር ሽፈራው

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሽፈራው ተ/ማርያም (ዶ/ር) መንግስቲ ኣብ ማዕቐፋት ሕጊ እታ ሃር ተደሪኹ ምስ ትካላት ረድኤት ከምዝሰርሕ ገሊፆም። ኣመራርሓታት እቲ ኮሚሽን ሓዱሽ ምዝተመደቡ ዳይሬክተር ትካል…

ካብ ቻይና ቼንግዱ – ኣዲስ ኣበባ ግልጋሎት ፅዕነት ኣውሮፕላን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ቻይና ቼንግዱ - ኣዲስ ኣበባ ግልጋሎት ፅዕነት ኣውሮፕላን ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። ኣብ ከተማ ቼንግዱ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት መጀመሪ÷ ተወከልቲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ መዳርግቲ ኣካላት እቲ ዓውዲ ቻይናን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን…

ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ እተህንፆ ፍሉይ ሆስፒታል ሕክምና ኩላሊት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ እተህንፆ ፍሉይ ሆስፒታል ሕክምና ኩላሊት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ፈይሰል ኣልይ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ኳታር ኸሊፋ ብን ጃስም ኣልከዋሪ ዘቲዮም። ኣብ ማዕቐፍ ክልቲኣዊ ምትሕብባር…