Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዩኒቨርሲቲ ኮያንግፖኦክ ንተምሃሮ ኣዲስ ኣበባ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ክህብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሐሴ 25፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኮያንግፖኦክ ንተምሃሮ ኣዲስ ኣበባ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ንምሃብ ተስማዕሚዑ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ከተማ ቹንቾን ኣብ ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ኮያንግፖኦክ ዑደት ኣሳሊጠን። እተን ከንቲባ ምስ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ልኡኽ ዩ ኤስ ኣይዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ልኡኽ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኣይዲ) ኣብ ኢትዮጵያ ስካት ሃክላንደር ናብ መቐለ ኣምሪሖም። መቐለ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣቀባብላ ዝገበሩሎም እንትኾኑ፥ ምስ ዝተፈላለዩ ኣመራርሓ…

ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ህንፀት ዓቕሚ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተባባዕ ኢዩ- ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ህንፀት ዓቕሚ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተባባዕ ኢዩ ክብሉ ኣፈ-ጉባኤ እቲ ባይቶ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንባጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ዝሰርሖም ቅድመ ምድላው ገምጊሙ። ቤት ፅሕፈት እቲ ባይቶ ኣብ ቅድመ…

ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ቻንስለር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ቻንስለር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንክኾኑ ሸይሞምዎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቲ ሹመት ዝሃብሉ፥ እቲ ዩንቨርስቲ ፈላማይ ብገዛእ ርእሱ ዝመሓደር ዩንቨርስቲ ብምዃን…

ሓዱሽ ዓመት እንትንቅበል ልምድታት ብምልዋጥ ንተወሳኺ ዓወት ዘዳልዉና ኩነታት ብምሕባር ክኸውን ኣለዎ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት እንትንቅበል ልምድታት ብምልዋጥ ንተወሳኺ ዓወት ዘዳልዉና ኩነታት ብምሕባር ክኸውን ኣለዎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ 2015 ዓ.ም ከም…

መበል 18 መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባት ህዝብታት ብዙሕነት ማዕርነት ንሃገራዊ ሓድነት ብዝብል መሪሕ ቃል ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባት ህዝብታት ብዙሕነት ማዕርነት ንሃገራዊ ሓድነት ብዝብል መሪሕ ቃል ክኽበር ኢዩ። እቲ በዓል ብምትሕብባር ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ከምዝኽበር ተገሊፁ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣገኘሁ ተሻገር፥…

ስያመ መዓልታት ጷጉመን  ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ስያመ መዓልታት ጷጉመን  ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፦ 1 ጷጉመን መዓልቲ ኣገልግሎት 2 ጷጉመን  መዓልቲ መስዋዕትነት 3 ጷጉመን መዓልቲ ወለንታዊያን 4 ጷጉመን መዓልቲ ኣፍረያይነት 5 ጷጉመን…

ዜጋታት ዲጂታል ክእለቶም ንህንፀት ሰላም ከውዕልዎ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ዲጂታል ክእለቶም ንህንፀት ሰላም ከውዕልዎ ከምዝግባእ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ ገሊፀን። ኩባንያ ሜታ ዘሰናደኦ ኣብ ኣድላይነት ዲጂታል ክእለትን ህንፀት ሰላምን ዝጠመተ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ዲጂታል…

ውሳነታት መበል 24 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘሳለጦ መበል 24 ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ምስ መንግስቲ ጣሊያን ኣብ ዝተፈረሙ ስምምዕነታት ልቓሕ 56 ሚሊየን ዩሮ ኣድሂቡ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ እቲ ልቓሕ መዓልኡ ብዝምልከት ዘቲዩ።…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ክሪስ ኒኮይ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣብ እዋን ዘተኦም ድማ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ብተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋ ጉድኣት…