Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያ ብዘለዋ ታሪኽን መሰል በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ ሕቶኣ ጉዳይ ህልውና ኢዩ – ቫይስ ኣድሚራል ክንዱ ገዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዝወሃቦ ግቡእ ንምውፃእ ኣብ ዘኽእል ኩለመዳይ ቁመና ይርከብ ኢሎም ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ቫይስ ኣድሚራል ክንዱ ገዙ፡፡ መበል 118 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ "ዘይትድፈር ሃገር ዘይብዳህ ሰራዊት" ብዝብል መሪሕ…

በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ መሰልና ንምርግጋፅ ኣብ ዘኽእል ቁመና ንርከብ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወናንነት በሪ ባሕሪ ንምርግጋፅ ኣብ ዘኽእል ቁመና ንርከብ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። መበል 118 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ "ዘይትድፈር ሃገር ዘይብዳህ ሰራዊት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ቤት…

ኣፍሪካ ካብ ድምፂ ኣፅዋር ንምግባር ሓበራዊ ፃዕሪ ኣድላዪ ኢዩ – ማህሙድ ኣሊ ዩሱፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ካብ ድምፂ ኣፅዋር ንምግባር ሓበራዊ ፃዕሪ የድሊ ኢሎም ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማህሙድ ኣሊ ዩሱፍ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ(ዶ/ር) ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዝተተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተረኸቡሉ ፎረም…

2ይ ፀወታታት ውድድር ኦሎምፒክ መናእሰይ ኢትዮጵያ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ፀወታታት ውድድር ኦሎምፒክ መናእሰይ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ፡፡ እቲ ውድድር “ውድድር ኦሊምፒክ መናእሰይ ንብራኸ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ሎሚ መዓልቲ 15 ክሳብ 23 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ካካየድ…

ፈተናታ ኣጠናኺካ ብፅንዓት ንኽንሰርሕን ውፅኢት ክንረክብን ገይሮምና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝረኣናያም ፈተናታትን መከራታትን አጠንኪሮምና ብዝበለፀ ፅንዓት ተጊህና ንኽንሰርሕን ውፅኢት ክንረክብን ገይሮምና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ‘ትዕዝብቲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ…

118ኛው የመከላከያ ሠራዊት ቀን እየተከበረ ነው

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 118 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ "ዘይትድፈር ሃገር ዘይብዳህ ሰራዊት" ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኸበረ ይርከብ፡፡ ኣብቲ ክብረ በዓል ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሉሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ሚኒስትር ምክልኻል…

ፈተናታት ኣጠንኪሮሙና ብፅንዓት ንክንሰርሕን ውፅኢት ክንረክብን ገይረሙና-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝረኣናዮም ፈተናታትን መከራታትን ኣጠንኪሮሙና ብፅንዓት ንክንሰርሕን ውፅኢት ክንረክብን ገይረሙና ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ 2018 ዓ.ም ናይ መጀመሪታ 100…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ፕሬዚደንት ፓርቲ ስምረት ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣይተ ጌታቸው ረዳ ፕሬዚደንት  ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) ብምዃን ተመሪፆም። እቲ ፓርቲ መስራቲ ጉባኤኡ ሎሚ እንተካይድ፥ 31 ኣባላት ቤት ምኽሪ ስምረት ተመሪፆም። ካብዚኣቶም ፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንትን እቲ ፓርቲ ከምኡውን…

መንግስቲ ውሽጣዊ ፀገማት ተፃዊሩ ዘካየዶም ስራሕቲ ልምዓት ዝነኣዱ ኢዮም-በለጠ ሞላ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ውሽጣዊ ፀገማት ተፃዊሩ ዘካየዶም ስራሕቲ ልምዓት ዝነኣዱ ኢዮም ኢሎም ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን  በለጠ ሞላ(ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ 2018 ዓ.ም ናይ መጀመሪታ 100 መዓልታት ኣብ ገምጋም ኣፈፃፅማ…

ኣብ ሃገርና ስሉጥ ምዕባለ ኢኮኖሚ ምቕፃል ክኢልና ኢና-ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርኪ ዓለም ፀገማት ኣብ ዝረኣይሉ ዓውዲ ኣብ ሃገርና ስሉጥ ምዕባለ ኢኮኖሚ ምቕፃል ክኢልና ኢና ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ።…