Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ኣደም ፋራህ ንበዓል ዒድ ኣል ፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብጸሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብጸሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡
ኣብ…
መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር 9 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝኽበር መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ትሽዓተ ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ምክልኻል፡፡
እቲ መድፍዕ ፅባሕ 11 መጋቢት 2018 ዓ.ም ወጋሕታ ሰዓት 12 ከምዝትኮስ ኣብቲ ሚኒስቴር ማእኸል…
ፍሬህይወት ታምሩ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ደቂ ኣንስትዮ መራሐቲ ቢዝነስ ኣፍሪካ ዝብል ኣፍልጦ ረኺበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ደቂ ኣንስትዮ መራሐቲ ቢዝነስ ኣፍሪካ 2026 ዝብል ኣፍልጦ ረኺበን፡፡
እተን ዋና ፈፃሚት ስራሕ መቐመጢኡ ኣብ እንግሊዝ ለንደን ዝገበረ መፅሄት ቢዝነስ ኣፍሪካ ኣብ ዝርዝር ፅዕንቶ…
እንሃንፆ መንግስቲ ብቅድመ መረፃ ተሳትፎና ዝውሰን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እንሃንፆ ሕጋዊን ህዝባዊን መንግስቲን ዝውሰን ኣብ ቅድመ መረፃ ብእንገብሮ ተሳትፎና ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መግለፂ…
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ዒድ ኣል ፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ዒድ ኣል ፈጥር ብምትሕብባር ብርሃን ሓጎስ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ዒድ ኣል ፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሙሉእ ትሕዝቶ ከምዚ ዝስዕብ ክቐርብ ኢዩ፡-…
ናብ ስሩዕ ስርዓት ቀረብ ነዳዲ ክሳብ ንምለስ ነዳዲ ብቑጠባ ምጥቃም ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናብ ስሩዕ ስርዓት ቀረብ ነዳዲ ክሳብ ንምለስ ነዳዲ ብቑጠባ ምጥቃም ይግባእ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡
እተን ከንቲባ ከምዝበለኦ÷ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ብዝተፈጠረ ቅልውላው ምኽንያት ሃገርና ሓዊሱ…
መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ዓርቢ ክኽበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ኣብ ስዑድ ዓረብ ወርሒ ብዘይምርኣያ ዓርቢ 11 መጋቢት ክኽበር ኢዩ፡፡
ሎሚ መዓልቲ ወርሒ ሸዋል ብዘይምርኣያ በመብ 1447 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ድሕሪ ፅባሕ ዓርብ (ጁምዓ) ተኸቢሩ ከምዝውዕል ተገሊፁ፡፡…
ኣብ እዋን ረመዳን ዝተርኣየ ክብሪ ምትሕግጋዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ – ሼህ ኣብዱልከሪም ሼህ በድሪን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ፆም ረመዳን ዝነበረ ክብሪ ምትሕግጋዝን ምትሕስሳብን ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ኢሎም ተቀዳሚ ም/ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼህ ኣብዱልከሪም ሼህ በድሪን፡፡
ሼኽ ኣብዱልከሪም ሼኽ በድሪን መበል 1 ሺሕን…
ህዝቢ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣልፈጥር እንተኽብር ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕታት ክኸውን ይግባእ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣልፈጥር እንተኽብር ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕታትን ብምትሕግጋዝን ክኸውን ይግባእ ኢሉ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ ኣበባ።
ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ሸይኽ ሙሓመድ ሸሪፍ በዓል ዒድ…