Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጉጅለ ሕክምና ኲዌት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ኣገልግሎት ይህብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሕክምና ኲዌት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ኣገልግሎት ይህብ ኣሎ።
እቲ ኣገልግሎት ሕክምና ንሓሙሽተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን ናፃ መጥባሕቲ ሕክምና ዝወሃበሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
በዚ ድማ ኣስታት 200 ሰባት…
ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋን ጳጉሜን ኣሉታዊ ድባብ ምቕያር ዘኽእል ናይ ምርድዳእ ስራሕ ክስራሕ ኢዩ-ኣይተ ኣረጋ ከበደ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋን ጳጉሜን ኣሉታዊ ድባብ ምቕያር ዘኽእል ናይ ምርድዳእ ስራሕ ክስራሕ ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣረጋ ከበደ ገሊፆም።
“ጳጉሜን ንኢትዮጵያ” ብዝብል ሃገራዊ ጎስጓስ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ሞያዊያንን…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፍሪያት ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት ክብ ንምባል ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ 2016 ዓ.ም 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰብ ስራሕ ምድቓል እንስሳት ብምክያድ ፍሪያት ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት ክብ ንምባል ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ኣብቲ ክልል ወረዳ ሌሙን ቢልቢሎን መጀመሪ መርሃ ግብሪ መመሓየሺ ዘርኢ እንስሳት…
ፎረም ኢንተርፕራይዛት ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ካልኣይ ፎረም ኢንተርፕራይዛት ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ፎረም ብዲፓርትመንት ኢኮኖሚ፣ ንግድን ቱሪዝምን ሕብረት ኣፍሪካ ኢዩ ተሰናዲኡ።
ብፍላይ ኣብ ጀመርቲ ፈጠርቲ ስራሕ መናእሰይ…
ቤት ምኽሪ ከተማ ሃዋሳ ህፁፅ ጉባኤ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ሃዋሳ ህፁፅ ጉባኤ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ ዝቐርቡሉ ሹመት ከንቲባ እታ ከተማ ሓዊሱ ናይ ካልኦት ኣባላት ካቤኒ ብምቕባል ተዛቲዩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ብተወሳኺ ስራሕቲ ልምዓት ምምሕዳር እታ ከተማን…
ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ምርድዳእ ብምፍጣር ኢትዮጵያ ምህናፅ ይግባእ – ኣይተ ታዬ ደንደኣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሓፁር ምፍልላይ ብምውፃእ ኣን ወሰንቲ ሃገራዊ ጉዳያት ሓበራዊ ምርድዳእ ብምፍጣር ንኢትዮጵያ ብሓባር ምህናፅ ናይ ኩሉ ሓላፍነት ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ታዬ ደንደኣ ገሊፆም።
“ሃገራዊ መነት ንጥንኩር ህንፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ…
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክልል ሃረሪ ስራሕቲ ክረምታዊ ወለንታ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክልል ሃረሪ ስራሕቲ ክረምታዊ ወለንታ ኣካይዱ፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብሩቱካን ኣያኖ÷ ስራሕቲ ወለንታ ምስላጥ ስንቂ ምቕማጥ ከምዝኾነ ተዛሪበን፡፡
እቲ ሚኒስቴር…
ኣዲስ ኣበባ ኣባል ፌዴሬሽን ቱሪዝም ከተማታት ዓለም ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣባል ፌዴሬሽን ቱሪዝም ከተማታት ዓለም ኮይና።
ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ እቲ ሰርተፊኬት ኣባልነት ካብ ኣመራርሓ እቲ ፌዴሬሽን ኣብ ቻይና ተቐቢሎም።
ፌዴሬሽን ቱሪዝም ከተማታት ዓለም ኣብ 85…
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ዝተመዝገበሎም ዓወታት ተጎናፂፉ – ከንቲባ ኣዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ጉዳያት ተረባሕቲ ዝገብሩ ዓወታት ከምዝተጎናፀፈ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
መበል 8ይ ስሩዕ ኣኼባ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ከተማ ኣዲስ…
ንምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን ክልል ኣምሓራ ቀዳምነት ዝህቡ ኣመራርሓ ናብ ቅድሚት ንምምፃእ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ኢና-ክልል ኣምሓራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን ክልል ኣምሓራ ቀዳምነት ዝህቡ ኣመራርሓ ናብ ቅድሚት ንምምፃእ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ኢና ክብል ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ።
መንግስቲ እቲ ክልል ትካላት ፀፅታ ንምጥንኻር ሓለፍቲን ምክትላት ሓለፍቲን…