Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ልዕሊ 20 ሺሕን 411 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ተጓዓዒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ዕለት ልዕሊ 20 ሺሕን 411 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝተጓዓዓዘ ተገሊፁ፡፡
እቲ መዳበሪያ ብ439 ተሽከርከርቲን ብባቡርን ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝተጓዓዘ ተሓቢሩ፡፡
ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ…
ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ ንተኸታተልቲ ሰለስለ መዓልታት ዝካየድ ምዝኾነ ተገሊፁ።
በጀት 2016 ዓ.ም ተዛቲዩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ኣብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝውዕል ተወሳኺ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ።
እቲ ሓገዝ ብወገን ፕሮግራም ምግቢ ዓለም፣ ብዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል መድሕን ህፃናት…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብተሳትፎ ሕብረተሰብ ልዕሊ 1 ሺሕ ፕሮጀክታት ከምዝተሰርሑ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብተሳትፎ ሕብረተሰብ ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ልዕሊ 1 ሺሕ ፕሮጀክታት ከምዝተሰርሑ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ካውንስል ተሳትፎ ሕብረተሰብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዛዘሚ ጉባኤ…
ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ፍልፍል ኩርዓት ሃገር ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ፍልፍል ኩርዓት ሃገር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጎዳና ርእሰ ከተማ ጣሊያን ዝኾነት ከተማ ሮም ንኣትሌት ኣበበ ቢቂላ መዘከርታ ኣንቢሮም።
ነዚ ስዒቡ እቶም…
ተፈተንቲ 12 ክፍሊ ተፈተንቲ ናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ይኣትዉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መልቒ ፈተና 12 ክፍሊ ዝወስዱ ተፈተንቲ ማሕራዊ ሳይንስ ናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ምእታው ጀሚሮም፡፡
ብመሰረት እዚ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ካብ ልዕሊ 11 ክፍለ ከተማታት ዝተውፃእፅኡ ተፈተንቲ ማሕበራዊ ሳይንስ ተምሃሮ ናብ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ሮም እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኮንፈረንስ ልምዓትን ፍልሰትን ይሳተፉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሮም እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ልምዓትን ፍልሰትን ይሳተፉ ኣለዉ።
ኢትዮጵያ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ምስ ዘለዋ ስትራቴጂካዊ ዓቕሚ÷ ፍልፍል ስደትን መሰጋገሪን መባፅሒትን ከመዝኾነትን…
ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካን ኣቦ መንበር ካውከስ ኢትዮጵያ-ኣሜሪካን ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካን ኣቦ መንበር ካውከስ ኢትዮጵያ-ኣሜሪካን ጆን ጋራሜንዲ ዘቲዮም።
እቶም ኣባል ኮንግረንስ ምስ መንግስቲን ህዝብን ኢትዮጵያ ንዝህልዎም ቀፃልነት ዘለዎ…
ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ምስ ልኡኹ ኩባንያ ቴክኖሎጂ ጄዲ ቻይና ዘትየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ምስ ልኡኹ ኩባንያ ጄዲ ቴክኖሎጂ ቻይና ተዛትየን።
ኣብቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዘለዉ ኣማረፅትን ዕድላትን ኢንቨስትመንት ዘድህበ ከምዝነበረ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እቲ ኩባንያ…
ተመረቕቲ ንድኽነት ብፍልጠት ንምርታዕ ፃዕሪ ክትገብሩ ኣለኩም-ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመረቕቲ ንድኽነት ብፍልጠት ንምርታዕ ፃዕሪ ክትገብሩ ኣለኩም ክብላ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ገሊፀን።
ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ብዝትፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ለዕሊ 1 ሺሕን 400 ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።…