Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዩንቨርስታት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠነኦም ተምሃሮ የመርቓ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ዩንቨርስታት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠነኦም ተምሃሮ የመርቓ ኣለዋ።
ብመሰረት እዚ ዩንቨርስቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን 124 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
ዩኒቨርሲቲ ዲላ እውን ልዕሊ 1 ሺሕን 829 ተምሃሮኡ…
ረብሓ ማሕበረሰብ ንግዲ ንዳግመ ሕውየት ትግራይ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ክልል ትግራይ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኢንሼቲቭ ኣፍሪካ፣ ቻምበር ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ይዛተ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ካብ ዝተፈላለያ ባንኪታት፣ ኣብ ሪል እስቴት ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ፣ ኣምፃእትን ለኣኽትን…
ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 8 ሺሕን 642 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ በዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም 8 ሺሕን 642 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ።
ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እቶም 5 ሺሕን 121 ብቐዳማይ ዲግሪ ፣ 3 ሺሕን 221 ካልኣይ ዲግሪን 300 ተምሃሮ ድማ ብሳልሳይ ዲግሪ ዘምረቑ…
ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ኤች.ኣይ.ቪ ኤድስ ኣካል ሕውየት ትግራይ ንግበሮ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ “ኤች.ኣይ.ቪ ኤድስ ንምክልኻልን ንምዕጋትን ንውፈር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ።
ኣብቲ ክልል ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ስዒቡ ኣብ ህዝቢ ዝላባዕ ዘሎ ለበዳ ሕማም ኤች.ኣይ.ቪ ኤድስ ንምክልኻልን ንምዕጋትን ዝዓለመ…
ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ግሎባል ግሪን ግሮውዝ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ግሎባል ግሪን ግሮውዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዳንኤል ኦግቦንያ ተዛቲየን።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምፅዋር ዝወሰደቶም ፖለቲካዊ ቆራፅነትን መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ…
ስግግር ፍትሒ ኣመልኪቱ ንተወከልቲ ሕብረት ኣውሮፓ ገለፃ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስግግር ፍትሒ ኣመልኪቱ ንተወከልቲ ሕብረት ኣውሮፓን ኣባል ሃገራትን ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቢሉ ገለፃ ተገይሩ።
እቲ መብርሂ ዝሃቡ÷ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ን ኣማኻሪ ፖለቲካ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ውሳነ ኣሕሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 22 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ዘሕለፎም ውሳነታት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሉ፡-
እቲ ቤት ምኽሪ መጀመርታ ዝተዛተየ ኣብ ረቂቕ ደምቢ ምደባን…
ስራሕቲ ሓምለዋይ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ተቐባልነት እናረኸበ ከምዝመፅአ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ሓምለዋይ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ተቐባልነት እናረኸበ ከምዝመፅአ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ።
ኢትዮጵያ ካብ ጎንፂ ናብ ሰላም ዝኸደትሉ መገዲ ትኹረት ሃገራት እናሰሓበን ስራሕቲ ህንፀት ምስሊ ክብ ከምዘበሎን ተሓቢሩ፡፡
ሚኒስቴር…
ነበር ተዋጋእቲ ዕጥቂ ክፈትሑ ኣብ ምግባር ከይዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ሃናፂ ግደ ክፃወቱ ይግባእ – ኣምባሳደር ተሾመ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተዋጋእቲ ዕጥቂ ክፈትሑ ንምግባርን መሊስካ ንምጥያሽን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ሃናፂ ግደ ክፃወቱ ከምዝግባእ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ፃውዒት ኣቐውሪቦም።
ነበር ተዋጋእቲ ዕጥቂ ክፈትሑ ኣብ ምግባር፣…
ዩኒቨርሰቲ ድሬዳዋ 1 ሺሕን 211 ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሰቲ ድሬዳዋ 1 ሺሕን 211 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
ካብ ሞንጎ ዝተመረቑ ተምሃሮ÷ 382 ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ተገሊፁ።
ተመረቕቲ ተምሃሮ 248 ብድህረ ምረቐ ከምኡ እውን 963 ድማ ብቅድመ ምረቐ ትምህርጾም እናተኸታተሉ ዝፀንሑ ኢዮም…