Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 7 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ዕብየት ክተመዝግብ ኢያ ዝብል ትፅቢት ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 28 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመር (ዶ/ር) ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 28 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ባይቶ ኣብ ጉባኤኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ በጀት 2015 ፀብፃብ…
ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ልኡኻት ቢሮ ጥዕና ቻይና ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ኣባላት ጉጅለ ልኡኻት ቢሮ ጥዕና ቻይና ግዝኣት ሃናን ተዛቲየን።
እተን ሚኒስትር÷ ሆስፒታል ጥሩነሽ ቤጂንግ ንኽጠናኸር ኣድላዪ ክትትልን ሓገዝን እናተገበረ ምዃኑ ኣብ እዋን ዘተአን ገሊፀን፡፡
ቻይና ዝገበረቶ…
ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ ይስራሕ ኣሎ – ኣምባሳደር ዣዎ ዢዩኣን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ እናተሰርሐ ምዃኑ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣዎ ዢዩኣን ገሊፆም።
ፎረም ማሕበራዊ ሓላፍነት ኩባንያታት ቻይና÷ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ተወከልቲ ኤምባሲ ቻይናን ኣመራርሓ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ናይ ኢቢሲ ሚዲያ ኮምፕሌክስ መሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብተለምዶ ሸጎሌ ተባሂሉ ኣብ ዝፍለጥ ከባቢ ዝተሃነፀ ሓዱሽ ናይ ኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን (ኢቢሲ) ሚዲያ ኮምፕሌክስ መሪቖም ከፊቶም።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ኣይተ ደመቀ መኮንንን ልኡኽ ኢትዮ- ጅቡቲን ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንንን ልኡኽ ኢትዮ- ጅቡቲን ኣብ ኣይ ሲ ቲ ፓርክ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም።
ኣይተ ደመቀ ኣብቲ እዋን ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ ንጅቡቲ ኣብ ሓምለዋይ ኣሰር ምስታፍ ኩለመዳይ ረብሓ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ፅባሕ ኣብ ፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ኣመልኪቶም ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምላሽን መብርሂን ክህቡ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፅባሕ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ መንግስቲ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ኣመልኪቶም ዝህቡዎ ምላሽን መብርሂን ከድምፅ ኢዩ።
እቲ ባይቶ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 28…
ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ናብ ዝሐሸ ብርኪ ንምስግጋር ትካላት ብሓባር ክሰርሑ ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ናብ ዝሐሸ ብርኪ ንምስግጋር ኩሎም ትካላት ብሓባር ክሰርሑ ከምዝግባእ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ተዛሪቦም።
ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ኮንፈረንስ ልምዓት ንግዲ የተባበሩት ብምትሕብባር ኣብ ዝቕፅሉ 7 ዓመታት ዝትግብሮ መርሃ…
ርክብ ክልላት ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ናብ ዝነበሮ ንምምላስ ዝሕግዝ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ክልላት ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ዘሎ ርክብ ናብ ዝነበሮ ኩነታ ንምምላስ ዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ኣመራርሓታት ቢሮ ሰላምን ፀፅታን ከምኡ እውን ቢሮ ትራንስፖርት እተን ክልላት ተረኺቦም፡፡…
ህዝቢታ ደቡብ ኢትዮጵያ መበል 12 ክልል ኮይኑ ንኽውደብ ተወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሓዲሽ ክልል ህዝቢታ ደቡብ ኢትዮጵያ ኮይኑ ንኽውደብ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡
ስሩዕ ኣኼባ 6ይ ዘበን ፓርላማ፣ 2ይ ዓመት እዋን ስራሕ፣ 2ይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን÷ ካብ ትማሊ ጀሚሩ እናሳለጠ ይርከብ፡፡
ኣብ ናይ ሎሚ…