Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ደመቀ መኮንን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ጁባ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ጁባ ኣምሪሖም።
ኣይተ ደመቀ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጁባ እንትበፅሑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ሱዳን ጀምስ ሞርጋን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…
ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምትሕብባርን ፖርቹጋል ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምትሕብባርን ፖርቹጋል ፍራንሲስኮ ኣንድሬ ዘቲዮም።
ኣብ ሓበራዊ ረብሓን ወሳኒ ዛዕባታትን ዝጠመተ ዘተ ከምዝገበሩ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ርክብ ክልላት ትግራይን ላዝዮን ክብ ንምባል ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ ሃገረ ጣልያን ፕረዚደንት ክልል ላዝዮ ፍራንሲስኮ ሮካ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም።
ኣይተ ጌታቸው ረዳ÷ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ጣልያን ምስ ትግራይ ንእትገብሮ ሰናይ…
ኣብ ከባቢ ፓርክ እንጦጦ ተግባር ሽፍትና ዘካይዱ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ብእስራት ተቐፂዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ፓርክ እንጦጦ ተግባር ሽፍትና ዘካይዱ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ብእስራት ከምዝተቐፅዑ ጣቢያ ፖሊስ ከባቢ ሽሮሜዳ ገሊፁ።
ሓላፊ ምትሕብባር ምርመራ ገበን እቲ ጣቢያ ምክትል ኢንስፔክተር ፍቅሩ ማሞ፥ ዮናስ ዳኜን ንግዚኡ ዘይተትሓዘ መሻርኽቱን…
መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብ፥ ስርዓት ፌዴራል ንዘላቒ ሰላም ዘለዎ ግደ ብዘጠናኽር መልክዑ ክኽበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብ፥ ስርዓት ፌዴራል ንዘላቒ ሰላም ዘለዎ ግደ ብዘጠናኽር መልክዑ ክኽበር ኢዩ ክብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገሊፁ።
እቲ በዓል ኣስተምህሮ ሕገ መንግስቲን ሕብረ ብሄራዊ ሰርዓትን ብግቡእ ተበፃሒ ብዝገብር መገዲ ንምኽባር ስልጠና…
ከንቲባ ደቡብ ኮሪያዊት ከተማ ቾንቹን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፍቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኾነት ከንቲባ ደቡብ ኮሪያዊት ከተማ ቾንቹን ዩክ ዶንግ ሃን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምስ ጉጅለ ልኡኾም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡
ከንቲባ ዩክ ዶንግ ሃን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ምክትል ከንቲባ ከተማ…
ብፕሬዚዳንት ክልል ላዝዮ ዝተመርሐ ልኡኽ መቐለ ኣትዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ኣብ ሃገረ ጣልያን ናይ እትርከብ ክልል ላዝዮ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መቐለ ኣትዩ።
ነቲ ጉጅለ ልኡኽ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቀባብላ ገይሮሙሉ።…
ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚቴ ስትሪንግ ሚኒስቴር ጥዕና ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚቴ ስትሪንግ ሚኒስቴር ጥዕና ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ኣኼባ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሚኒስቴር ጥዕናን ተፀዋዕቲ ትካላትን ከምኡ እውን ሓለፍቲ ጥዕና ቢሮ ክልላት ተረኺቦም፡፡
ኣብ ዝሓለፈ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚቴ ስትሪንግ ዝተለዓሉ ውሳነታት…
ልዕሊ 51 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ቆፎታት ሞባይልን መለዋወጢ መኪናን ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቆፃፀሪ ጣቢያ ጉምሩኽ ኣዋሽ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣልበረከቴ ልዕሊ 51 ሚሊየን ብር ዝግመቱ 2 ሺሕን 233 ሞባይል ቆፎታትን መለዋወጢ መኪናን ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ።
እቶም ሞባይል ቆፎታት ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ክፍሊታት…
ንኣሰናዳእቲ ቴኣትር ናፃ ሰዓት ኣየር ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ንኣሰናዳእቲ ቴኣትር ናፃ ሰዓት ኣየር ሂቡ።
እቲ ናፃ ሰዓት ኣየር ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ።
ምልክታታት ቴሌቭዥንን ሬዲዮን ብናፃ ንኹሎም ኣሰናዳእቲ ቴኣትር ኢዩ ተዋሂቡ።
ስነ ስርዓት ምንባር ክታም…