Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ቴክኖሎጂ ኒውክሌር ኣብ ዓውዲታት ጥዕና፣ ሕርሻን ቀረብ ሓይሊን ክትጥቀመ ትደሊ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቴክኖሎጂ ኒውክሌር ኣብ ዓውዲታት ጥዕና፣ ሕርሻን ቀረብ ሓይሊን ክትጥቀም ከምትደሊ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
እቶም ሚኒስትር ምስ ዋና ሓላፊ ኤጀንሲ ኣቶሚክ ኤነርጂ ኣሌክሴይ ሌካቼቭ ኣብ ኢትዮጵያ…
ብሄራዊ ፈተና ማሕበራዊ ሳይንስ 12 ክፍሊ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልቲታት እነተውሃበ ዝነበረ ብሄራዊ ፈተና ማሕበራዊ ሳይንስ 12 ክፍሊ ብሰላምን ብዕዉት ኩነታት ከምዝተዛዘመ ግልጋሎት ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡
ግልጋሎት ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ÷ ኣብቲ ከይዲ ንዝተሳተፉ ኩሎም…
ምትሕብባር ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘጠናኽሩ ስምምዓት ተፈሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘሎ ምትሕብባር ሓሬታ፣ ቢዝነስን መሰረተ ልምዓትን ዘጠናኽሩ ስምምዓት ተፈሪሞም።
እቶም ስምምዓት ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ እናተሳተፈ ብዝርከብ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዝተፈረሙ ኢዮም።
ኣብ ሞንጎ…
ኣብ ክልል ትግራይ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) እናቐረበ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ብፅቡቕ ኩነታት እናቐረበ ከምዝርከብ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣብ ቀፃሊ እውን ክቐርብ ዘለዎ መዳበሪያ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ጅቡቲ ናብቲ ክልል ከምዝበፅሕ እቶም ሚኒስትር…
መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዓሹራ ኣብ መስጊድ ኣልነጃሺተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣቆፃፅራ ሄጅራ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዓሹራ ካብ ሃይማኖታዊ ክብሪታቱ ብዝሕሉ መንገዲ ኣብ ጥቓ መስጊድ ኣልነጃሺ ተኸቢሩ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ÷ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ ዝመፅኡ ተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምናን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ኮሚሽን ጉምሩኽ ምስ ምምሕዳር ጉምሩኽ ሩሲያ ጉምሩክ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ስርዓት ቅብብል ዋጋ ንምስላጥ ዘኽእል ምስ ምምሕዳር ጉምሩኽ ሩሲያ ጉምሩክ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታ ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ኮሚሽን ጎድና ጎድኒ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ፤ ስርዓት ቅብብል ዋጋ…
ዜጋታት ንባዕልቶም ካብ መበገሲታት ተቓላዕነት ሕማም ጉበት ክከላኸሉ ይግባእ-ዶ/ር ደረጄ ዱጉማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ንባዕልቶም ካብ መበገሲታት ተቓላዕነት ሕማም ጉበት ክከላኸሉ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶ/ር ደረጄ ዱጉማ ገሊፆም።
ብብርኪ ዓለም ንመበል 13 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል ታሽዓይ ግዘ “ጥዕና ጉበት ንጥዑይ ህይወት”…
ቢሮ ግልጋሎት ፕሮጀክታት ውሕመ ንክልል ትግራይ 9 ሺሕን 500 ኩንታል ሓገዝ ዘበናዊ ዱኽዒ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ግልጋሎት ፕሮጀክታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ወረዳታት 9 ሺሕን 500 ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበርያ) ሓዊሱ ከካልኦት ሓገዛት ገይሩ።
እቲ ቢሮ ካብ መዳበርያ ብተወሳኺ 3 ሺሕ ኩንታል ጣፍ፣ 1 ሺሕ 585…
ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ብዝተተለመን ዝተወደበን ኣገባብ ምስራሕ መማረፂ ዘይብሉ ዕማም እዩ-ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት መሪሕነት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣ ሙሁራን፣ ተወከልቲ ተነሓናሕቲ ውድባትን ካልኦት ዓቕምታት ትግራይን ዝተሳተፍሉ እግሪ ምትካልን ዳግመ ህንፀት ትግራይን ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተዳለወ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ…