Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዘለዎም ፖሊሳት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን የካይድ ኣሎ።
እቲ መርሃ ግብሪ ልዑል ዕብየት መዓርግ፣ ሽልማትን ኣፍልጦን ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ኮሚሽነር ፖሊስ…
በዓል ዒድ ኣልፈጥር ወርሒ ሎሚ እንተተራእያ ፅባሕ፣ እንተዘይተራእያ ቀዳም ክኽበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ ኣልፈጥር 2015 ዓ.ም ወርሒ ሎሚ እንተተራእያ ፅባሕ፣ እንተዘይተራእያ ቀዳም ክኽበር ኢዩ ክብል ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሼሪዓ ፌዴራል ኣፍሊጡ።
እቲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ሰዓብቲ እምነት…
መንግስቲ ኩነታት ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ብዕቱብ ይከታተል ከምዘሎ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ኩነታት ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ብዕቱብ ይከታተል ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብ ሱዳን ብመሰረት ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ፀፅታን ድሕንነትን፥ ኣብ ዋና ቤት ዕዮን ካርቱምን ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ፌዴሪኢ ኣቢሉ…
ዝተፈላለዩ ሰዓብቲ ሃይማኖታት ኣብ ኣዲስ ኣበባን ሃረርን ሰላት ዒድ ዝስገደሉ ከባቢ ኣፅርዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሰዓብቲ ሃይማኖታት ኣብ ኣዲስ ኣበባን ሃረርን በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ሰላት ዒድ ዝስገደሉ ከባቢ ኣፅርዮም።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ስታዲየም ኣብ ዝተገበረ ስነ ስርዓት ምፅራይ፥ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ኣባገዳታት፣ ዝተፈላለዩ…
ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምባላላ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ሃዋሳ ጉዱማሌ ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ትማሊ ኣብ ከባቢ ፍቼ ዝጀመረ እንትኸውን፥ ሎሚ መዛዘሚኡ ብስርዓት ጫምባላላ ይኽበር ከምዘሎ ተገለፂ፦
ፍቼ ናይ ተሃድሶን ምምስጋንን መዓልቲ ብምዃኑ ተወለድቲ…
ከንቲባ ኣዳነች ምስ ኣመራርሓታት ማእኸል ታሪኽ፣ ሓድጊን ትምህርቲን ፀለምቲ ህዝቢታት ኣፍሪካን ካሪቢያን ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣመራርሓታት ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም ዝነብሩ ዓለም ለኸ ሙሁራን ማእኸል ታሪኽ፣ ሓድጊን ትምህርቲን ፀለምቲ ህዝቢታት ኣፍሪካን ካሪቢያን ተዛቲየን።
ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን…
መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምበላላ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምበላላ ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ብኣቆፃፅራ ኣያንቱታት ሲዳማ ሓዱሽ ዓመት ዝብሰረሉ በዓል እንትኸውን÷ ሎሚ ዕለት ድማ ምፍናው ዝኣረገ ዓመት ዝግበረላ ዕለት ኢያ፡፡
ኣኽበርቲ እቲ በዓል ቡርሳሜ ዝተብሃለ…
ን2 ኩባንያታት ፍቓድ ዝለዓለ ደረጃ ምፍራይ ደለል ወርቂ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድን ንክልተ ኩባንያታት ፍቓድ ዝለዓለ ደረጃ ምፍራይ ደለል ወርቂ ተዋሂቡ።
ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ን መካየድቲ ስራሕ እቶም ኩባኒያታትን ነቲ ስምምዕነት ፍቓድ ፈሪሞምዎ፡፡
#Ethiopia
እዋናዊ ሓበሬታ…
ኢትዮጵያ ዘላቒ ሽቶታት ልምዓት ተፈፃሚ ንምግባር ዘለዋ ቆራፅነት ተናኢዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላቒ ሽቶታት ልምዓት ተፈፃሚ ንምግባር ዘለዋ ቆራፅነት ዝነኣድ ኢዩ ክብሉ መተሓባበሪት ሰብኣዊ ሓገዝን ረዚደንስን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ገሊፀን።
ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍጹም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ መተሓባበሪት ሰብኣዊ ሓገዝን…
ትካላትን ውልቀ ሰባትን ንመኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ገንዘብ ምግባር ይቕፅሉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ንፕሮጀክት መኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ገንዘብ ምግባር ይቕፅሉ ኣለዉ።
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ 9ይ ዙር ፕሮጀክት ገበታ ንወለዶ ሓገዝ ዝገበሩ ዝርዝር ትካላትን ውልቀ ሰባትን ዕላዊ ገይሩ፡፡
ሓገዝ ዝገበሩ…