Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ትካላዊ ሪፎርም ምንቅስቓስ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ኣዕቢዩ ኢዩ – ኮሚሽነር ዘላለም መንግስቴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዝተሳለጠ ትካላዊ ሪፎም ፖሊስ ኣብቲ ክልል ምንቅስቓስ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ አዕቢዩ ኢዩ ኢሎም ኮሚሽነር ፖሊስ እቲ ክልል ዘላለም መንግስቴ (ዶ/ር)።
ኮሚሽነር ዘላለም መንግስቴ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ፤ ፖሊስ እቲ…
ንዝረአን ዝተረኸበን ውፅኢት ናብ ዘይምእማንን ዘይምቕባልን ናብ ዝመርሕ መፈንጠር ሓሳብ ክንወድቕ ኣይብልናን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝረአን ዝተረኸበን ውፅኢት ናብ ዘይምእማንን ዘይምቕባልን ናብ ዝመርሕ መፈንጠር ሓሳብ ክንወድቕ ኣይብልናን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ረቡዕ ኣብ…
ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ናፃ ንግዲ ዞባ ኣፍሪካ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ናፃ ንግዲ ዞባ ኣፍሪካ ሎሚ ተጀሚሩ።
ኣብቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ፣ ሚኒስትር…
ኢትዮጵያ ዞባዊ ምትእስሳር ንምዕባይ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ባቡር ተስፋሕፍሕ ኣላ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዞባዊ ምትእስሳር ንምዕባይ ፍርያት ኣታዊን ወፃኢን ንምጉዕዓዝ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ባቡር ተስፋሕፍሕ ኣላ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡
ፓርክ ኢንዱስትሪ ኤ ኤም ጂ ምስ ቀንዲ መስመር…
ዲጂታል ክህሎት ንምዕባይን ኣገዳሲ መሰረተ ልምዓት ንምህናፅ ፅቡቕ ስጉምቲታት ኬድና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዲጂታል ክህሎት ንምዕባይን ኣገዳሲ መሰረተ ልምዓት ንምህናፅን ፅቡቕ ስጉምቲታት ኬድና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር)፡፡
መበል 24 ጉባኤ ኮሜሳ “ዲጂታላይዜሽን ንልምዓት ዞባዊ ሰንሰለት ምጉልባት ብምጥቃም ንዘላቒን ንኹሉ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናብ ኬንያ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ጉጅለ ልኡኾምን ሎሚ ንጉሆ ናብ ኬንያ ኣትዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 24 ዕዳጋ ምብራቅን ደቡብን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ጉባኤ መራሕቲ ንምስታፍ እዮም ናይሮቢ…
ሓይሊ ኣየር ዘሰልጠኖም መሰረታዊ ወታደራት የምርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ነቲ ኣካዳሚ ዘሰልጠኖም መሰረታዊን ወታደራት የምርቕ ኣሎ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጀነራል ይልማ መርዳሳ ሓዊሱ ምስ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓን ዕዱማት ኣጋይሽን ተረኺቦም።…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪፐብሊክ ሳይፕረስ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪፐብሊክ ሳይፕረስ ኮንስታንቲኖስ ኮምቦስ ተዛቲዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ዝነበረና ፃንሒት ብምዝዛም…
ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ዘኽእል መሰረት ይንበር ኣሎ – ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ዘኽእል መሰረት ይንበር ኣሎ ኢሎም ምክትል ኣካቢ መተሓባበሪ ኮሚቴ ትካላት ፌዴራል ፓርቲ ብልፅግና ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)፡፡
መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ወረዳታትን ኣፈፃፅማ ውዳበታት ክላስተር ኢኮኖሚን ብልፅግና…