Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክሊ ብዙሕ ፈተናታት ብምዃን ኢኮኖሚና ብዝተባባዕ ኩነታት ይጠናኸር ኣሎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ሽዱሽተ ኣዋርሕ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ዝግበር ዘሎ ገምጋም ኣመልኪቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዓውዲ ቱሪዝም ንምጉልባት ኣካል…
ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ብምጥማት ምስ ነበርቲ ከተማ ኣርባ ምንጭን ከባቢኣን ልዝብ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ብምጥማት ምስ ነበርቲ ከተማ ኣርባ ምንጭን ከባቢኣን ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዘተ÷ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፤ ሚኒስትር መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ኣብርሃም…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ፍርቂ ዓመት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ሽዱሽተ ኣዋርሕ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ገምጋም ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝተፈፀሙ ተግባራት ብዝምልከት ዘተ ይግበረሉ ከምዘሎ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ስራሕቲ ምድምሳስ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኣመራርሓታት እቲ ወፍሪ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ጉጂን ቦረናን ጎረባብቲ ከባቢታት ክልል ሶማሌን ወፍሪ ምድምሳስ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዝተተለሞ ከይዲ ይስራሕ ከምዘሎ መራሕቲ እቲ ወፍሪ ገሊፆም፡፡
ኣብ ናፃ ዝወፃ ቀበሌታት ድማ እቲ ወፍሪ ብዝመርሑ ኣመራርሓታት ምክልኻል…
ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ወድዓዊ ሃገራዊ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ይካድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ወድዓዊ ሃገራዊ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ይካድ ኣሎ፡፡
ኣብታ ክልል ኣብ ወድዓዊ ሃገራዊን ክልላዊን ዛዕባታት ከምኡ እውን ፖለቲካውን ኩነታት ፀጥታን ዝዝቲ ህዝባዊ ዋዕላ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ ዘተ ርእሰ ምምሕዳ…
ኣርባዕተ ፋብሪካታት ሽኮር ካብ ወርሒ ታሕሳስን ጥሪን ጀሚረን ናብ ፍርያት ተመሊሰን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ፋብሪካታት ሽኮር ካብ ወርሒ ታሕሳስን ጥሪን ጀሚሩ ናብ ፍርያት ምምላሰን ግሩፕ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ክሳብ ሕዚ ፋሪካታት ሽኮር ፊንጫ፣ ወንጂ ሸዋ፣ ኦሞ ኩራዝ 2ን ኦሞ ኩራዝ 3ን ምዝዛም እዋን ክርምቲ ስዒቡ ናብ ፍርያት…
ኣብ ኣዋሽ ኣርባ ሎሚ ዝረኣናዮ ዝተዋደደ ልምምድ ኲናት ኢትዮጵያ ኲናት ዘትርፍ ሓይሊ ምህናፃ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዋሽ ኣርባ ሎሚ ዝረኣናዮ ዝተዋደደ ልምምድ ኲናት ኢትዮጵያ ኲናት ዘትርፍ ሓይሊ ምህናፃ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ኣብቲ ልምምድ ሓይሊ ኣየር፣ ከቢድ ኣፅዋር፣ ፍሉይ ሓይሊን እግረኛን ተዋዲዱ ኲናት ኣብ ሓፂር እዋን…
ባርዕ ሓዊ ዘጋጠሞ ህንፃ ቤት ፅሕፈት ክፍለ ከታመ ለሚ ኩራ ብዝበለፀ ንምህናፅ መርብራብ ይግበር ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባርዕ ሓዊ ዘጋጠሞ ህንፃ ቤት ፅሕፈት ክፍለ ከታመ ለሚ ኩራ ብዝበለፀ ንምህናፅ መርብራብ ይግበር ኣሎ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ኣብቲ ሀንፃ ዝነበረ ሰነዳት መንግስቲን ህዝብን ብሰንኪ እቲ ባርዕ መንም ዓይነት ጉድኣት…
መንግስቲ ጃፓን ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ማሽነሪታት ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ማሽነሪታት ደገፍ ገይሩ።
ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ማይ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ማይ ህንፀት ዓቕሚን ስግግረ ቴክኖሎጂን ግድኡ ዝፃወት ዘሎ መንግስታዊ ትካል ኢዩ ተባሂለሉ።
መንግስቲ ጃፓን ዝገበሮ ደገፍ…
ልዕሊ 183 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 183 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም።
እቶም ናውቲታት ካብ 12 ክሳብ 18 ጥሪ 2015 ዓ.ም ኣብ ዘሎ እዋን ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ኮሚሽን ጉምሩክ ገሊፁ።
ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ማእድን፣…