Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ስራሕቲ ምጥንኻር ኣናእሽቲ ግድባትን ልምዓት መስንኖን ኣማራፂ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምስፍሕፋሕን ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ምጥንኻር ኣናእሽቲ ግድባትን ልምዓት መስንኖን ኣማራፂ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምስፍሕፋሕን ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣተሓሳሲቦም።
ፀብፃብ ኣፈፃፅ ሽዱሽተ ወርሒ በጀት ዓመት ቀዳማ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ…
ትካላት ንብሄራዊ ኮሚሽን ዘተ ክድግፋ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ንብሄራዊ ኮሚሽን ዘተ ብፍሉይ ኩነታት ክድግፋ ይግባእ ተባሂሉ።
ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ዘተ ክኣቲ ኢዩ ዝተብሃለ እቲ ኮሚሽን፥ ክሳብ ሐዚ ዝነበሮ ከይዲን ተቐባልነትን እወንታዊ ከምዝኾነ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ኮሚሽነራት…
ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ከተማዊን ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ከተማዊን ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።
ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህና ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ተረኺቦም።
ኣብ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ለውጢ…
ማዕረ ዕድልን ሙሉእ ተሳታፋይነትን ጉዱኣት ኣካል ንኽረጋገፅ ትኹረት ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማዕረ ዕድልን ሙሉእ ተሳታፋይነትን ጉዱኣት ኣካል ንኽረጋገፅ ትኹረት ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ገሊፁ።
ዓለም ለኸ መዓልቲ ስጋ ደዌ ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 24 ግዘ፤ ብብርኪ ዓለም ንመበል 69 ግዘ ብብርኪ…
ብሄራዊ ጉባኤ ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጉባኤ ሃረሪ 6ይ ዙር 2ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ÷ ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ኣፈ ጉባኤ ብሄራዊ ጉባኤ ክልል ሃረሪ ኣይተ ሙህየዲን አህመድን ምክትል ኣፈ -ጉባኤ ወይዘሮ ዚነት ዩሱፍን…
ብምክትል ሚኒስትር ፍትሒ ቱርኪ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ሚኒስትር ፍትሒ ቱርኪ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ገይሩ።
ኣብ ሞንጎ መንግስታት ኢትዮጵያን ቱርኪን ዘሎ ክልተኣዊ ምትሕብባር ሕጊን ፍትሒን ኣብ ዝጠናኸረሉ ኩነታት ንምዝታይ ኢዩ ብምክትል ሚኒስትር ፍትሒ መንግስቲ ቱርኪ…
80 ገበን ተንከፍ ጉዳያት ተንቲኑ ምውዝዑ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት ዘጋጠሙ 1 ሺሕን 360 ዘጠራጥሩ ጉዳያት መበገሲ ብምግባር 80 ገበን ተንከፍ ጉዳያት ፈልዩን ተንቲኑንንዝምልከቶም ኣካላት ምውዝዑ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ገሊፁ።
ካብ እቶም ዝቐረቡ ኣጠራጠርቲ ዛዕባታት እቲ…
እቶት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፌዴራል ብ28 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ወሲኹ – ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቶት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፌዴራል ምስ ዝሓለፈ ዓመት ኣፈፃፅማ እንትነፃፀር ብ28 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ከምዝወሰኸ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ ገሊፀን።
ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ሽዱሽተ ወርሒ ዓውዲ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድን…
ኣፈጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈጉባዔ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪሂ ዘቲዮም።
ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሎ እወንታዊ ምትሕብባር ኣጠናኺርና ምቕፃል ኣድላዪ ከምዝኾነ ኣብቲ ዘተ ተገሊፁ።…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንልዕሊ 284 ሺሕ ዜጋታ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ልምዓት ስራሕ፣ ኢንተርፕራይዝን ኢንዱስትሪን ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ን284 ሺሕን 998 ዜጋታ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ምውፋርን ምስፍሕፋሕን ስራሕ እቲ ቢሮ ሰብሓዲን ሱልጣን ንፋና ብሮድካስቲንግ…