Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሓፀርቲ ናይ ወፃኢ ስፖርታዊ ዜናታት

ሓፀርቲ ናይ ወፃኢ ስፖርታዊ ዜናታት ቼልሲ ድሕሪ 17 ዓመት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ብፉልሃም 2 ን 1 ተሳዒራ፤ ናይ ትማሊ ምሸት ውፅኢት ስዒቡ ድማ ኣሰልጣኒ ግርሃም ፖተርስ ኣብ መፃብብ ኣቲዮም ይርከቡ፡፡ ኣብቲ ፀወታ ዝተሰለፈ ሓዱሽ ፈራሚ ዣኦ ፊሊክስ ኣብ ፈላማይ ፕሪሚየር ሊግ ፀወትኡ…

ዝተጀመረ ተስፋ ሰላም ንኽፀንዕ ኣቦኣዊ ሓላፍነትና ክንዋፃእ ኢና – ኣቦታት ሃይማኖት ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተጀመረ ተስፋ ሰላም ንኽፀንዕ ኣቦኣዊ ሓላፍነትና ክንዋፃእ ኢና ክብሉ ኣቦታት ሃይማኖት ክልል ትግራይ ገሊፆም። ፋና ብሮድካስንቲግ ኮርፖሬት ኣብ ከተማታት ሸራሮ፣ ኣኽሱምን ዓድዋ ዘዘራረቦም ኣቦታት ሃይማኖት ክርስትናን እስልምን÷ ሰላም ምስባኽ…

ውድድር ጎብለላት ፋና ላምሮት ፅባሕ ፍፃምኡ ክረክብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ዙር ውድድር ጎብለላት ድምፃውያን ፋና ላምሮት ፅባሕ ፍፃምኡ ክረክብ ኢዩ። ኣብዚ ዓመት ብሰለስተ ምዕራፋት ብዓወት ዝዛዘሙ 12ተወዳደርቲ ብፍሉይ ኩነታት ዝተኻተቱ ክልተ ተናሓናሕቲ ብሓፈሻ 14 ተወዳደርቲ ን10 ሰሙናት እናተናሓንሑ ፀኒሖም ኢዮም፡፡…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኣተሓባበርቲ ኮሚቴ ዘተ ምሁራን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣተሓባበርቲ ኮሚቴ ዘተ ምሁራን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምሁራን ኣብ ልምዓት ኢትዮጵያ ዘለዎም ግደ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ብብርኪ ሃገር ኣብ 42 ዩንቨርስቲታት ዝተሳለጡ ዘተታት ብምጥማት ኢዮም ምስቶም ኣመራርሓ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ልኡኽ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ልኡኽ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ተዛቲዮም። ዋና መተተሓባባሪ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ኣብ ኣውሮፓን ኣሜሪካን ኣማኻሪ ዋና ፀሓፊ ኢስላሚክ ሊግን ዶክተር ኣብዱልዓዚዝ ሳርሃ÷ ነቲ…

ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሰብኣዊ ደገፍን ስራሕቲ ቅድመ መጠንቀቕታን ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዐ ስዒቡ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሰብኣዊ ደገፍን ስራሕቲ ቅድመ መጠንቀቕታን ከምዘጠናኽር ገሊፁ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ኣምባሳደር ሽፈራው ተ/ማርያም ምስ…

ኣሜሪካ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ትደሊ ኢያ -ትሬሲ ጃኮብሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ትደሊ ክብላ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ጃኮብሰን ተዛሪበን። ኣብ ከተማ ጅማ ዑደት ስራሕ ዝገብራ ዘለዋ እተን ኣምባሳደር፥ ኣብታ ከተማን…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይን ጀርመንን ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ካትሪን ኮሎንናን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ኣናሌና ባየርቦክን ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ንብዙሕ ዘበናት ዝፀንሐኩለ መዳያዊ ርከብ እተን ሃገራት በዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይን ጀርመንን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ካትሪን ኮሎንናን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ኣናሌና ባየርቦክን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ክምዝገለፅዎ፥ ዓምዩቕን ውፅኢታዊን ዘተና ኢትዮጵያ ምስ…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 33 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ 6ኣዋርሕ ልዕሊ 33 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2015 ዓ.ም ኣቕሪበን። ኣብቲ ፀብፃብ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ…