Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ብራዚል ንሰርቢያ 2ን0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሸት ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ምድብ ሸውዓተ÷ ብራዚል ንሰርቢያ 2ን0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ። ክልቲአን ሃገራዊ ጋንታታት ቀዳማይ ፍርቂ ፀወታ ብዘይ ሽቶ ይዛዝማ እምበር÷ ድሕሪ ዕረፍቲ ሪቻልሰን ብዘመዝገበን 2 ሽቶታት ብራዚል ተዓዋቲት…

ስዊዘርላንድ ኣብ ልዕሊ ካሜሮን 1 ን0 ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ሰዓት 7 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ዋንጫ ዓለም ስዊዘርላንድ ኣብ ልዕሊ ካሜሮን 1 ን0 ተዓዊታ። ብሪል ኤምቦሎ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ስዊዘርላንድ እቲ ፀወታ ክትስዕር ክኢላ ኣላ። ብትውልዱ ካሜሮናዊ ብዜግነቱ ስዊዘርላንዳዊ ዝኾነ ብሪል…

ሎሚ መዓልቲ ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ሰዓት 7 ካሜሮን ምስ ሰስዊዘርላንድ ሰዓት 1 ፖርቱጋል ምስ ጋና ሰዓት 10 ኡራጋይ  ምስ ደቡብ ኮሪያ ሰዓት 4 ብራዚል ምስ ሰርቢያ…

ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ጀርመን ብጃፓን ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊት ጋንታ ጃፓን ንጀርመን መዘናኣ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ሰዓት 10 ኣብ ዝጀመረ ፀወታ ክልቲአን ሃገራት ኢካይ ጉንዶኻን ኣብመበል 33 ደቒቕ ብዘመዝገባ ሽቶ ጀርመን…

ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሞሮኮን ክሮሺያን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ኣብ ሃገራዊያን ጋንታታት ሞሮኮን ክሮሺያን ማዕረ ተፈላሊየን። ሰዓት ሸውዓተ ኣብ ዝጀመረ ፀወታ ክልቲአን ሃገራት 0 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ። ኣብቲ ምድብ ዝርከባ ሃገራት ቤልጂምን…

ኣብ ራብዓይ መዓልቲ ውዕሎ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ 7 ሰዓት ኣብ ምድብ ሽዱሽተ ዝተደልደላ ሃገራት ሞሮኮን ክሮሺያን ክፃወታ ኢየን። ብተመሳሳሊ ኣብቲ ምድብ ዝርከባ ሃገራዊ ጋንታታ ቤልጂምን…

ዴንማርክን ቱኒዚያን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴንማርክን ቱኒዚያን ብማዕረ ውፅኢት ባዶ ብባዶ ተፈላሊየን። ነዚ ስዒቡ ነጥቢ ተማቒለን ኣለዋ። መበል 22 ዋንጫ ዓለም ኣብ ኳታር ይካየድ ምህላዉ ይፍለጥ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…

ኢትዮ ፌሪስ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ፌሪስ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪ ተጣይሹ። እቲ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርተን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያን ትካል ተራንስፖርት ጣና ሃይቂን ብምውሃድ ኢዮም ኣጣይሸምዎ። መርሃ ግብሪ ምጥያሽ እቲ ትካል በዝምልከት ኣብ ባህርዳር ተሳሊጡ።…

ስዑዲ ዓረብ  ኣብ ልዕሊ ኣርጀንቲና 2 ን1 ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዑዲ ዓረብ  ኣብ ልዕሊ ኣርጀንቲና 2 ን1 ተዓዊታ። ኣብቲ ፀወታ ኣብ መበል 10 ደቒቓ ሊዮኔል መሲ ብፍፁም ቅፅዓት ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ቅድሚ ዕረፍቲ 1 ንባዶ ምምራሕ እኳ እንተኸኣለት፥ ስዑዲ ዓረብ ደሕሪ ዕረፍቲ ውፅኢት እቲ ፀወታ ቀይረምዎ።…